amh
stringlengths 4
246
| tig
stringlengths 3
240
|
---|---|
ቅር ያሰኘንን ሰው ለማነጋገር ከወሰንን፣ በተበሳጨንበትና ነገሮችን ሳናመዛዝን ልንናገር በምንችልበት ወቅት መናገራችን ጥበብ አይሆንም። | ክንዛረብ እንተ ኣልዩና፡ ተበሳጪና ኸለና ሕማቕ ክንዛረብ ስለ እንኽእል፡ ኣብቲ ግዜ እቲ ነቲ ቕር ዘበለና ሰብ ዘይምዝራቡ ይሓይሽ። |
ይሁንና ፍጹም ጤና የምናገኝበት ጊዜ እንደሚመጣ ይናገራል። | ኰይኑ ግና፡ ብዛዕባ እቲ ምሉእ ብምሉእ እንሓውየሉ ግዜ ትሕብረና እያ። |
ሰይጣን በዓለም ላይ ያሉ የሐሰት ሃይማኖቶችን ተጠቅሞ የሰዎችን አእምሮ እያሳወረ ነው። | ሰይጣን ብናይ ሓሶት ሃይማኖታት ገይሩ ንኣእምሮ ሰባት ኣዕዊርዎ ኣሎ። |
በእርግጥም ይሖዋ የሰው ልጆችን ሲፈጥር ከእሱ አገዛዝ ርቀው ራሳቸውን ለመምራት የሚያበቃ ችሎታም ሆነ መብት አልሰጣቸውም። | እወ፡ የሆዋ ንደቂ ሰብ ካብኡ ተፈልዮም ንርእሶም ኬመሓድሩ ዚኽእሉሉ ኽእለት ወይ መሰል ሂቡ ኣይኰነን ፈጢርዎም። |
ይሖዋ፣ ይህን ክፉ ሥርዓት የሚያጠፋበትን ጊዜ ወስኗል፤ ይህ ጊዜ በአንድ ቀንም እንኳ እንዲራዘም እንደማይፈቅድ እርግጠኞች ነን። | የሆዋ ነዛ እክይቲ ዓለም እዚኣ ኻብቲ ዝዓለሞ ንሓንቲ መዓልቲ እኳ ኽትጸንሕ ከም ዘይፈቕደላ ንኣምን ኢና። |
አንዳንዶች በመጽሐፍ ቅዱስ ውስጥ ስለሰፈሩት ትንቢቶች ወይም መጽሐፍ ቅዱስ ከታሪክ፣ ከአርኪኦሎጂና ከሳይንስ አንጻር ትክክል ስለመሆኑ ለማጥናት ግብ አውጥተዋል። | ገሊኦም ብዛዕባ ትንቢታት መጽሓፍ ቅዱስ የጽንዑ እዮም፣ ወይ ከኣ ነቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ ዛንታታት ምስ ታሪኽን ስነ ጥንትን ስነ ፍልጠትን ብምንጽጻር ብዛዕባ ልክዕነቱ የጽንዑ እዮም። |
ይሁንና ያገቡም ሆኑ ያላገቡ ክርስቲያኖች ማንኛውንም ሸክም አንስተው በመጣል ብዙ ትኩረት የሚከፋፍሉ ነገሮች ሳይኖሩባቸው አምላክን ማገልገል ይችላሉ። | ይኹን እምበር፡ እተመርዓና ንኹን ዘይተመርዓና ብዘየገድስ፡ ኵላትና ንዅሉ ኽብደት ክንቅንጥጦን ንየሆዋ ብዙሕ ከየስገልና ኸነገልግሎን ንኽእል ኢና። |
አዎ፣ የክርስቶስን ምሳሌ መከተል እንችላለን፤ ምክንያቱም ልክ እንደ ኢየሱስ ሁሉ እኛም የተሠራነው በአምላክ መልክና አምሳል ነው። | ኰይኑ ግና፡ ናጽነትና ደረት ኣለዎ። |
ራሳቸው በሠሩት ቤት ውስጥ ለመኖርና የተከሏቸውን ዛፎች ፍሬ ለመብላት ይጓጉ ነበር። | ባዕላቶም ኣብ ዝሃነጽዎ ኣባይቲ ኺነብሩን ፍረ ዝተኸልዎ ኣእዋም ኪበልዑን ከኣ ይህንጠዩ ነይሮም እዮም። |
መጽሐፍ ቅዱስን ማጥናታችን ስለ ይሖዋ፣ ስለ ማንነቱ፣ ስለ ባሕርያቱ እንዲሁም ስለሚወዳቸውና ስለሚጠላቸው ነገሮች ያለን ግንዛቤ ከዕለት ወደ ዕለት እያደገ እንዲሄድ ሊረዳን ይገባል። | ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እንገብሮ መጽናዕቲ፡ ብዛዕባ የሆዋን ብዛዕባ ባህርያቱን ብዛዕባ እቲ ንሱ ዚፈትዎን ዚጸልኦን ነገራት በብግዜኡ እናነጸረ ዚኸይድ ስእሊ ኺህበና ኣለዎ። |
ከዚህም በላይ ሰሜናዊው የእስራኤል መንግሥት በሚያስተዳድረው ክልል ይኸውም በተራራማው የኤፍሬም ምድር የሚኖረውን ሕዝብ እንኳ ወደ ይሖዋ ለመመለስ እዚያ ድረስ ሄዷል። | ኣብ ክሊ እታ ሰሜናዊት መንግስቲ እስራኤል ናብ ዝነበረ ኣኽራን ኤፍሬም ከይዱ እውን ነቶም ህዝቢ ናብ የሆዋ ኪመልሶም ጽዒሩ እዩ። |
ጋዜጣው አክሎም እንዲህ ብሏል፦ በይሖዋ ምሥክሮች ትልቅ ስብሰባ ላይ ግን ሁኔታው ከዚህ የተለየ ነው። | ኣስዕብ ኣቢላ፡ ኣብ ኣኼባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ግና ከምኡ ኣይኰነን በለት። |
ከዚያም ጥቅሶቹን አንድ ላይ ስትመለከቷቸው እርስ በርሱ የሚስማማ መልእክት እንደሚያስተላልፉ ታስተውላላችሁ፤ ይህን ስታዩ ደግሞ የመጽሐፍ ቅዱስ ነቢያትና ጸሐፊዎች ሐሳቡን ያሰፈሩት በመንፈስ ቅዱስ ተገፋፍተው እንደሆነ መገንዘባችሁ አይቀርም። | ኣብ መንጎ እቲ ጥቕስታት ዘሎ ስኒት ምስ ረኣኻ፡ ነብያትን ጸሓፍት መጽሓፍ ቅዱስን ብመንፈስ ቅዱስ ተደሪኾም ከም ዝጸሓፉ ኽትድምድም ኢኻ። |
እኛም ይሖዋ የሰጠንን ይህን ውድ ስጦታ አላግባብ እንዳንጠቀምበት እንዲሁም ለዚህ ስጦታ አድናቆት እንዳናጣ እንጠንቀቅ። | እምበኣር፡ ነቲ የሆዋ ዝሃበና ኽቡር ህያብ ከቶ ብዘይግቡእ ኣይንጠቐመሉ፡ ወይ ኣቕሊልና ኣይንርኣዮ። |
ሐዋርያው ዮሐንስ፣ መጀመሪያ ከአምላክ ጋር የነበረውን አካል ቃል እንዲሁም የአምላክ ፍጥረት መጀመሪያ ሲል ጠርቶታል። | ሃዋርያ ዮሃንስ ነቲ ምስ ኣምላኽ ዝነበረ ቐዳማይ ፍጡር፡ ቃልን መጀመርታ ፍጥረት ኣምላኽን ኢሉ ጸዊዕዎ ኣሎ። |
ይህም ሲባል መጥፎ ድርጊት የሚፈጽሙ የማያምኑ ሰዎች ብቻ ሳይሆኑ ይሖዋን እናመልካለን እያሉ ሆን ብለው ሕጎቹን የሚጥሱ ሰዎችም ጓደኞቻችን መሆን የለባቸውም ማለት ነው። | እዚ ኸኣ ምስቶም ዘይኣመንቲ ዝዀኑ ኣበስቲ ምሕባር ጥራይ ዘይኰነስ፡ ምስቶም ንየሆዋ ኸም ዜምልኽዎ ዚዛረቡ ግናኸ ደይመደይ ኢሎም ሕግታቱ ዚጥሕሱ ሰባት ዘይምቅርራብ እውን ዜጠቓልል እዩ። |
ታዲያ እኛ ምን ማድረግ እንችላለን? | ንሕናኸ እንታይ ክንገብር ንኽእል፧ |
በተቃራኒው በወቅቱ የነበሩት የሃይማኖት መሪዎች፣ የአምላክ ቃል ከራሳቸው ወግ ጋር በሚጋጭበት ጊዜ ቃሉን ችላ ይሉት ነበር። | ብኣንጻሩ ግና፡ እቶም ኣብቲ ግዜ እቲ ዝነበሩ መራሕቲ ሃይማኖት፡ ምስቲ ዚስዕብዎ ልማዳት ንዚጻባእ ቃል ኣምላኽ ይነጽግዎ ነበሩ። |
አምላክ የግለሰቦችን ጤንነት የሚነካ እርምጃ መውሰድ እንደሚችል ጥያቄ የለውም። | ኣምላኽ ንጥዕና ሰባት ናይ ምጽላው ሓይሊ ኸም ዘለዎ ኣየጠራጥርን እዩ። |
ይሖዋ ከሚያቀርብልን መንፈሳዊ ማዕድ የምንመገብ ከሆነ የመንግሥቱን ተስፋ በእርግጠኝነት እንደጠበቁት በጥንት ዘመን የኖሩ የእምነት ምሳሌዎች እንሆናለን። | ስለዚ፡ ነቲ ኻብቲ የሆዋ ዘዳለወልና መንፈሳዊ መሰናድዎታት እንምሃሮ ትምህርቲ ኣኽቢርና ብምርኣይ፡ ከምቶም ብዛዕባ ተስፋ መንግስቲ ኣምላኽ ርግጽ ትጽቢት ዝነበሮም ጥንቲ ዝነበሩ ኣብነታት እምነት ክንከውን ኢና። |
ይሖዋ፣ እምነታችን ምንጊዜም ጠንካራ እንዲሆን እኛን ለመርዳት ሲል ቃሉን መጽሐፍ ቅዱስን በደግነት ሰጥቶናል። | የሆዋ፡ ድልድልቲ እምነት ምእንቲ ኽትህልወና ኢሉ ነቲ ቓሉ ዝዀነ መጽሓፍ ቅዱስ ሂቡና ኣሎ። |
ከዚህ ይልቅ በአምላክ ዓይን ትክክል የሆነውን ነገር ራሳችን ለይተን ማወቅና ይህን ለመከተል መምረጥ ይኖርብናል። | የግዳስ፡ ኣብ ኣዒንቲ ኣምላኽ ቅኑዕ ዘበለ እንታይ ምዃኑ ኽንምሃርን ክንገብርን ኣሎና። |
ይህን ውድ ስጦታ ለአምላክ ክብር በሚያመጣና ሌሎች ያላቸውን የመምረጥ ነፃነት እንደምናከብር በሚያሳይ መንገድ በመጠቀም ስጦታውን ከፍ አድርገን መመልከታችንን እንቀጥል። | ሃየ እምበኣር፡ ነዚ ኽቡር ውህበት እዚ ንኣምላኽ ብዜኽብር መገዲ ብምጥቃምን ነቲ ኻልኦት ንውህበቶም ዚጥቀሙሉ መገዲ ብምኽባርን፡ ከም እነማስወሉ ነርኢ። |
ይሁንና የመምረጥ ነፃነታችንን አላግባብ እንዳንጠቀምበት ምን ሊረዳን ይችላል? | ንናይ ምምራጽ ናጽነትና ብዘይግቡእ ካብ ምጥቃም ክንቍጠብ እንኽእል ግና ብኸመይ ኢና፧ |
ይህ የሚያስከፋው አይመስልም! እንዲያውም ሰይጣን፣ እሱ መኖሩን የሚጠራጠሩ ሰዎችን አእምሮ ማሳወር ይቀለዋል። | ዕጅብ እኳ ኣይብሎ! ከም ሓቂ እኳ ደኣ፡ ሰባት ብዛዕባ ህልውናኡ ዚጠራጠሩ እንተ ዀይኖም፡ ብቐሊሉ ኼዑሮም ይኽእል እዩ። |
ይሖዋ እኛን ለመርዳት በጣም ስለሚጓጓ እሱም ቢሆን መታገሥ እንደሚያስፈልገው እናስታውስ። | ንሱ እውን ንዓና ንኺሕግዘና ኢሉ ብትዕግስቲ ኸም ዚጽበ ኣይንረስዕ። |
ኢየሱስ ያከናወናቸው ፈውሶች በአዲሱ ዓለም በላቀ ሁኔታ ለሚያከናውነው ነገር ቅምሻ እንደሆኑ ማወቅ ምንኛ ያበረታታል። | እቲ የሱስ ንሕሙማት ብምሕዋይ ዝገበሮ ተግባር፡ ኣብ ሓዳስ ዓለም ብዝዓበየ ደረጃ ኺግበር ምዃኑ ምፍላጥና ብሓቂ ዜተባብዕ እዩ። |
በመሆኑም ይሖዋ አንድያ ልጁ በፍጥረት ሥራው እንዲካፈል በማድረግ እንዲሁም ኢየሱስ የተጫወተውን ቁልፍ ሚና ለሌሎች በመግለጽ ልጁን አክብሮታል። | በዚ ኸምዚ፡ የሆዋ ንወዱ ኣብ ዕዮ ፍጥረት ከም ዚሳተፍ ብምግባርን ብዛዕባ እቲ ወዱ ዝነበሮ ኣገዳሲ ግደ ንኻልኦት ብምንጋርን ኣኽቢርዎ እዩ። |
እንዲህ ያለ ሁኔታ አጋጥሞህ ከሆነ ምን ዓይነት ጥንቃቄ ማድረግ ይኖርብሃል? | ኣብ ከምዚ ዝበለ ዅነታት፡ ብዛዕባ እንታይ ኢኻ ኽትጥንቀቕ ዘሎካ፧ |
ሁለቱም ይሖዋን በታማኝነት ማገልገላቸው ደስታና አንድነት ያስገኝላቸዋል። | ክልቲኦም መጻምድቲ እሙናት ኣገልገልቲ የሆዋ ምስ ዝዀኑ፡ ኣብ ሓዳሮም ሓጐስን ሓድነትን ይህልዎም እዩ። |
በሌላ በኩል ደግሞ ስለ ጌድዮን ከሚናገረው ዘገባ መመልከት እንደሚቻለው አንድ አዲስ ኃላፊነት ስንቀበል ሊሳካልን የሚችለው የይሖዋን አመራርና በረከት ካገኘን ብቻ ነው። | ይኹን እምበር፡ እቲ ጊዴዎን ዝሰርዓልና ኣብነት፡ ሓድሽ ሓላፍነት ክንቅበል ከለና ብዘይ መምርሕን በረኸትን የሆዋ ኽንዕወት ከም ዘይንኽእል የዘኻኽረና። |
ወጣት ወንድም ከሆንክ የኤልሳዕን ምሳሌ መከተል የምትችለው እንዴት ነው? | መንእሰይ ሓው እንተ ደኣ ዄንካ፡ ሎሚ ንኤልሳእ ክትመስሎ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧ |
ለይሖዋ ራስህን መወሰንህ፣ በእሱ ላይ እምነት እንዳለህ ማሳየት የምትችልበት ከሁሉ የተሻለው መንገድ ነው። | ንየሆዋ ርእስኻ ምውፋይ፡ ብእኡ ኸም እትኣምን እተርእየሉ ብሉጽ መገዲ እዩ። |
በዕድሜ ከገፉ ውድ ወንድሞቻችንና እህቶቻችን መካከል አንዳንዶቹ በስብሰባዎች ላይ ለመገኘትና ተሳትፎ ለማድረግ እንዲሁም በአገልግሎት አዘውትረው ለመካፈል ብርቱ ጥረት ያደርጋሉ። | ንኣብነት፡ ገሊኦም ብዕድመ ዝደፍኡ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ኣዘውቲሮም ኣብ ኣኼባታት ኪእከቡን ኣብ ኣገልግሎት ኪካፈሉን ብዙሕ ጻዕሪ ይገብሩ እዮም። |
የስብከቱን ሥራ ስናከናውን ሰዎች የተለያየ ምላሽ ይሰጡናል፤ አንዳንዶች ይቀበሉናል፤ ሌሎች ደግሞ ይቃወሙናል። | ኣብ ኣገልግሎትና፡ ገሊኦም ብጽቡቕ ይቕበሉና፡ ገሊኦም ከኣ ይጻረሩና እዮም። |
ኢየሱስ ስለ እነዚህ ሰዎች ሲናገር ይሖዋ በነቢዩ ኢሳይያስ በኩል ያስነገረውን ትንቢት በመጥቀስ እንዲህ ብሏል፦ ይህ ሕዝብ በከንፈሩ ያከብረኛል፤ ልቡ ግን ከእኔ እጅግ የራቀ ነው። | የሱስ ነቲ የሆዋ ብነብዪ ኢሳይያስ ኣቢሉ ብዛዕባኦም እተዛረቦ ቓላት ብምጥቃስ፡ እዚ ህዝቢ እዚ ብኸናፍሩ የኽብረኒ፡ ልቡ ግና ካባይ ርሑቕ እዩ። |
ጳውሎስ እንደሚከተለው በማለት አብራርቶታል፦ የአምላክ ጸጋ ፈሪሃ አምላክ በጎደለው መንገድ መኖርና ዓለማዊ ምኞቶችን መከተል ትተን አሁን ባለው በዚህ ሥርዓት ውስጥ ጤናማ አስተሳሰብ በመያዝ፣ በጽድቅና ለአምላክ በማደር እንድንኖር ያሠለጥነናል። | ጳውሎስ፡ ጸጋ ኣምላኽ ረሲእነትን ዓለማዊ ትምኒትን ሓዲግና፡ ኣብዚ ስርዓት እዚ ብልብምናን ብጽድቅን ንኣምላኽ ብዘሎና ተወፋይነትን ክንነብር የሰልጥነና ኢሉ ጸሓፈ። |
የመጽሐፍ ቅዱስን እውነት የተጠሙት ቻርልስ ቴዝ ራስል እና ተባባሪዎቹ በ1800ዎቹ መገባደጃ አካባቢ መጽሐፍ ቅዱስን በተደራጀ መልኩ ማጥናት ጀመሩ። | ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ሓቂ ዝጸምኡ፡ ቻርለስ ቴዝ ራስልን ሒደት ብጾቱን ኣብ ኣጋ መወዳእታ 1800ታት ጽቡቕ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጀመሩ። |
በእርግጥም፣ ኢየሱስ በጣም ከባድ ፈተናዎችን በመቋቋም የተወውን የእምነት ምሳሌ በጥሞና ማሰብ ይኖርብናል። | እወ፡ ኣዝዩ ኸቢድ ፈተናታት ኬጋጥመና ኸሎ፡ ነቲ የሱስ ዝሓደጎ ብሉጽ ኣብነት እምነት ከነስተብህለሉ ኣሎና። |
በተለይ ደግሞ በክርስቲያናዊ እንቅስቃሴዎች ስንካፈል ለምሳሌ፣ ስብሰባዎች ላይ ስንገኝ ወይም ምሥራቹን ስንሰብክ ለአለባበሳችን ትኩረት መስጠት ይኖርብናል። | ምናዳ ኣብ ክርስትያናዊ ንጥፈታት ክንካፈል ከለና፡ ንኣብነት ኣብ ኣኼባታት ክንእከብ ወይ ኣብ ዕዮ ስብከት ክንካፈል ከለና፡ ነዚ ኣትኵሮ ኽንገብረሉ ይግባእ። |
ልጃችሁ ጥፋት ቢሠራም እንኳ ያሉትን መልካም ባሕርያት እንደምታውቁና ትክክል የሆነውን ነገር ለማድረግ ከልቡ የሚፈልግ መሆኑን እንደምትገነዘቡ ንገሩት። | ውሉድካ ይቃለስ እኳ እንተሎ፡ ዕቑር ተኽእሎኡን ቅኑዕ ንምግባር ዘለዎ ልባዊ ባህግን ከም እትርኢ ኣፍልጦ። |
ሕሊናችንን ማሠልጠን የምንችለው እንዴት ነው? | ከመይ ጌርና ኢና ንሕልናና ኸነሰልጥኖ እንኽእል፧ |
በተጨማሪም ይሖዋ በገባልህ ግሩም ተስፋዎች ላይ በማሰላሰል የኢየሱስን አርዓያ መከተል ትችላለህ። | ንስኻ እውን ብዛዕባ እቲ የሆዋ ዘተስፈወና ዜደንቕ ተስፋታት ብምስትንታን፡ ንየሱስ ክትመስሎ ትኽእል ኢኻ። |
ለምን? | ስለምንታይ ከምኡ ንብል፧ |
ይህም ሲባል እርቃንን የሚያጋልጡ ወይም የሰውነትን ቅርጽ አጉልተው የሚያሳዩ ልብሶችን ማስወገድ አለብን ማለት ነው። | እዚ ኺብሃል ከሎ ድማ ጾታዊ ኣካላት ዚቐልዕ ወይ ዜጕልሕ ዓይነት ክዳውንቲ ጠሪሱ ኺሕሰብ የብሉን ማለት እዩ። |
ትሕትና ይሖዋን በጣም ያስደስተዋል። | ትሕትና ንየሆዋ ኣዝያ እተሐጕስ ባህርይ እያ። |
በተጨማሪም መጥፎ ውሳኔ ማድረጋችን ሌሎች እንዲረበሹ አልፎ ተርፎም እንዲሰናከሉ በማድረግ እምነታቸውን ሊያናጋው ይችላል፤ አሊያም ደግሞ የጉባኤውን ሰላም ያደፈርሰዋል። | ብዘይካዚ፡ ሕማቕ ውሳነ ንኻልኦት ብምርባሽ ወይ ብምዕንቃፍ፡ ወይ ከኣ ንሓድነት እታ ጉባኤ ብምዝራግ፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ኬቝስል ይኽእል እዩ። |
በአካባቢያቸው የሚገኘው ቤተ ክርስቲያን የሚያዘጋጀው መጽሐፍ ቅዱስ ውድ ስለሆነ ለመግዛት አቅማቸው አይፈቅድላቸውም። | ነቲ ቤተ ክርስትያኖም እተቕርበሎም ሕታም ንምዕዳግ ዜኽእል ዓቕሚ የብሎምን። |
የሚጠይቃቸውን ሌሎች ነገሮች ለማድረግ ደግሞ ተገቢው ጊዜ እስኪደርስ መጠበቅ ያስፈልግ ይሆናል። | እቲ ውሉድ ዚደልዮ ገሊኡ ነገራት ከኣ፡ ግቡእ ግዜኡ ምስ ኣኸለ ጥራይ ዚውሃቦ ኪኸውን ይኽእል እዩ። |
ከአንዳንዶቹ ጋር ለዓመታት አብሮ ስለተጓዘ ያሉባቸውን ድክመቶች እንደሚያውቅ ጥርጥር የለውም፤ ያም ቢሆን ስለ እነሱ መልካም ነገር ተናግሯል። | ምስ ገሊኣቶም ንሓያሎ ዓመታት ስለ እተጓዕዘ፡ ድኽመታቶም ይፈልጥ ከም ዝነበረ ዜጠራጥር ኣይኰነን፣ ኰይኑ ግና፡ ብዛዕባኦም ጽቡቕ እዩ ተዛሪቡ። |
ከእነዚህ ሃይማኖቶች መካከል አንዳቸውም ቢሆኑ የአምላክን ቃል በጥብቅ እንደማይከተሉ ለመገንዘብ ጊዜ አልወሰደበትም። | ነዊሕ ከይጸንሐ ግና፡ ዋላ ሓንቲ ኻብተን ሃይማኖታት ንቓል ኣምላኽ ጠቢቓ ኸም ዘይትስዕቦ ፈለጠ። |
ያደገችው ሰርቦችን በሚጠላ ማኅበረሰብ ውስጥ ነው። | ኣብቲ ዝዓበየትሉ ኸባቢ፡ ተቐማጦ ሰርብያ ኣዝዮም እዮም ዚጽልኡ። |
ሁላችንም ከጓደኛ፣ ከአለባበስ፣ ከአጋጌጥ እንዲሁም ከመዝናኛ ምርጫ ጋር በተያያዘ የግላችንን ውሳኔ የማድረግ ነፃነት አለን። | ኵላትና ብዛዕባ ምሕዝነትናን ኣከዳድናናን ኣመለኻኽዓናን መዘናግዒናን ናይ ምምራጽ ናጽነት ኣሎና። |
ለምሳሌ ኢንተርኔት፣ የቴሌቪዥን ፕሮግራሞች፣ ፊልሞች፣ ልብ ወለድ መጻሕፍትና መጽሔቶች ዓመፅንና የፆታ ብልግናን እንደ መልካም ነገር አድርገው ያቀርባሉ። | ንኣብነት፡ ኣብ ኢንተርነትን መደባት ተለቪዥንን ፊልምታትን መጻሕፍትን መጽሔታትን፡ ንዓመጻን ንርኽሰትን ዚንእድ ነገራት እዩ ዚቐርብ። |
ጸሎት፣ በቅዱሳን መጻሕፍት ውስጥ ከሚገኙ መሠረታዊ ሥርዓቶችና ሕጎች ጋር የሚስማማ ውሳኔ እንድናደርግ ይረዳናል። | ጸሎት ከኣ ምስ ቅዱስ ጽሑፋዊ ስርዓታትን ሕግታትን ዚሳነ ውሳነታት ክንገብር ይሕግዘና እዩ። |
በይሖዋ ዙፋን ላይ የተቀመጠው ንጉሥ የተከተለውን መጥፎ አካሄድ እየተመለከቱ ለአምላክ ታማኝ መሆን ተፈታታኝ ነበር። | እቲ ኣብ ዝፋን የሆዋ እተቐመጠ ንጉስ ብንቕጽና ኣብ ዚመላለሰሉ እዋን፡ ንኣምላኽ እሙን ምዃን በዳሂ ዀይንዎም እዩ። |
በአገራችንም ሆነ በዓለም ዙሪያ የሚካሄደውን የመንግሥቱን ሥራ ባለን ሀብት መደገፍ እንችላለን። | ኣብ ከባቢናን ኣብ መላእ ዓለምን ንዚግበር ዕዮ መንግስቲ ኣምላኽ ብስጋዊ ጥሪትና ኽንድግፍ ንኽእል ኢና። |
እንዲህ ያሉትን መጥፎ ድርጊቶች ማስወገድ ከፍተኛ ትግል የሚጠይቅ ቢሆንም በትግሉ ማሸነፍ እንችላለን። | ምስ ግጉይ ተግባራት ንምቅላስ፡ ብዙሕ ጻዕሪ ኽንገብር የድልየና እዩ፣ ኰይኑ ግና፡ ክንዕወተሉ እንኽእል ቃልሲ እዩ። |
ኢሳይያስና ሚክያስ የተናገሩት ትንቢት ሲፈጸም እየተመለከትን ነው፤ የአምላክ ሕዝቦች አንድ ላይ ሆነው ወደ ይሖዋ ተራራ እየወጡ ነው። | እቲ ኢሳይያስን ሚክያስን እተነበይዎ ኺፍጸም ንርእዮ ኣሎና፣ ህዝቢ ኣምላኽ ብሓድነት ናብ ከረን የሆዋ ይኸዱ ኣለዉ። |
የእኩዮች ተጽዕኖ መጥፎ ውሳኔዎችን እንድናደርግ ሊገፋፋን ይችላል። | ጸቕጢ መዛኑ ሕማቕ ውሳነ ኽንገብር ኪጸልወና ይኽእል እዩ። |
ሌሎች የፈጸምነውን በደል ይቅር ሲሉን ደስ ይለናል፤ እኛም እነሱ ሲበድሉን እንዲሁ ማድረግ ይኖርብናል። | ክንጋገ ኸለና ኻልኦት ኪቕየሙልና ስለ ዘይንደሊ፡ ንሕና እውን ክንቅየመሎም የብልናን። |
አዲስ ዓለም ትርጉም በአካባቢያቸው በሚነገረው ቋንቋ ሲዘጋጅ ግን ሁኔታዎች ይለወጣሉ። | ትርጉም ሓዳስ ዓለም ብቛንቋኦም ምስ ወጸ ግና፡ እቲ ዅነታት ተቐዪሩ እዩ። |
የአምላክን ፈቃድ ከፈጸምክ የተስፋው ቃል ሲፈጸም እንደምታይ እርግጠኛ መሆን ትችላለህ። | ፍቓድ ኣምላኽ ምስ ገበርካ፡ ነታ ተስፋ ኸም እትረኽባ ኣይትጠራጠር። |
እኛ አንድ እንደሆንን ሁሉ እነሱም አንድ እንዲሆኑ በማለት ተናግሯል። | ምኽንያቱ ኺገልጽ ከሎ፡ ከምቲ ንሕና ሓደ ዝዀንና፡ ንሳቶም እውን ሓደ ምእንቲ ኪዀኑ እዩ ኢሉ። |
አዎ፣ ሌሎችን ለማበረታታት የሚያስችሏችሁን አጋጣሚዎች ፈልጉ። | እወ፡ ንዝረኸብካዮ ኣጋጣሚ ንኻልኦት ንምትብባዕ ተጠቐመሉ። |
በመሆኑም አንድ ሰው በይሖዋ ዘንድ ተቀባይነት ማግኘት ከፈለገ ንጽሕናውንም መጠበቅ አለበት። | ስለዚ፡ ሰባት ኣብ ቅድሚ የሆዋ ተቐባልነት ኪረኽቡ እንተ ደልዮም፡ ጽሬቶም ኪሕልዉ ኣለዎም። |
በቤተሰብ አምልኮ ፕሮግራም ወቅት ቤተሰቡ በመንፈሳዊ ነገሮች ላይ ትኩረት ያደርጋል፤ ይህ ደግሞ ቤተሰቡ አንድነት እንዲኖረው ያስችላል። | ኣብ እዋን ኣምልኾ ስድራ ቤት፡ ኣብ መንፈሳዊ ነገራት ነተኵር ኢና፣ እዚ ኸኣ ንሓድነት ስድራ ቤትና ኣበርክቶ ይገብር እዩ። |
ለሌላ አገር ሰዎች መሠረተ ቢስ ጥላቻ እንዳይኖረን ልባዊ ጥረት ማድረጋችን አዲሱን ስብዕና ለመልበስ ይረዳናል። | ብዛዕባ እቶም ካልእ ዝዓሌቶም ዘሎና ኣሉታዊ ኣረኣእያ ንምውጋድ እንገብሮ ጻዕሪ፡ ብርግጽ ሓድሽ ስብእና ንምልባስ ኪሕግዘና እዩ። |
ክርስቲያን ወላጆች፣ ልጆቻቸው ሲጠመቁ ማየት በጣም እንደሚያስደስታቸው የታወቀ ነው። | ንክርስትያን ወለዲ ኸም ጥምቀት ውሉዶም ገይሩ ዜሕጕሶም ብዙሕ ነገር የልቦን። |
በተጨማሪም መጥፎ ነገር እንዲሠሩ ወይም በዚህ ሥርዓት በትምህርትም ይሁን በሙያቸው ጥሩ ደረጃ የሚባለው ቦታ ላይ እንዲደርሱ አሊያም ሀብት እንዲያሳድዱ ከፍተኛ ጫና የሚደርስባቸውን ወጣቶች ማበረታታት እንችላለን። | ብዘይካዚ፡ ኣብ ሕማቕ ተግባራት ኪጽመዱ፡ ወይ ከኣ ኣብዚ ስርዓት እዚ፡ ብትምህርቲ፡ ብገንዘብ፡ ወይ ብሞያ ዕዉታት ኪዀኑ ጸቕጥታት ንዜጋጥሞም መንእሰያት ከነበርትዖም ንኽእል ኢና። |
ይሖዋ ሞገስ ሊያሳያችሁ በትዕግሥት ይጠባበቃል፤ ምሕረት ሊያሳያችሁም ይነሳል። | የሆዋ ግና ሞገስ ኬርእየኩም ብትዕግስቲ ይጽበ ኣሎ፣ ኪምሕረኩም ድማ ኪትንስእ እዩ። |
ኢየሱስ ከአባቱ ጋር አብሮ በደስታ ይሠራ የነበረ ሲሆን ባከናወነው ነገር እንዲሁም ይሖዋ በእሱ ደስ እንደሚሰኝ በማወቁ ሐሴት ያደርግ ነበር። | የሱስ ብሓጐስ ኣብ ጐድኒ ኣቦኡ ዀይኑ ዓይዩ እዩ፣ እቲ ዝዓየዮ ዕዮን ንየሆዋ ኸም ዜሐጕሶ ምፍላጡን ከኣ እዩ ኣሐጒስዎ። |
እስራኤላውያን ታማኝ ካልሆኑ በሽታዎችን ወይም መቅሰፍቶችን ሁሉ በማምጣት እንደሚቀጣቸው አምላክ አስጠንቅቋቸው ነበር። | እስራኤላውያን ዘይእሙናት እንተ ዀይኖም፡ ኵሉ ሕማምን መዓትን ከም ዜምጽኣሎም ኣጠንቂቕዎም እዩ። |
ብዙውን ጊዜ ለቀልድ ተብሎ የሚነገር ቢሆንም ሳይታሰብ መልኩን ሊቀይርና ሌሎችን የሚያንኳስስ ወይም ስድብ አዘል መልእክት የሚያስተላልፍ ሊሆን ይችላል። | ሽምጠጣ ብዙሕ ሳዕ ከም መስሓቕ ጌርካ ይርአ እዩ፣ ቀልጢፉ ግና ናብ ንዕቀትን ጸርፍን ይበጽሕ እዩ። |
እንዲህ ያለው ታማኝነት የውድድርና የፉክክር መንፈስ እንዲኖር ይባስ ብሎም ደም መፋሰስና የጅምላ ጭፍጨፋ እንዲከሰት ምክንያት ሆኗል። | እቲ ዜሕዝን ድማ፡ ከምዚ ዓይነት ተኣማንነት፡ ጠንቂ ውድድርን ጽልእን ኪኸውን፡ ሕሉፍ ሓሊፉ እውን ምፍሳስ ደምን ጃምላዊ ቕትለትን ኬስዕብ ይኽእል እዩ። |
በተጨማሪም ሰዎችን መፈወስ ይችላል። | ብዘይካዚ፡ ንዝሓመሙ እውን ኬሕዊ ይኽእል እዩ። |
በሌላ በኩል ደግሞ ይሖዋ በሽታን ማስወገድ ወይም ሕዝቡ እንዳይታመሙ ጥበቃ ማድረግ ይችላል። | በቲ ኻልእ ሸነኽ ድማ፡ የሆዋ ንሕማም ኬርሕቖ ይኽእል እዩ። |
ይህ ቅብዓት ባስተማራችሁ መሠረት ከእሱ ጋር ያላችሁን አንድነት ጠብቃችሁ ኑሩ። | ከምቲ ዝመሃረኩም ድማ፡ ምስኡ ብሓድነት ንበሩ። |
ለምሳሌ በአብርሃም ዘመን የነበረውን ፈርዖንን እና ከጊዜ በኋላ ደግሞ የሙሴን እህት ሚርያምን እንዲታመሙ በማድረግ ቀጥቷቸዋል። | ኣብ ገሊኡ እዋናት፡ ንገሊኦም ሰባት፡ ንኣብነት ነቲ ብግዜ ኣብርሃም ዝነበረ ፈርኦንን ንሚርያም ሓብቲ ሙሴን ብሕማም ቀጺዕዎም እዩ። |
ምክንያቱ ምንም ይሁን ምን የወይን ጠጅ አለቀ። | ግናኸ፡ እቲ ምኽንያት እንታይ ምዃኑ ብዘየገድስ፡ ወይኒ ተወድአ። |
ለምትቀርበው ሰው ስሜትህን አውጥተህ መናገርህ ጭንቀትህን ለማቅለል ይረዳሃል። | ጽቡቕ ሓሳብ ንሓሳብ ምልውዋጥ፡ ማለት ስምዒትካ ንእትኣምኖ ፈታዊኻ ምክፋል ጭንቀትካ ንኽትዋጽኣሉ ኺሕግዘካ ይኽእል እዩ። |
ከወንድሞቻችንና ከእህቶቻችን ጋር ስናገለግል እነሱን የሚያበረታታ ነገር ለመናገር አጋጣሚዎች ማግኘታችን አይቀርም። | ኣብ ጐድኒ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ኴንና ኸነገልግል ከለና፡ ዜተባብዕ ዘረባ ኽንዛረብ ኣጋጣሚ ንረክብ ኢና። |
እንዲህ የማድረግ ኃይል እንዳለው መጽሐፍ ቅዱስ ያረጋግጥልናል። | መጽሓፍ ቅዱስ ነዚ የረጋግጸልና እዩ። |
ከሁሉም በላይ ደግሞ የተሰጠህን ማንኛውንም ኃላፊነት በመወጣት ረገድ ታማኝ መሆንህን አሳይ። | ልዕሊ ዅሉ ድማ፡ ንእተዋህበካ ዝዀነ ይኹን ዕዮ ብተኣማንነት ፈጽሞ። |
መጥፎ ምኞቶች በውስጣችን ሥር ሰደው ንጹሕ ሐሳቦችን ገፍተው ለማውጣት ቢሞክሩም እንኳ ይሖዋ የእሱን መመሪያዎች በመታዘዝ በዚያ መሠረት መኖር እንድንችል አካሄዳችንን ይመራልናል። | ሕማቕ ትምኒት ሱር እኳ እንተ ሰደደ፡ ነቲ ንጹህ ሓሳባትና እውን እንተ ዓብለሎ፡ የሆዋ ግና ትእዛዛቱ ኽንሕሉን ኣብ ህይወትና ብእኡ ኽንመላለስን ምእንቲ ኽንክእል፡ ንስጕምትታትና ኼጽንዐን ወይ ኪመርሐን ይኽእል እዩ። |
በተጨማሪም ሰዎች ያሏቸውን ጥሩ ባሕርያት በማድነቅ ወይም ተስፋ የቆረጡትን የሚያጽናና ነገር በመናገር ሌሎችን ማበረታታት ይቻላል። | ንኻልኦት ብዛዕባ እቲ ዘለዎም ጽቡቕ ባህርያት ብምንኣድ ወይ ተስፋ ንዝቘረጹ ብምጽንናዕ እውን ከነተባብዕ ንኽእል ኢና። |
አምላክ እንደ ወዳጆቹ አድርጎ የተቀበላቸውና እንደ ጻድቃን የሚቆጥራቸው በዛሬው ጊዜ የሚኖሩ ክርስቲያኖችስ ተመሳሳይ አደጋ ሊያጋጥማቸው ይችላል? | እዚ ሓደጋ እዚ ነቶም ኣምላኽ ከም ኣዕሩኹ እተቐበሎምን ጻድቃን ገይሩ ዝረኣዮምን ክርስትያናት ዜስግእ ኪኸውን ይኽእል ድዩ፧ |
ሁሉም መጽናት የቻሉት ተስፋ የተደረጉትን ነገሮች በእርግጠኝነት ይጠብቁ ስለነበር ነው። | ኵሎም፡ ናይቲ ተስፋ ዚግበሮ ርግጽ ትጽቢት ስለ ዝነበሮም፡ ተጻዊሮም እዮም። |
ደካማው ሥጋችን በኃጢአት ድርጊቶች በቀላሉ ሊማረክ ይችላል፤ ይሁንና ይሖዋ የፈቃደኝነት መንፈስ ይኸውም እሱን የመታዘዝ ፍላጎት በውስጣችን እንዲቀሰቀስ ሊረዳን ይችላል። | ብዛዕባ ርኹስ ነገራት ንኽንሓስብ ብርቱዕ ውሽጣዊ ድፍኢት እንተ ኣሎና እውን ከይተረፈ፡ የሆዋ ፍቓደኛ መንፈስ ኪህበና፡ ማለት ንኽንእዘዝ ድሌት ኬሕድረልና ይኽእል እዩ። |
የአምላክ ልጅ የሰዎችን እምነት ለመገንባት ጊዜ መድቧል። | ወዲ ኣምላኽ ንእምነት ውልቀ ሰባት ንምህናጽ ግዜ መዲቡ እዩ። |
መጽሐፍ ቅዱስ፣ አዘውትረን በስብሰባዎች ላይ እንድንገኝ ያዘናል። | መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣኼባታት ኣዘውቲርና ኽንእከብ ይእዝዘና እዩ። |
በዚያ ላይ ደግሞ ብዙውን ጊዜ የአንዳንድ ጥቅሶችን ትርጉም መረዳት ይከብዳቸዋል፤ ይህም ለእድገታቸው እንቅፋት ሆኗል። | ንትርጉም ገሊኡ ፍቕድታት እውን ብንጹር ኪርድእዎ ኣይክእሉን ነይሮም፣ እዚ ድማ ንዕቤቶም ዓጊትዎ ነይሩ እዩ። |
ኢዮስያስና ሌሎች ታማኝ መሪዎች፣ በአምላክ ቃል ይመሩ ስለነበር ለሕዝቡ የሚሰጡትን መመሪያ ለማስተካከል ፈቃደኞች ሆነዋል። | ዮስያስን ካልኦት እሙናት መራሕትን ብቓል ኣምላኽ ስለ እተመርሑ፡ ንህዝቢ ኣምላኽ እተዓረየን ንጹርን መምርሒታት ኪህቡ ኽኢሎም እዮም። |
ከጊዜ በኋላ ዳዊት ስለ ሁኔታው ትክክለኛ መረጃ ሲያገኝ ውሳኔውን አስተካክሏል። | ድሕሪ ግዜ ቕኑዕ ሓበሬታ ምስ ረኸበ ግና፡ ውሳነኡ ኣዐርዩ እዩ። |
ከገንዘብ ጋር የተያያዙ ችግሮች ቢያስጨንቁን አሊያም የጤና ወይም የስሜት መቃወስ ቅዱስ አገልግሎታችንን ቢገድቡብን ይሖዋ ይራራልናል። | ቍጠባዊ ዅነታት ምስ ዚኸብደና ወይ ከኣ ጥዕናና ወይ ስምዒታትና ነቲ እነቕርቦ ቕዱስ ኣገልግሎት ምስ ዚድርቶ ይድንግጸልና እዩ። |
ይሖዋ ስለዚህ ጉዳይ በልባቸው ውስጥ አንዳች ጥርጣሬ እንዳያድር ያደርጋል። | የሆዋ ኣብ ኣእምሮኦምን ኣብ ልቦምን ዋላ ሓደ ዜጠራጥር ነገር ኣይሓድገሎምን እዩ። |
ተከታዮቹ ትንሽ መንጋ እና ሌሎች በጎች ተብለው በሁለት ቡድኖች እንደሚከፈሉ ገልጿል፤ ያም ቢሆን ሁለቱም በአንድ እረኛ የሚመሩ አንድ መንጋ እንደሚሆኑ ተናግሯል። | ሰዓብቱ ሒደት መጓሰን ካልኦት ኣባጊዕን ዚብሃሉ ኽልተ ጕጅለ ምዃኖም ገሊጹ እዩ፣ ግናኸ፡ ብዛዕባ እዘን ኣባጊዑ፡ ሓደ መጓሰ ኪዀና እየን፡ ጓሳአን እውን ሓደ ኢሉ እዩ። |
ከኢየሱስ ጋር ሰማያዊ ውርሻ የሚያገኙት 144,000ዎች ከሞት ከተነሱ በኋላ፣ ሰው ሆነው ሲኖሩ ያካበቱትን ልምድ ይጠቀሙበታል። | እቶም ኣብ ሰማይ ምስ የሱስ ሓቢሮም ዝገዝኡ 144,000 መጋዝእቲ የሱስ ድማ፡ ነቲ ሰብ ኰይኖም ዘሕለፍዎ ተመክሮ ሒዞም ኪትንስኡ እዮም። |
አንተም ይህ ተልእኮና ትንቢት ፍጻሜውን እንዲያገኝ የበኩልህን አስተዋጽኦ እያደረግክ ሊሆን ይችላል። | ንስኻ እውን ኣብ ምፍጻም እዚ ትእዛዝን ትንቢትን እዚ እጃምካ ተበርክት ትህሉ ትኸውን። |
በምሳሌያዊ አነጋገር የተቀመጠው ይህ ጥቅስ፣ ከኤደን ጀምሮ በሰው ልጆች ላይ የደረሱትን መከራዎች በሙሉ ይሖዋ እንዴት እንደሚያስወግድ ይገልጻል። | ኣብታ ሓንቲ ፍቕዲ እቲኣ ጥራይ፡ የሆዋ ንዅሉ እቲ ደቂ ሰብ ካብ ኤደን ኣትሒዙ ዝወረዶም መከራ ብኸመይ ከም ዚፈትሖ ብስእላዊ ቓላት ተገሊጹ ኣሎ። |