ProverbEval / tir /tir_fill_1.csv
israel's picture
Update tir/tir_fill_1.csv
74b947a verified
raw
history blame
52.8 kB
Proverb,A,B,C,D,Answer
ሃላይ ሰዓሚ __, መበላሸዊ ጸጉሪ,ሃላይ ላሕሚ,መባላሸዊ ጭሕሚ,ኩሉ ግዜ ቆዛሚ,C
ክልተ ጎራሓት ___,ይበልዑ ሽሮኦም,ተስፋ ስንቆም,ዓርኪ ሃፍታማት,ሓሙኽሽቲ ስንቆም,D
ዘኽብርዎ ድሙ__,ሃብተማርያም ስሙ,ዘልአለም ስሙ,ካብ ገዛ ኣይወጽእዎ,ሃብዎ ዓጽሙ,A
ዓሻ ጠሓኒት ምስ__ተውግዕ,ቆናኒት,ፈታሊት,ሓላፊት መንገዲ,ደራፊት,B
ንጸብሒ መን ይፈልጦ __,ጋሻ,በላዒ,ጸባሒ,መንቀላወጢ,D
ክበልዕዋ ያ ዝደለዩ አባጉምባሕስ __ይብልዋ,ዛግራ,እንቋቁሖ ኣውዲቓ,ጤል,ደርሆ,A
"ቀጢነ እንተረአየኒ __ እንካ ለመነኒ
",ጅማት,ደም,ገንዘብ,እግሪ,A
ሐምሳ ለሚን ንሐምሳ ሰብ ጣዕሚ __,ንሐደ ሰብ ሸኸሚ,ንሓምሳ ሰብ ሸኽሚ,ይህብ,የብሉን,A
ሂብካ ኣይትኽላእ ፈቲኻ __,ኣይትፍቶ,ኽልዓዮ,ለምኖ,ኣይትጽላእ,D
__ ንኣመሉ መገዲ ዕዳጋ ይጸቦ,ህሩፍ,ለማኒ,ቁጡን,ዲኻ,A
ሃህ ንዝበለ ኣንበሳ ኣይትቃለሶ፡ __,ሕዘነሉ,ቅተሎ,ህደም,ስጋ ኣኾልሶ,D
ሃላይ ሰላሊ፡ __ ተታለሊ,ቆልዓ,ለባም,ጠንቋይ,ዓሻ,D
__ ህበይ ይገብር,ሃበኒ,ምዝላለ,ምጉያይ,እንካ,A
__ ብምጽዋቱ፡ ድኻ ብጸሎቱ,ድኻ,ሃብታም,ቐሺ,ጸሎተኛ,B
ሃብታም ብገንዘቡ ድኻ __ ይቀራረቡ,ብሓልዮቱ,ብድኽነቱ,ብፀሎቱ,ብጥበቡ,D
ሃብታም እንተ ሃበ ዓይኒ ድኻ __,ተዓመተ,ደም ሰረበ,ተኣለየ,ኣፍጠጠ,B
ሃሊሉ ንዝመጸካ ኣድጊ __,ኣኽቢድካ ጽዓኖ,ሳዕሪ ሃቦ,ማይ ኣስቲዮ,ከይረግሐካ ተጠንቀቕ,A
ሃብታም በዲሉ ___፡ ጭጉራፍ ሃሪማ ባዕላ ተእውይ,ይኸስስ,ይቅርታ ይብል,ገንዘብ ይኸፍል,ዘረባ ይጠውይ,D
ሃብታም በዲሉ ይብል ፈንጠርጠር፡ ድኻ ተበዲሉ ___,ይፃረፍ,ይብለ ደንገርገር,ይብል ተበዲለ,ይብል ቀብጠርጠር,D
ሃብታም ንሃብታም ይካሰሱ፡ድኻ ንድኻ ___,ይናኸሱ,ይላቐሱ,ይበኣሱ,ይፀራረፉ,B
ሃዳናይ ንኸርሱ፡ መናኒ ___,ንነፍሱ,ንሃገሩ,ንደቁ,ንስግኡ,A
ንጽብቕቲ ጸወታ ___ ጸየቐታ,ፀርፊ,እንካ,ኣይህብን,ሃበኒ,D
___ድራር ሓደ ምሸት,ሓቂ,ገንዘብ,ሓሶት,ምግቢ,C
ተሃዊኸን ይኽዕወኦ ___ ይሓፍስኦ,ተኣክበን,ተደቢረን,እናሰሓቓ,ከይቖፀራ,B
ትንዕ ዝበለካ ዳርጋ ___,ዝመረቐካ,ዝሃረመካ,ዝነዓቐካ,ዝለመነካ,B
___ ቁስሊ ንቖልዓ ገጽ ኣይተርኢ,ንከለቢ,ንዝብኢ,ንሃመማ,ንሰብ,C
ክህቡ ብንያት ክኸልኡ ___,ብፅልኢ,ብምኽንያት,ብዘይ ምኽንያት,ብሕጊ,B
ለሚን እንተ ዘይበላዕካዮ ዕንጉለ፡ ትምህርቲ እንተ ዘይፈለጥካዮ ___,የሀፍቲመካ,ጽላለ,ታርኽ,ይሓይሽ,B
___ ሰበይቲ ብምስዓም ትስንገል,ለባም,በሰሮ,ዓሻ,ሓያል,A
ለባም እንተ ፈከረ ___ ይወግእ,ንዓርሱ,ዓሻ,ብካራ,ለባም,B
ለባም ይሓስብ ናይ ዓመት፡ ዓሻ ይሓስብ ___,ናይ ዕለት,ናይ ክልት ዓመት,ናይ ለይቲ,ናይ ኩሉ ግዜ,A
ለባም ይሕረድካ፡ ዋዕላ ___,ይፅላእኻ,ኣየግንኻ,ኣይስማዕኻ,ይፍረድካ,D
ለይቲ ምድሪ ይግስግሱ፡ ___ ሓዚሎም ይምለሱ,መልኣክ,ሽግር,ገንዘብ,ሰይጣን,D
ለጋስ እንተ ለገሰ ___ እምበር ኣይህብን,ለጋስ እየ,የለቅሕ,ቃል ይኣቲ,እሺ,B
___ እንተ በልዋስ ልዋ ልዋ ዝበልዋ ይመስላ,ጋሻ,ሌባ ሌባ,ለባም,ሃፍታም,B
ልሙጽ መልሓስ እናሓደረ ___,ይለምፅ,ይነዊሕ,ይኸፍእ,ይሕርፍፍ,D
ልቢ ሰብ ክትምርምር ___ ጀምር,ስራሕ,ፀሎት,ብናትካ,ብናይ ሰበይትኻ,C
___ ክንዲ መርፍእ ንሳኳ እንተ ሰዓምካያ ትጠፍእ,ዓይኒ ጓል,ልቢ ወዲ,ልቢ ጓል,ስምዕት ጓል,C
___ ሳዕርን እናሓደር ይበቁል,ተኽልን,እኽልን,እግሪን,ልብን,D
ተለጋገስ ከም ኣሕዋት፡ ተጸባጸብ ከም ___,ቤተሰብ,ጓና,በዓል ሃፍቲ,ኣሕዋት,B
___ ደርብይዮ ኣብ ዕነ።,ንሎሚ ዘይኮነ,ዘብላዕ,ዘይረብሕ,ዘይናትካ,A
ኣይትሃብ ኣይትለግስ ፣ ___ባዕላ ትገስግስ።,ስራሕ,ዕድል ,ሰበይቲ,ነብሲ,B
ከመይ ኣለኻ ዝብል ለባም፡ ከመይ ኣለኻ ዝደጋግም ___,ፀላእኻ,ፈታዊኻ,ብጣዕሚ ለባም,ገልጣም,D
ካብ ሰይጣን ዝልቃሕ ከይበልዐን ___,ይምልሰን,ይህፍትም,ይፈርሕ,ይፍንጭሕ,D
ዝሓበጠት ልቢ ___,ኣይትዓቢ,ማሕጎማ ፈውሳ,ድቃስ መድሓኒታ,ከይተንከፍኻ,B
ዘየለቅሕ ቀታሊ ዘይመልስ ___,መታለሊ,ፈታዊ,ሓቀኛ,ከታሪ,D
ካብ ሌባ ___,ዓርኪ ሌባ,ቤተሰብ ሌባ,ተቐባል ሌባ,ሓሻዊ,C
ዝሃቡኻ ኣይትአበይ ___ ኣይትረስዕ,ዝገበሩኻ,ዝበላዕኻዮ,ዝለመኑኻ,ዝሰተኻዮ,A
ልቢ እንተ ኣለካ ተኸተል ___,ሓለቓኻ,ጎረቤትካ,ፀላእካ,ሓውካ,A
___ መጠመቲኣ ትኮሓል,ሓባል,ቀያሕ,ኣረጊት,ፅብቕቲ,A
ሓወይ ኢልካ ሰብ ኣይትእመን ድሙኻ ኳ ___,ትጠልመካ,ምስ ሞትካ ትበልዓካ,ትቕየም,ተምጽኣልካ ተመን,D
ሓዊ እንተተደጎለ ___ ይመስል,ጓህሪ,ሓመድ,ሓመኹሽቲ,ዝጠፍአ,D
ሓያል ውሕጅ ___,ንሰብ,ወዳኢ ሓመድ,ንዓቐብ,ንዝራእቲ,C
___ በላ ኣይተጻዕድወላ,ሕራይ,ፅቢቕቲ,ሕማቕ,እንቢ,A
___ ይጠንስኦ ሰብ ኣኪበን ይሓርስኦ,ከይፈተዋ,ተኣኪበን,ፀሊአን,ተሓቢአን,D
ሓሶትን ስንቅን እናሓደር ___,ይኸብር,ይጠፍኡ,ይዉስኽ,ይፈኩስ,D
ሐጺር አድጊ ወትሩ___,ሓያል,ዒሉ,ኣይረኣይን,መዘንግዒ,B
ንዕልቲ ሕማም ___,እዝኒ,ዓይኒ,ኩርምቲ,ደሓር,A
ኣሓስ ምስ ___ ማይ ይሰትያ,ደርሁ,ፈታዊአን,መፅዓኛ,ሓራዲአን,D
እንዳ ሕኑቕ ___ ኣይትበል,መርዓ,ሞት,ገመድ,ቀብሪ,C
ከብዲ ከምዘልመድካዮ ሕልሚ ___,ተፃራሪ,ከምዝፈታሕካዮ,ከምዝሓለምካዮ,ኩሉ ግዜ ስሕተት,B
ከብድኻ ሓምሊ ምልኣዮ፡ ዝባንካ ___,ወደቦ ኣይርኣዮ,እኖኻ ኣይርኣዮ,ፈታዊኻ ኣይርኣዮ,በትሪ ኣይሕለፎ,A
___ ካብ ክልተ ውለድ,ከይትሕጎስ,ንክትደኪ,ንክትሕጎስ,ንክትህፍትም,A
ኩሉ ይሓልፍ ክሳብ ዝሓልፍ ___,ምንም ኣይኮነን,የዲክም,ስራሕ,የሕልፍ,D
ዘየተሓድር ___,ኣየማሲ,ኣየናግርካ,ኣየዋዕልካ,ርሓቆ,A
___ ኣይመርገም ኣይምርቓ,ሰላም ኣይትስኣን,ዝሓሰብካዮ ኣይትርከብ,ዕድመ ይሃብካ,ዘይሓሰብካዮ ርኸብ,D
ጥፍኣ ዝበለን ___ ምስ ንፋስ ይቀዳደማ,ሓርጭሲ,ማይሲ,ደመናሲ,ፀጉሪሲ,A
___ ፈሪሖም ድቃስ ለይቲ ይስእኑ,ድኻም,ባእሲ,ድኽነት,ሕልሚ,D
___ ኣብያስ ብሕምቢጣጦ,ብኾበሮ,ብደርፊ,ፀዋታ,ብቀምስ,A
ቀሺ ናብ ዳዊቱ ሓረስታይ ናብ ___,ገዝኡ,ንግዱ,ነዊቱ,ፀሎቱ,C
ኩሉ ሓላፊ ___ ተራፊ,ክእለት,ዓፅሚ,ስም,ዓለም,C
___ ዘገም ኣይትህወክ ኣይትቕደም,ሓቂ,ሕሶት,ስራሕ,መንገዲ,A
መታን ክመስሎ ___,ኣርእዮ,ሓስየሉ,መስለሉ,ሰርሓሉ,C
መገዲ ምሰ ___,ወዲ ዓዲ,ጓና,ሰበይቲኻ,ቆለዓ,A
መርዓዊ ከይሓዛ ___, ዓርኪ ሓዛ,መርዓዊት ሃዛ,ክዳን ይገዝኣ,ኣይምርዐዋን,A
___ ዘሊላ ዘሊላ ኣብ ምድሪ,ዛግራ,ደርሆ,ማንቲለ,ዕፍ,C
ማይ ካብ ዓማቑ ምስላ ካብ ___,ሓፅር,ቅኑዕ,ሒማቕ,ነዊሕ,C
ምስ ኣረጊት ምኸር ምስ ___ ውፈር,ቆለዓ,ድኹም,መሓዛኻ,ሓያል,D
እንተ ዘይሞትክን ___ ኣሎክን,ሃገር,ጥዕና,ስራሕ,ሕማም,B
ርኣዩኒ ርኣዩኒ ___,ሓዙኒ ሓዙኒ,ሕደጉኒ,ሕብኡኒ ሕብኡኒ,ውሰዱኒ ዉሰዱኒ,C
ማይ ኣይጓዳእ ___ ኣይውዳእ,ምግቢ,መንገዲ,ዕድመ,ዘረባ,D
መልክዕ ህድሞ ገበላ፣ መልክዕ ክዳን ነጸላ፣ መልክዕ ዘረባ ___,ሃፍቲ,በዝሒ,ፀዋታ,ምስላ,D
ኣይረኣኹን ኣይሰማዕኩን ሓንቲ ርእየ ሰሚዔ ___,ሓንቲ,ድኻም,ብዝሕቲ,ንእሽተይ,C
ምሰ ሰብካ መዓት ___,ዳርጋ ገዓት,ከብድ,ክፉእ,ዘይድፈር,A
___ ዘይብሉ ቤት ጥሪት ከም ዘይብሉ ደምበ,ሰበይቲ,ሃፍቲ,ቆልዓ,ሰብኣይ,A
ሰኣን ___ ትህረም ሰበይቲ,ስራሕ,ሕራይ,ሰብኣይ,እምቢ,B
ሰብኣይን ደሊኽን ___ ጸሊእክን,እድ,እግሪ,ምስዓም,ጭሕም,D
ካብ ___ ዝደሊ ከም ሳእኒ ይበሊ,ጓና,ድኻ,ሃፍታም,ሰብ,D
ዘይትሰምዖ ጸርፊ ዳርጋ ___,ፅልኢ,መርዓ,ምራቐ,ደርፊ,D
ሰብ ኣብ ___ እክሊ ኣብ ዓውዱ,መርዕኡ,ዓዱ,ሓዘኑ,ትምህርቱ,B
ቀጢን ኢልካ ___ ኣይትርገጽ,ኣንበጣ,ሰብ,ተመን,እግሪ,C
በዓለገ ቱፍ እንተበለ ናብ ___,ክዳኑ,እዱ,እግሩ,ከብዱ,D
ካብ ማይ ባሕሪ ___,ንእድካ,ብጭልፋ,ብኩባያ,ብጀሪካን,C
ናጽነት የኹርዕ፡ ስራሕ ___,የፅልእ,የዘኽትም,የብልዕ,የድክም,C
ንመግቢ ኣኾምሲዕካ ፡ ንነገር ___,ሓብእካ,ሓርቅካ,ተፃድፍካ,ኣስተውዒልካ,D
___መገዲ ይጸቦ,ንሃብታም,ንነፋግ,ንነዊሕ,ንድኻ,B
ወዮ ናታ___,ንሓፍታ,ንሰብኣያ,ንሓማታ,ንደቃ,C
ሓጺር ኣድጊ ወትሩ ___,ቅልጡፍ,ሓያል,ዒሉ,ደፋር,C
ኣንበሳ ኣብ ዱሩ ሰብ ኣብ ___,መደቀሲኡ,መውዐልኡ,ሃገሩ,ገዝኡ,C
ኣንጭዋ ___ ምእንቲ መጎጎ,ትውለድ,ትሙት,ትሕለፍ,ትብላዕ,C
ኣዲኣ ገዲፋ ___ ትናፍቕ,መሓዘኣ,ጎረቤታ,ሰብኣያ,ሓውቲኖኣ,D
___ ዘይብሉ በቕሊ ይንዕቕ,ግመል,መክና,ብዕራይ,ኣድጊ,D
___ ዘይብል ሃባ መን ኣልመዶ,ስተ,ብላዕ,እንካ,ሃባ,C
ክንዲ ዘኾለስኩ ___ ተነኸስኩ,ኢደይ,እግረይ,ከንፈረይ,መልሓሰይ,A
ካብ ኣፍ ዝወጸ ካብ ልቢ ___,ዘይነበረ,ዘይትሓሰበ,ዝተፈትወ,ዝተሃንጸ,D
ጸሎት ምስ ፍቕሪ ___ ምስ ግብሪ,ሰላም,ትምህርቲ,ስራሕ,ሃይማኖት,D
___ ማዕረ እግርኻ,ክዳንካ,ሳእንኻ,ንብራኻ,ስረኻ,B
ንሰብ ብዘመድ ንኣድጊ ___,ብክብደት,ብገመድ,ንትሕትና,ብበትሪ,B
ኣመል ምስ ___,መግነዝ,ክብረት,መልሓስ,ክዳን,A
እንተ ዘይሞትክን ___ ኣለክን,ዘመድ,ሃፍቲ,ጥዕና,ሃገር,C
ኣነ ይገድድ ምሳኺ ___,ዝናገር,ዝሰርሕ,ዝበለዕ,ዘኹድድ,D
ኣብ ኲናት ዘይወዓለ ___,ሃካይ,በሊሕ,ታርኸኛ,ፈራሕ,B
ካብ ጉይይ ምውዓል ___ ምሓዝ,እግሪ,ክሳድ,እዝኒ,ኣፍ,B
ካብታ ክፉእ ዝገብሩኻ ___ ዝምህሩኻ,ብዙሕ,ፅቡቕ,ክፉእ,ታርኽ,C
ክርክር ካብ ___ ዬብኵር,ድቃስካ,ብልዕኻ,ስራሕካ,ትምህርቲኻ,C
ከመይ ኣለኻ ኣይትበሎ ኣብ ___ ርኣዮ,እዱ,ዓይኑ,ገጹ,እግሩ,C
___ ኣይምለስ ጓህሪ ኣይኹለስ,ክዉን,እግሪ,ዲኻ,ንጉስ,A
ክልተ ጎርሓት ___ ስንቆም,ሽሮ,ሓሙኹሽቲ,ስጋ,ብርኩታ,B
ንእሽቶ ውራይ እሞ ግበር ___ ፍለጥ,ስራሕኻ,ፈታዊኻን ጸላኢኻን,ሃገርካ,ደቅኻ,B
ከይወልድካ ___,ደቅስ,ብላዕ,ኣይትንበር,ስራሕ,B
ወሓጥዮ እንተ በልኩዋስ ___,ትተፍኦ,ትሓይኮ,ትጎስመሉ,ትናገር,C
___ ኣብ ዘይትረኽበሉ ዓዲ ኣይትቀመጥ,ስራሕ,ዝብላዕ,ዋሕስ,ሰብ,C
ውሑጅ ከይመጸ መገዲ ___ ጽረግ።,እንስሳ,ዉሑጅ,ሰብ,መክና,B
ውረድ ዘይበቕልኻ ልቐቕ ___,ዘይርስትኻ,ሃገርካ,ዘይስላጣንካ,ገዛኻ,A
ዝወዓለ ይንገርካ ___ ይምከርካ,ዝፈተነ,ንጉስ,ዘይፈተነ,ዘይነበረ,A
ወዲ ሰራሕ ማዕጾ ___ ወሰዶ,መን,ሰብ,ወታደር,ዝብኢ,B
ዓቕሊ ዋጋ ___,ግመል,በቕሊ,ሃገር,የብሉን,B
ስኒ ___ቁሪ ወድኦ,ሓርማዝ,ዓሻ ,ለባም,ግመል,B
ንዕዉር ይጣቕሱሉ ንጸማም ___,ይጣቕሱሉ,ይንዕቕዎ,ይነግሪዎ,የሕሾኽሹኹሉ,D
ዓርኪ ሰባር ___,ፀማም,ነቓዕ,ሰባር,ጠንካራ,B
___ መዓዲኡ ይጸልእ,ለባም,ሰብኣይ,ዓሻ,ቖልዓ,C
ዓሻ ናይ ዕለቱ ___ ናይ ዓመቱ,ቖልዓ,ለባም,ዓሻ,ሰብኣይ,B
___ ዝተኸሎ ለባም ነይነቕሎ,ዓሻ,ለባም,ነውሕ,ሓጽር,A
___ ምዉት ይናፍቕ,ለባም,ሰብ,ዓሻ,እንስሳ,C
ኣብ ዓዲ ዕዉራት ___ ይነግስ,ነውሕ,ህርኩት,ሓደ ዓይኑ,ሰብኣይ,C
ዓውዲ ከም ንፋሱ ዓዲ ከም ___,ከባብኡ,ንዋሓቱ,ዋርድይኡ,ንጉሱ,D
ዓይኒ ተሃካዪት ___ ጎያዪት,ብርኪ,እዝኒ,አፍንጫ,ርእሲ,A
___ ናብ ሰብ ኢዳ ናብ መሶብ,ኢዳ,ከብዳ,ዓይና,ልባ,C
እኽሊ ኣብ ዓውዱ ሰብ ኣብ ___,ከብዱ,ዓዱ,እንጀርኡ,ሂወቱ,B
ክልተ ___ ገዓት ይኳለሱ,ነዋሕቲ,መሃዙት,ለባማት,ዓያሹ,D
ወዲ ዓሻስ ክልተ ሳዒ ___,ይውሰድ,ይህረም,ይምረቕ,ይሽለም,B
ካብ ንዓመታ ___ ንሎሚ ዘበን እንቋቑሖ,ብዕራይ,ደርሆ,ጤል,ላሕሚ,B
___ ኣይትገራህ ብዓሻ ኣይትመራሕ,ብለባም,ብዓሻ,ብሰበይቲ,ብጎራሕ,D
ወዲ ___ ዝብኢ ወሰዶ,ዶክተር,ተማሃራይ,ሰራሕ ማዕጾ,ሰበይቲ,C
ዘረባ ___ ክንዲ ኩልሳስ,ቆልዓ,ሃሳስ,ለባም,መምህር,B
___ ማይ ንዓቐብ,ዘበን ግርምቢጥ,ቅኑዕ ዘበን,ሓያል ክረምቲ,ወርሒ ሓጋይ,A
ዝብእስ ክሳዕ ዝደልዎ ___,ይርብሽ,ይበልዕ,ይልምን,ይሕንክስ,D
___ ነጊሮሙኻ ድቅስ ይሓድሩ,ዘሕልም,ዘደቅስ,ዘየድቅስ,ዘሀፍትም,C
___ ገዛ ውዒላ ማይ ትጥልቂ,ጤልስ,ኣድግስ,በግዕስ,ደርሆስ,D
___ ፍሉጥ ርእሱ ምሉጥ,ድኻ,ሃፍታም,ለባም,ዓሻ,A
ድኽነት መዐሸዊ ሕማም ___,ቀታሊ,መበላሸዊ,መሃፍተሚ,መጠንከሪ,B
ልቢ ጎበዝ ኣብ ___,እግሩ,ደረቱ,እዱ,መልሓሱ,B
ብዘበን ገበል ዝሃበካ ___,ኣይትቀበል,ኣይትብላዕ,ተቐበል,ደርብዮ,C
ንጐራሕ ጐራሕ ይፈልጦ ንነቲሕ ___ ይመልጦ,ከልቢ,ዝብኢ,ዕንጉለ,ማይ,C
ካብ ጓል መን ፡ ___ መን!,እኖ,ሓፍቲ,ቤተሰብ,ሰበይቲ,D
ወይ ዝበሉኻ ግበረሎም ወይ ___ ግደፈሎም,ቤተሰቦም,ስረሖም,ንብረቶም,ዓዶም,D
ወዲ ጓህሪ ___,ሓሙኽሽቲ,ማይ,ነበልባል,ዕንጨይቲ,A
ገንዘብን ሓጥያትን ___,ተዋህላሊ,ዘይረብሕ,በራሪ,ንእሽተይ,A
ጓና ፈትዩኒ ኢልካ ___ ኣይተርሕቕ,ሃገርካ,ጓና,ፀላእኻ,ሓውኻ,D
ብጎራሕ ኣይትገራህ ___ ኣይትመራሕ,ብንጉስ,ብለባም,ብፍልጠት,ብዓሻ,D
ጋሻ ኰንካ ምጻእ ___ ውጽእ,ከይሰተኻ,ከይሓደርካ,ከይበላዕኻ,ከይመነዉኻ,D
ጥዋፍ ንርእሳ ትሓርር ንኻልኦት ___,ተሕርር,ተድርር,ተፀልምት,ተደናግር,B
ኣይትጥለም ኣማኒኻ ከይጠልመካ ___,ፀላእኻ,ጠላሚኻ,ፈጣሪኻ,ሓፍትኻ,C
ካብ በዓል ጣፍ በዓል ___,ኣፍ,ቅርሺ,ስልጣን,ግመል,A
ዝኣኽለን ጥሒነን ___ ይብላ,ኣበላዕኩን,በዓለ ማርያም,ኣይፈልጥን,ኣይረኣኩን,B
ጥሜት ኣይቀትልን ___,ዘይሕማም,ዘይድኽነት,ዘይሸብዳዕዳዕ,ዘይድኻም,C
ጥዑም ከይበልካዩ ___ ይሓልፍ,መሪር,ጥዑም,መከራ,ድኽነት,B
ካብ ሕሜት ___,ፅጋብ,ጥንካሬ,ስራሕ,ጥሜት,D
___ ኣሎ አንዳበልዎ ሞተ,ኣባ ጨጎራ,ሰብ,ብዕራይ,ኣንበሳ,A
ዝጨነቖ ___ የእትው,ሃፍታም,ኣረጊት,ጥንስቲ,ህፃን,C
ጭማራ ንዝገይሽ ___ ንዝሓርስ,ኣድጊ,ከርፈስ,ቆርበት,ሓዳር,B
ካብ ምስ ትጸልኦ መኣዲ ምስ ትፈትዎ ___,ሓዳር,መኣዲ,ፅልኢ,መገዲ,D
ንትጸልኦ ___ ሂብካ ኣፋንዎ,ዝፈትዎ,ርግኦ,ቅርሺ,ጓልካ,A
ንጸላኢኻ ከመዓልካ ኣይትኽላእ ___ ልብካ ኣይትቕላዕ,ንሰበይትኻ,ንፀላእኻ,ንሃገርካ,ንፈታዊኻ,D
___ በበይኑ ጸሎቶም,ሓዉን ሓፍትን,ክልተ መንግስቲ,ማንታ ቆልዑ,ኣቦይን ኣደይን,D
ከይተጸውዐ ዝመጸ ___ ወጸ,ፀግቡ,ከይጸገበ,ኪድ ከይተብሃለ,ተገዲዱ,B
___ ሓደ ደርፉ,ድኻ,ለባም,ዕዉር,ጸማም,D
ጸብሕኻ ጨው አይዝመቶ ነገርካ ___ አይመጉቶ,ፀማም,ለባም,ዳኛ,ሃሳስ,C
___ ከም ለይቲ ምኽኒት ከም ሰበይቲ!,ፍርሒ,ፀልማት,ብርሃን,ግርማ,D
ክፉእ ዝገብር ___ ይሰብር,ዝበልዓሉ ጻሕሊ,ሰብ,በትሩ,እምኒ,A
ንፅልኢ,ሓጎስ,ባእሲ,ትዝታ,ፍሽኽታ,C
ንእሽቶ ፈላሲት ___,መተዓረቕት,መበኣሲት,መፋተዊት,ተኣማኒት,B
እናፈለጠ ዝጋገ እናረኣየ ___።,ቅበሮ,ይመዊት,ንገሮ,ኣኾልሶ,A
ከለኻ ፍቅሪ ሕኔአ ___,ንሕማም,ንሞት,ንፅልኢ,ንፍቕሪ,B
___ የብጽሕ እምበር ኣይዋጋእን,ሰብ,ፈረስ,ብዕራይ,ጥይት,B
ፍረድ ንነፍስኻ ብላዕ ___,ንዳኛ,ንጥዕናኻ,ንቤተሰብኻ,ንኸርስኻ,D
ዓንጽዓንጾ ___,ንሰብ,ንንጉስ,ንማዕጾ,ባዕላ,C
ሃሊሉያ ዝመጻካ __ ኣኽቢድካ ጸዓኖ,ጸገም,ሰብአይ,ብዕራይ,ኣድጊ,D
ሃላይ ሰበይቲ __ ይጥዕማ,ማያ,ሽንታ,ጸብሓ,ስራሓ,C
ሃመማ እንተ በዝሑ__ አይኸፍቱ,ቶፋን,ማይ ቡንባ,a and b,መኽደን ላጋ,C
ህዉኽ __ ዝደቀሰ ድሙ ይቕስቅስ,ኣንጭዋ,ሰብአይ,ብዕራይ,ኸልቢ,A
ህውከት ይሰድድ__,ቅርሺ,በረኸት,ጸሎት,ንብረት,B
ህውኽ ዝብኢ __ ይነክስ።,መልሓስ,ቀርኒ,ስጋ,ኢድ,B
ሓለቓ ዘይብሉ ህዝቢ፡ ሹም ዘይብሉ __,ገዛ,ደርቢ,ዝንቢ,ንህቢ,D
ሌባ ሌባ ተበሉዋስ፡ __ ዝበሉዋ ይመስላ,ድኻ ድኻ,ሃፍታም ሃፍታም,ልዋ ልዋ,ኸደት ኽደት,C
ላሕምሲ ብኢዲ ዝቀርባስ፡ ብእግራ __,ትበልዕ,ትሓክኽ,ትድቅስ,ትራጋሕ,B
ላሕምኻ እምባሕ ትበለልካ እምበር፡ ዋላ __,ኣይትንበር,ኣይት,ኣይትውለድ,ኣይትታሓለብ,D
ላዕላዩ ዝተዘርገ፡ ታሕታዩ __,ጽሩይ,ዝተበልዐ,አይጸሪ,ይስተ,C
ልሳን __ የብሉን፡ ግና ዓጽሚ ይሰብር,ጉልበት,ዓጽሚ,በትሪ,ሓይሊ,B
ድኻስያ አብ ክንዲ ዝዓምም___,ይሓምም,ይልብም,ይሃድም,ይህፍትም,A
ሃፍታም ዝበላ ኹላ ሓቂ ፡ድኻ ዝበላ ኹላ __,ድንቂ,ጸይቂ,ዑንቂ,ዓንቂ,D
__ተላህዩ ይወጽእ እምበር ኮሸምሸም መን አልመዶ,ሰብአይስያ,ብዕራይስያ,ሃፍታምስያ,ድኻስያ,D
ሃፍታም ንሃፍታም ይወዳደስ ፡___,ድኻ ንድኻ ይወቓቐስ,ሰብይቲ ንሰብይቲ ትለቃቀስ,ብዕራይ ንብዕራይ ይጸማመድ,ሃፍታም ምስ እንስሳ ይናፈስ,A
እንዳ ሃፍታም ጥብሲ ፡እንዳ ድኻ __ አይስኣንንዩ,ምስላ,ሓምሊ,ድብሲ,ጥቅሲ,D
ዘይሓልፈሉያ ድኻስ __ ይጋብዝ,ፈረንጂ,ሃፍታም,በዓል ስልጣን,ሰበይቱ,B
ሕማቅ ስብኣይ ምስ __ ይመክር፡ሕማቅ መጥሓን ዳጉሻ ይክርክር፡፡,ሰብይቱ,ዓርኩ,ጓሉ,ሓማቱ,D
ክጸድቕ ኢለ እንተሓዘልኩዋስ __ ተረፈት,ተንጠልጢላ,ሞይታ,ደው,ደቂሳ,A
ኮፍ በለለይ __,ክሓልፈካ,ክብለጸልካ,ክሳገረካ,ክሓተካ,B
ወሓጥዮ እንተ በልኩዋስ __,ትስሕቐሉ,ትጐስመሉ,ትሰትየሉ,ትበልዓሉ,B
ግደፍዮ እንተበልኩዋስ __,ትሓድገሉ,ትስሕቐሉ,ትውስኸሉ,ትጽበዮ,C
ወራዙት ዝጠፍኡሉ፡ __ ይወራዘዩሉ,ሃፍታማት,በዓለገታት,ድኽታት,ህጻናት,B
ወራዙት ከም ቆርበት ይቕደዱ፡ ግን ዘይግዳዱ,ወዲ ሃፍታም,ወዲ ማእምን,ወዲ ድኻ,ወዲ ወሓለ,B
ወዓግ ተታሒዛ ትስዕስዕ፡ ኣድጊ ተጻዒና __,ትሃልል,ተዀምስዕ,ትስዕስዕ,ትርገጽ,B
ወይ’ዝ ዓሻ ከዐሽወኒ __ ነቒዙ ይብለኒ,ስርናይ,ቐለብ,ጣፍ,ስገም,C
ወዮ ብቐደሙ ዘይጽቡቕ ስኒ ___ቍሒሙ ድማ ይስሕቀኒ,ጫት,ቖሎ,እንጣጢዕ,ስርናይ,C
ጥንስቲስያ እንተ __ ዝሓረሰት ይመስላ።,በልዐት,ፎሰወት,ወድቐት,ተዛረበት,B
ዘይተምሃረን ኣየድሕን __ ኣይጥሒን።,ዘይተወቐጠ,ዘይተወሃበ,ዘይትሓጽበ,ዘይተወቅረን,D
ካብ ምህሮ __,ኣእምሮ,ግበሮ,ዜሮ,ኑሮ,A
ሰብ ናብ ሰብ ዝብኢ ናብ __,እንስሳ,ስድራ,በረኻ,ገረብ,D
ድሕሪ __ ኣይትጠይቅ ነገር ከይትጽይቅ።,a and b,ሰላም,እሺ,ዳሓን,A
ዓሻ ጽቡቅ ኣሎ __ ከፍእዎ ኣሎ።,ድኻ,ዘመድ ዓሻ,ለባም,ሃፍታም,B
ዓሻ ሚዒድካዮ ናብ ልማዱ ኣድጊ ሓጺብካዮ ናብ __,አዕርኽቱ,ሓመዱ,ምጉያዩ,ምህላሉ,B
ካብ ኩፉእ ዝገብሩካ ኩፉእ __,ዝህቡኻ,ዝዛረቡኻ,ዝምህሩኻ,ዝብሉኻ,C
ካብ ዓሻ ጽብቅቲ፡ ለባም __,ክፍእቲ,ድኽይቲ,ሰብይቲ,ውርዝይቲ,A
ብጎራሕ ኣይትገራህ ብዓሻ __,አይትወቓዕ,አይትቀደም,ኣይትመራሕ,ኣይትፍራሕ,C
ምስ ህዝብካ ማዓት ዳርጋ __,ልምዓት,ዓመት,ጋዓት,አሽሓት,C
ዓይኒ ትሃካዪት ብርኪ __,ሓማዪት,ጉያዪት,ዘላሊት,ጠላሚት,B
ጓል ብጓላ ቡን __,ካብ ጀበናአ,ብትኩስታ,ብኣወላ,ብሓተልአ,C
ሰብኣይ ክልተ ንየው ንጀው ክብል __,ሞተ,ደቀሰ,ሓደረ,ነበረ,A
ሃይማኖት ብዘይ ግብሪ ጸሎት ብዘይ __ ኣይፈቱን ፈጣሪ,ስብ,ጽልኢ,ውህብቶ,ፍቕሪ,D
ቈልዓ ከም መዕበይኡ መሬት ከም __,በዓልዋንኡ,ሓራሲኡ,ወሃቢኡ,ሽያጥኡ,B
በትሪ ሓቂ __ እንበር ኣይትስበርን,ትነብር,a and c,ትምንምን,ትቀጥን,B
ሓቂ ብርእሳ እንተ ቀበርካያ __ ትወጽእ።,ብርእሳ,ብዓይና,ብእግራ,ብኢዳ,C
ሓራምዝ ክባኣሱ __ ይህሰ።,ኣንበሳ,ስብ,ሳዕሪ,ሞንጎኛ,C
ተጽግበኒ__ ኣብ ሞቅሎኣ ከላ ይፈልጣ ።,እንጀራ,ቖሎ,ስበይቲ,ቕጫ,D
ብፍትወት ኣብየን__,ብሓይሊ,ብኢዳ,ብሕንቢጣ,ብዋጣ,C
ካብ ሃገር ዝገዝእ __ ዝገዝእ ይበልጽ,ገዛ,ሰብይቱ,ስብነቱ,ናብርኡ,C
ካብ ሓጹር እሾኽ፡ ሓጹር __ ይጸንዕ,ስልኪ,ሰብ,ገመድ,ክዳን,B
ካባኻ ንዘይሓልፍ ጋሻ አጥብካ __,ሕተቶ,ሰዓሞ,አንግዶ,ልአኮ,B
ካብ ሕሱም በቕሊ፡ብሩኽ __ ይሓይሽ,ኣድጊ,ኸልቢ,ድሙ,ብዕራይ,A
ካብ የጥዕመለይ ኢልካ __ የኽፋኣለይ ኢልካ ምሕዳግ,ምኽዳን,ምምልኻዕ,ምዝራብ,ምብላዕ,C
ካብ ጕይይ መዓል __ ምሓዝ,እግሪ,ክሳድ,ኢድ,ወገን,B
ክምብል በለ’ምበር __,አይወደቐን,ኣይተኸዐወን,አይተሰብረን,አይትተልዓለን,B
ክበልዕ ዝደለየ __,ከፈር ከብዱ,ገደል ከብዱ,ከፈር አፉ,ገደል ኣፉ,D
ዝነዓቕካዮ ጓሳ __,ይበሎ,ይጓሲ,የናብር,የጥንስ,D
__ መን እንተበሉኻስ፡ መን ትብል።,ዝንጅብል,ልባም,ኮራሪማ,ዓሻ,A
ዝኣረገ ኣንበሳ፡ መጻወቲ __ ይኸውን።,ማንቲለታት,ሃመማታት,ጽምብላሊዓት,ህበያት,B
ዝኣኽለን ጥሒነን __ ይብላ፡፡,ኣይጠሓናን,የብልናን,ገብረክርስቶስ,ብዓለ ማርያም,D
ይበዝሕ ይበዝሕ፡ ከም __ ይነዝሕ,ጣፍ,ጨው,እኽሊ,ሑጻ,B
ደርሆ ሓሚማ ኢሎምሲ __ ሓሪዶምላ።,ሓፍታ,ጤል,እንቛቁሖ,በጊዕ,D
ደድሕሪ ማይ ናብ __,ሩባ,በዓቲ,ውሕጅ,መንገዲ,B
ድሎ ከይትዕሎ፡ ጽናዕ __,ከይትኹላዕ,ከይትስናዕ,ከይትምናዕ,ከትቕላዕ,C
ግርማ ከም ለይቲ፡ ምኽኒት ከም __,ቖናኒት,አረጊት,ሰበይቲ,ሽማኒት,C
__ የብለይ፡ ምስ ወዲ ነብሪ ጽልኢ የብለይ።,አድጊ,በጊዕ,ጤል,ስጋ,C
__ መዐሸዊ፣ ሕማም መበላሸዊ።,ጥሜት,ገንዘብ,መልክዕ,ሰብ,A
ጥንስቲ ሰበይቲ እንተ ጠረጣሲ __ ይመስላ።,ዝወለደት,a and b,ዝሓረሰት,ዝሞተት,B
ጮግራፍ’ሲ ሃሪማ __,ተእዊ,ትጥቕለል,ትነብር,ትኹሪ,A
ጽምብላሊዕስ መቐመጭኣ ዘይከደነት__ ከደነት።,ሰብአያ,እግራ,መሬት,ጎረቤት,C
ፈታዊ ገንዘብ፡ ምስ __ ይላዘብ።,ሓላፊ,ሰይጣን,ባንኪ,ጎረቤት,B
ፈኸራ ሕበይ ምስ __,ሓላፊ,ባዕላ,አንበሳ,ነብሪ,D
ፈውሲ ደሊኻ ትኸዶም __ ይጸንሑኻ,ወጺኦም,ገይሾም,ደቂሶም,ሞይቶም,D
ኩምራ ዓሻ፡ መጻወት __,ሰብይቲ,ቕልዓ,ህጻን,ህበይ,D
ከይተቐብኡ __ ከይመንኮሱ ኣይጵጵሱ,ኣይነግሱ,አይፉከሱ,አይሕረሱ,አይንቀሳቐሱ,A
ከይቀተልካ ጐፈሬ፡ ከየረጋገጽካ __,ዘረባ,ምኻድ,ምሕጓስ,ወሬ,D
ከይጸገቡ ኣይዘሉ፡ ከይዘለሉ __,አይወድቁ,አይሕጎሱ,ኣይስንክሉ,አይነብሩ,C
__ ኣይግንፍልን፡ ከይበጽሐ ኣይበስልን,ከይተሰንከተ,ከይተሰኽተተ,ከይፈልሐ,ከይተጾምቀ,C
ከይጸውዕዎ ኣማኻሪ፡ ከይሾምዎ __,በዓል ስልጣን,ግራዝማች,ፊተውራሪ,ንጉስ,C
ኩቱ እንታይ ይደሊ __,ናቱ,ዘይናቱ,ኩዕንቱ,ክብረቱ,B
ክስርሓ ኢለን ዝወጻ __ መጻ,ተኳሒለን,ተሰሪሐን,ተነጽየን,ተመርዒወን,C
ካብ ሽሕ መደረ፡ ሓንቲ __,ወረ,ጉራምረ,ተግባረ,ዝማረ,A
ክነጽፍ ዝበለ ማይ ይጨኑ፡ ክበርስ ዝደለ ዓዲ __,ይዝምን,ይዝረግ,ይሓምም,ይዓኑ,D
ክድቅሱ ነገር የኾምስዑ፡ ክትንስኡ ነገር __,ይርስዑ,ይኹልሱ,ይጅምሩ,ይበልዑ,A
ካብ __ ዝወጸ ክሳብ ዝምለስ እንተጸዓንዎ ኣድጊ፡ እንተለጐምዎ ፈረስ,ሰቡ,ሰበይቱ,ወንበሩ,ሃገሩ,D
ካብ ምስ እትጸልኦ __ ምስ እትፈትዎ መገዲ,መንገዲ,ንግዲ,ናብራ,መኣዲ,D
ካብ ምስ ዓሻ ዘረባ፡ ምስ ለባም __,ፈኸራ,ፈጠራ,ዓጸባ,ናብራ,C
ስዋ ብዘይ ሓተላ ሜስ ብዘይ __ ነጀው በላ,ኣምቦላ,ሓተላ,ጌሾ,መዓር,A
ሸራፍ ስኒ መንፈሲ ስዋ፣ ሸራፍ__ መምጸጺ ስዋ,ዕትሮ,በርሚል,ጀሪካን,ኩባያ,A
ሹመት ንዝፈልጦ የኽብዶ፡ ንዘይፈልጦ __,የሰልጥኖ,የሕፍሮ,የዕበድብዶ,የናብሮ,C
ሹም ንሹም ይኳለሱ፡ ድኻ ንድኻ __,ይላቐሱ,ይናፈሱ,ይገባበዙ,ይናኸሱ,A
ሻራ ከም ባይቶኻ፡ ታሪኽ ከም __,ሰብካ,ስራሕኻ,ዓድኻ,ነጋሪኻ,C
ሽሕ መኻሪ፡ ሓደ __,ወርዋሪ,ሰባሪ,ዘዋሪ,ፎጋሪ,A
ሽሕ ፈልጺ፡ መጥመሪአን __,ኣጻብዕቲ,ገይጺ,ገመድ,ልሕጺ,D
ቀቢሩ ዝምለስ ያኢ __ ኣይመስሎን,ዝመውት,ዝነብር,ቀባሪ,ዝበልዕ,A
ቀታሊ እንተርፈደ፣ ተቀታሊ __,ይድቅስ,ይትስእ,ይስዕስዕ,ይግስግስ,D
ቀውዒ __ ሰብ ከይሞተ ኣይእመንን,ከይበጽሐ,ከይሞተ,እንተሎ,ከይከተተ,D
__ ሒዝካ ጸሎት፡ ቁም ነገር ሒዝካ ተረት,ጽልኢ,ቂም,ውህብቶ,ገንዘብ,B
___ ክትገብሪ፡ ጾምኪ ከይትሓድሪ,ቃል ዓለም,ዘልዓለም,ዘይየለ,ዘረባ,A
__ ባዕልኻ ገዚእካዮ፡ ይልብልበካ,በርበረ,ሽመል,ገንዘብ,ጉዕ,A
በቕሊ መን ኣቦኻ፡ እንተበልዎ፡ ፈረስ __,ኣቦሓጎይ,በለ,ኣኮይ,ሓወቦይ,C
ልቐቕ ዘይምድርኻ፡ ውረድ __,ዘይስልጣንካ,ዘይበቕልኻ,ዘይዝባንካ,ዘይፈረሰካ,B
ሓሉ ዝበልዎ ኣየጥፍእ___ ዝብልዎ ኣየኽፍእ።,ሰራቒ,ኣጸብቕ,ወሃቢ,ኣስተካኽል,B
ሓሞ ኣይግፋዕ፡ ጸባ ___,ኣይበላዕ,ኣይምዓር,ኣይሰተ,ኣይድፋእ,D
ሓሙስ ጽግቦ፡ ኣሽንዃይ ሰብስ __እኳ ትጸግቦ።,ደርሆ,ዑፍ,ላሕሚ,ቖቛሕ,B
ሓሙኻ ሰዊት ሓጋይ __,በለ,እዩ,አይኹን,ኣይኣዝዝካ,D
ሓሚሙ ዝተንሰአ__ ረስዐ።,ሓካሚኡ,ሓው,ፈጣሪኡ,ሓታቲኡ,C
ሓምሊ ብዘውጽኦ ጸገም፡ ኣይትኹራዕ __,ዓመት,ዱባ,ስገም,ሽዊት,C
ሓምሳ ለሚን ንሓምሳ ሰብ ጣዕሚ: ንሓደ ሰብ __,ገዝሚ,ስሚ,ሸኽሚ,ዓቕሚ,C
__ ምብላዕ እንከሎ: ክንድዚ ኩርንዒት ዶ ኣሎ,ሽቂልካ,ሓሪስካ,ሰሪሕኻ,ደቂስካ,B
ሕሪጭ __ ዝልቃሕ፡ ከይበልዐን ይብል ጋሕ።,ሃፍታም,ድኻ,ጎረቤት,ሰይጣን,D
ሓርማዝ መዓኮሩ ኣሚኑ ጉንዲ __,ይቖርጽ,ይውሕጥ,ይሽከም,ይድቅስ,B
__ ደምበ ኣብ ዝለምለመሉ: ሕማቕ ኣብ ዝፈርሓሉ።,ኣድጊ,ብዕራይ,ሃመማ,ሓሰኻ,D
ሓሲኻ ኣይቅያሕ፡ ኣብ እምኒ ደይብካ__,አይብከ,ኣይጽዋዕ,ኣይንዋሕ,ኣይንበር,C
ሓሳዊ ከም__ ሰራቒ ከም ኢዱ።,ኣፉ,መልሓሱ,ልቡ,ሰቡ,A
ሓሳውን ስንቅን እናሓደረ __,ይፈኵስ,ይነቅዝ,a and b,ይቐልል,C
ሓሶት ድራር ሓደ __,ምሸት,መዓልቲ,ሰብ,ዓመት,A
ሓቂ ብርእሳ እንተቐበርካያ __ ትወጽእ,ብሓሳባ,ብእግራ,ብልባ,ብውሽጣ,B
ሓቂ ንሓንቲ መዓልቲ ጭንቂ፣ ንዘለኣለም __,መንገዲ,ጽድቂ,ፍቕሪ,ነባሪት,B
ሓቂ እናሓደረ ይኹላዕ ከም __,ወርቂ,ፍቕሪ,ብሪ,ጽድቂ,A
ሓቅን __ እናጸንሐ ይግለጽ።,ጽድቅን,ወጋሕታን,መዓልትን,ጸልማትን,B
ተሓቢኤን ይጠንስኦ __ይወልደኦ,ብሓኪም,ተማኺረን,ብሰብ,ዓዲ ኣኪበን,D
ሓባል መጠመቲኣ __,ትኳሓል,ትቑነን,ትወልድ,ትገብር,D
__ በልያ ከይትቅድመኪ።,ወሓለ,ቖንጆ,ጓዕማም,ሓባል,D
ሓባእ ቁስሉ ሓባእ __,ሓኪሙ,ሕማሙ,ገዝኡ,ፈውሱ,D
ሓያል ___ ንእምኒ ሓደጋ ይወድቆ,ውሕጅ,ሓምሓም,ሞዶሻ,ዱባ,B
ሓደንያ ከምዘይተወልደ፡ ክልተ __,ዓበዪ,ክንዲ ሽሕ,ክንዲ ሓደ,ቐረዩ,C
ሓደ ከይጽምብሩ __ ይሓድሩ።,ከይደቀሱ,እናተበአሱ,በሊዖም,ጾሞም,D
ሓደ ዝወሳዲኡ ብዙሓት __,ተሓማይኡ,ሰማዕቱ,ወለድቱ,ወሃብትኡ,A
ሓደ ግዜ ካብ ምዝራብ፡ ሰለስተ ግዜ __,ምብላዕ,ምስዳር,ምሕሳብ,ምኻድ,C
ሕልፈት ንዘይፈልጥ __ኣርእዮ,ከተማ,ዑና ዓዲ,ድኽነት,ጥምየት,B
ሕሙም መንጸርጸሪ ኣምላኽ ዝወሰኖ __,ኣማኒ,ዘይዛሪ,ዘይቐሪ,ነባሪ,C
__ ዘይብሉ ሕሙም ስጋ በሊዑ ይሓምም,ሰዓል,ሕማም,ጸገም,ገንዘብ,B
ሕማቕ ምስ ዝጸልእ __ ይኸልእ,ከመዓልካ,ሕቶ,አቤት,እሺ,A
ሕማቕ ነዓቒ __ ሰሓቒ,ሃፍታም,ዘኽታም,ጓዕማም,ጸማም,D
ሕነ ቀራናት __ ሕነ ሃብታማት ንዘኽታማት,ንሕሙማት,ንጓዕማማት,ንጸማማት,ንጽጉማት,B
ሕነኡ ዘይፈዲ ወዲ __,ወዲ ማእምን,ሰብይቲ,ኣድጊ,እዝጊ,C
መለበም ኣይግበርካ መለበም __,ኢኻ,ይግበርካ,ይሃብካ,አይኽላእካ,D
መላኺ ዘይብሉ __ ይመልኮ,ስልጣን,ሰይጣን,ኩሉ,ኣምላኽ,B
መምህር ንኻልእ ይምህር ንርእሱ __,ይድንቁር,ይነብር,የድሕን,የቕሕር,D
__ ከይሓዛ መርዓ ክቋጸራ ይወዛወዛ,ጉልበት,እግሪ,ማእገር,መርዑት,D
መርዓዊ ከይሓዛ __ ሓዛ,መርዓት,ሽልማት,ዓርኪ,ሱፍ,C
መርገም ከውድቕ’ምበር __ ኣይረአን,ክበልዕ,ክበጽሕ,ክጠፍእ,ክወግእ,D
መስሓቕ __,ሸራፋት,ሰናናት,ጓዕማማት,ጽቡቓት,A
መን ምዃንካ ክነግረካ፡ ምስ መን ከም __ ንገረኒ።,ዘለኻ,ሓደርካ,ትኸይድ,ኢኻ,C
መንቀኛ ሰብ ጸላኢኡ ይተክል፡ __ ይነቅል።,ጸላኢኡ,ፈታዊኡ,ሓው,ዛፍ,B
መንገዲ ጥዕና __ ኪዶ።,ዓመት,ሎሚ,ሆስፒታል,ዘልዓለም,A
መኻሪ ዘይብሉ ንጉስ፡ ዘይ___ ዘይነግስ።,ሓደ ዓመት,ዘልዓለም,ሽሕ ዓመት,ሓደ ሰዓት,A
መዓልቱ ዝሓለፎ ስጋ __ ዘይተርፎ።,ምህላው,ምድራቑ,ምጭናዉ,ምስታይ,C
መዓልትን ከልብን __ ይመጹ።,ሰላም ከይበሉ,ከይጸዋዕካዮም,እናተጸበኻዮም,ብሓደ,B
መገዲ እንተ ጠፍኣካ__ድለ።,ጓል ሰበይቲ,ጓል ማእምን,ጓል መገዲ,ጓል ሰብ,C
ዕዉር ንዕዉር ምስ ዝኽተል፡ ተተሓሒዞም __,ንገደል,ንወደል,ንነገር,ንበደል,A
ዕዉር እንታይ’ደሊ __ ነጋዳይ እንታይ ይደሊ ደሓን።,ብበትሪ,ጸልማት,መራሒ,ብርሃን,D
ዕዉር ከቕበጥብጥ __ ደርብዩ ኣብ ምድላይ ይኣቱ።,ሰበይቱ,ምርኩሱ,መራሕኡ,ኽዳኑ,B
ዘሕምቆ ኣለኒ __ ሃቡኒ።,ስረይ,ሳእነይ,በትረይ,ቖቢዐይ,C
ዘይሕማመን __,የራስነን,የቕርረን,የጉርዐን,የባሳጭወን,A
ዘይምስል ኣብዲ፡ ዘየኾምስዕ __,ብዕራይ,ኣድጊ,በጊዕ,ፈረስ,B
ዘይበልዐ __,ዝኾምሰዐ,ዘይመንዐ,ዝመንዐ,ዘይሰሰዐ,B
ዘይተማህረ __ ዘይተወቕረ ኣየጥሕን።,ኣየስርሕ,ኣየድሕን,ኣይጋግን,ኣየብልዕ,B
ዘይወግሕ መሲሉዋ፡ ኣብ __ ትሓርእ።,ገጻ,ገዝአ,ኽዳና,ቦኽራ,D
ዘጽግበካ ቅጫስ፡ ኣብ __ ከሎ ይፍለጥ።,ገዝኡ,ዓውዱ,መንገዱ,መቚሉኡ,D
ዝረኣዩዎ ክገብራ፡ ዓይነን __,ሰፈያ,ኣንቆራ,ሰበራ,ቖነና,B
ዝረገጽክምዎ ለምለም፡ ዝተዛረብክምዎ ድማ __ ይኹነልኩም።,ዓለም,ቀለም,ሓሸዋ,ወርቐት,B
ዝሰሓተ ይምከርካ፣ ዝወዓለ __,ይንገርካ,ይሃብካ,የርእይካ,ይሃብካ,A
ዕረ ዘይጠዓመ፡ መቐረት __ ኣይፈልጥን።,ስዋ,ማይ,መዓር,ሽኮር,C
ዕርቂ ደም መድረቒ __ ደም መተርከሲ።,ማእሲ,ባእሲ,ፍቕሪ,እምኒ,B
ዕብራን ከብቲ፡ ህጥራን __,ንነገድቲ,ነኽልብቲ,ነንስቲ,ንሓረስቲ,B
ዕንዳይ ናብ እንኡ፡ ማይ ኣብ __,ሩባኡ,ሓሰሩ,ደንበኡ,ዕትርኡ,A
___ እንተዘይከሊእካዮ ሓዊ ኣይጠፍእን።,ማይ,ሓመድ,ገዛ,ዕንጸይቲ,D
ዑፍ ብዓቕማ ብብርዒ __ ትሕጐም።,መሸላ,ስገም,ስርናይ,ጣፍ,B
ዓለም ዘይጸገበ መናኒ __ ይሳናበት።,ገዝኡ,ኣዋልድ,ደቁ,ኣሕዋቱ,B
ዓሻ ሰራቒ፡ ኣብ እግሪ __ ይርከብ።,ቆፎ,ገዛ,ኦም,ጣፍ,A
ዓሻ ንሱ ዝብሎ’ምበር፡ ንሳቶም ዝብልዎ __,ኣይፈልጥን,አይገብርን,አይሰምዕን,አይበልዕን,A
ዓሻ ከም ነጋሪኡ፡ መጥሓን ከም __,ተሸካሚኡ,ገዛኢኡ,ዕዳግኡ,ወቓሪኡ,D
___ ዝተኸሎ፡ ለባም ኣይነቕሎ።,ቐሺ,ዓሻ,ሰብአይ,ቖልዓ,B
ዓበቕ ዘምጽአ ፈጣሪ፡ መሕከኺ ኣይከልአ __,በትሪ,ኣጻብዕቲ,ጽፍሪ,ግብሪ,C
__ ብሙያ፡ ቅድድም ብጉያ።,ድሕነት,ዓወት,ናብራ,ሰብነት,B
ዓዋን ኣይሙት፡ ምእንቲ __,ክዕወት,ሰብ,ክሰናበት,ከጻውት,D
ዓው ኢልካ ዘይትበኽየሉ ሞት __,ሰብአይካ,ውሽማ,ሕጹይ,ወድኻ,C
ዓይኒ ከዳዕ ነባዒ __ ቃልዓለመኛ በላዒ።,ከብዲ,አፍ,ሓው,ኢድ,A
ማይ ካብ ሩቡኡ፡ ሕሩጭ ካብ___,ቦኹሩኡ,ሎቖትኡ,ዓውዱ,ብሒቑኡ,A
ማዕጾ ኣብ ልዳቱ፣ ሃካይ ኣብ __,ክዳኑ,ልዓቱ,ሓንጉሉ,ዓራቱ,D
ምምካርሞ __ ይመክር፡ ስኣን ዝሰምዖ ይበኩር።,ዓሻ,በዓለገ,ድኻ,ልባም,B
ምስ ቆልዓ ኣይትምከር: ምስ ከልቢ __,ኣይትቃለስ,ኣይትጉየ,ኣይትታሓባእ,ኣይትበኣስ,C
ምስ __ ዝዋዓለስ፡ ሃ ተዘይለመደ፡ ጥራጥ ለመደ።,ብዕራይ,ዝብኢ,ኣድጊ,ነብሪ,C
ምስ ከደ ዘይምለስ፡ ምስ ተጠውየ __,ዘይምለስ,ዘይስበር,ዘይብስብስ,ዘይቕለስ,D
ምስ ጸዉዑኻ ምጻእ __ ውጻእ።,ከይበሉኻ,ከይደንጎኻ,ከይመነውኻ,ከይጸረፉኻ,C
ምስላ ካብ ሕማቕ፡ ማይ ካብ __,ሩባ,ጽሟቕ,ዓሚቕ,ጎቦ,C
ምብላዕ ምብልዑ __ ዓድና ይብልዓዮ ።,ነብሪ,ብዕራይ,ኣድጊ,ዝብኢ,D
ምብላዕካ ዝለመደስ፡ እናርእየካ __,ይበልዕ,ይጠሚ,የምባሁቕ,ይበኪ,C
ምኽሪ እንተ ጠፍአት፡ ኣብ __ ድለያ።,ጁባኻ,ስበይትኻ,ውሻጠኻ,ገዛኻ,C
ምግቢ ምስ ጠመኻ: ናፍቆት ምስ __,ሰበይትኻ,ተፈላለኻ,ልብኻ,ተማነኻ,B
ምጽላእስ ንጽላእ፡ __ ግን ኣይንካላእ።,ጸሎት,ጉርሒ,ፍትሒ,ፍርሒ,C
ሞትን ___ ምንም ኣይተርፍን።,ክራማትን,ጥሜትን,ውሕጅን,ፍትሕን,A
ሩባ ዘለዎ ፈሳሲ __ ዘለዎ መላሲ።,ሓው,ጎቦ,ገንዘብ,ልቓሕ,B
ራዛ ኣበይ ደሊኻ? ምሳኻ፧ እንታይ ስንቅኻ፧ __,ንስኻ,ሰበይትኻ,ቖሎኻ,እንጀራኻ,A
ርሑቕ ከይዱ ዝምርዖ፡ ሓደው ከታልል ሓደው __,ክጠፍእ,ክመውት,ክሕባእ,ክታለል,D
ሰማይ ሰማይሲ ይትረፍድክን፡ __ ይባርኸልክን።,ምድሪ,ታሕቲ,እግሪ,ጸጉሪ,A
ሰሪቕካ ካብ ምሕሳብ፡ __ ምእካብ።,ሰላምካ,እግርኻ,ገንዘብካ,ኢድካ,D
ሰራቒ ከም ኢዱ፡ __ ከም ኣፉ።,ሃፍታም,ዓሻ,ነገርኛ,ሓሳዊ,D
ሰበይቲ ዝለኣኸቶ ሞት __,ኣይሰምዕን,ኣይሞልሶን,ኣይፈርሕን,ኣይረኽቦን,C
ሰብ ብዘይፈልጦ ይውጽዕ፡ እዝጊ ብዝፈልጦ __,ይህብ,ይሰምዕ,ይቐጽዕ,ይንብዕ,C
ሰብኣይ ክልተ ናብዝን ናብትን ክብል __,ሓደረ,ሞተ,ሰኸረ,ቐረየ,B
ሰይጣን ንኣመሉ፡ __ ይጠቅስ ይብሉ።,መጽሓፍ ቅዱስ,ጸሎት,ሞት,ቅዱሳን,A
ሳእንኻ ማዕረ ___,ልብኻ,ኢድካ,ቑመትካ,እግርኻ,D
ሳዕሪ ዘይሃብካያ ላም __ ኣይትህብን።,ምራኽ,ጸባ,ስጋ,ዒባ,B
ስም ተራፊ፡ __ ሓላፊ።,ዕድመ,ተግባር,ድኽነት,ብልዒ,D
ስሱዕ ክበልዕ ይሕነቕ፡ __ ክዛረብ ይስርነቕ።,ለፍላፊ,ሓሳዊ,ድኻ,ዓሻ,B
ስጋስ እንተወደቐት __ ሒዛ ትትስእ።,ስብሒ,ዘመድ,ሓመድ,ገመድ,C
ሸቡዓተ ዓመት ከይሓርስ፡ __ ይድንቁር።,ዓመት,ዘልዓለም,ሰብዓ ዓመት,እዝኑ,C
__ መኻሪ፡ ሓደ ወርዋሪ።,ሰብ,ሽሕ,ምኢቲ,እኩብ,B
ሽሕ ይሙቱ፡ __ኣይሙት።,ድኻ,ኣላይ ሽሕ,ሓደ,ሃፍታም,B
ቀምሽ ኣደይ __,ከዲኑኒ,ነዊሒኒ,ሓጺሩኒ,ሓንኲሉኒ,D
ቀረባ ሓውካ __,ገንዘብካ,ወገንካ,ሃፍትኻ,ልብኻ,A
ቀሺ ዝበለካ ግበር፡ ቀሺ __ ኣይትግበር።,ዝገበሮ,ዝብሎ,ዝዝረቦ,ዝብልዖ,A
ቀቅድሚ ሃገራ ዝወለደት __ ወይ ንወንጭፍ ወይ ንገበላ።,መሸላ,ስርናይ,ሽዊት,ስገም,A
ቀታሊ ሰብኣይኪ፡ ተቐታሊ __ ዘይሩ ሓዘኑስ ናትኪ።,ዘመድኪ,ንሱ,ወድኺ,ሓውኪ,D
ቁሓሚዮ ተበልኩዋስ __,ትተፍኦ,ትመልሶ,ትቑሕሞ,ትጎስሞ,D
ቁሪ ናበይ ደሊኻ ናብ ክዱናት እቶም ዕሩቓት'ከ ንሶም ደኣ __,ትሑታት,ቑሩራት,ጸማማት,ትሑዛት,D
__ ሒዝካ ጸሎት፡ ቁም ነገር ሒዝካ ተረት።,ጽልኢ,ቂም,መጽሓፍ,ገንዘብ,B
ቃል __ ቃል እዝጊ።,ህዝቢ,ነባሪ,ሓላፊ,ቐሺ,A
ቃል ዓለም ክትገብሪ፡ __ ከይትሓድሪ።,ዘይደቂስኪ,ደቂስኪ,ጾምኪ,ዘይከድኪ,C
ቊልዓ ብንኡሱ፡ __ ብርሑሱ።,ሳዕሪ,ዕንጸይቲ,ቊርበት,ጨርቂ,C
በትሪ ሓቂ ትቀጥን'ምበር __,ኣይትዕጸፍን,ኣይትስበርን,ኣይትጠፍእን,ኣይትቕበርን,B
በዓለገ ብመልሓሱ፡ ከልቢ __ ይልለ።,ብአፉ,ብድምጹ,ብጭራኡ,ብጸጉሩ,C
በይኑ ዝጐዪ ዝቕድሞ’ብሉ፡ በይኑ ዝምጉት___የብሉ።,ዝሰምዖ,ዝረትዖ,ዝዛረቦ,ዝካተዖ,B
ባዕሉ ዝኣመነ መስክር ኣየድሊ፡ __ ዝመንመነ ምሳር ኣየድሊ።,ብላዕሉ,ብሱሩ,ብቖጽሉ,ብታሕቱ,B
ባዕላ መቲራቶ __ ባዕላ ሰትያቶ ተሰርነቐት።,ትሓንገጠት,በልዐቶ,ተሓንቀት,ተሽከመት,C
ባዕላ ወሊዳቶ ኣይመሰለን፡ ባዕላ __ ኣይበሰለን።,ለዊሳቶ,ጀሚራቶ,ጢሒናቶ,ሰንኪታቶ,D
ብላዕ ንኸርስኻ፡ __ ንነብስኻ።,ፍረድ,ስተ,ስራሕ,ጸሎት,A
ብልዒ ሓላፊ፡ __ ተራፊ።,ገንዘብ,ጉልበት,ሽም,ተግባር,C
ብዕራይ ናብ ዘበለ ተበለ ___ ኣጽንዕ።,ሓረስታይ,ዕርፊ,ነዊት,መስመር,B
ብዘሎካ ተወከፍ ብዘይብልካ __,ኣይትፍራሕ,ኣይትተሃወኽ,ኣይትጎረር,ኣይትሰከፍ,D
ብዘመነይ ይጥዓሞ __,ወገነይ,ስመይ,ዘመደይ,ሰብነተይ,A
__ ይኽዕወኦ፡ ተደቢረን ይሓፍሰኦ።,ተሎ,ተሃዊኸን,ተጻልአን,ተሳኒየን,B
ተሓጓሚ ከሎስ፣ ትሓዝ ልቢ __,ይኾርዕ,ይጠርጥ,ይሞት,ይበልዕ,B
ነዲኣ ገዲፋስ፡ __ ትናፍቕ።,ሓትናኣ,ባኦላ,ጓላ,ሰብአያ,A
ነገርያ ዘይጸገበስ __ይሕጸ።,ጓል ሰበይቲ,ጓል ቖናኒት,ጓል ምዕመን,ጓል ዋጣ,D
ንለባም __ ንዓሻ ዶርጉሓሉ።,ኣምተሉ,ስምዐሉ,ስርሐሉ,ብልዐሉ,A
ንዓሻ መዓልቲ ኣንዋሕካሉ፣ ዕብዳን __,ወሰኽካሉ,ኣጥፋአካሉ,ኣብዛሕካሉ,የብሉን,A
ንዝጸገበ ብላዕ ኣይትበሎ፡ ንዝፈረሀ __ ኣይትበሎ።,ስራሕ,ስማዕ,ኩራዕ,ትባዕ,D
ኣባ ጨጎራ፡ __ እናበልዎ ሞተ።,ስማዕ,ኣሎ,ንዓ,ከደ,B
ኣብ ከብዲ ጽጉብሲ __ የሎን,ጥዑይ,ድኻ,ጥሙይ,ቖሎ,C
ኣብ ኲናት ዘይወዓለ __,በሊሕ,ተባዕ,ወታደር,ፈራሕ,A
ኣብ ክንደይ ርእሳ፡ __ ይፈርሳ።,መጥሓን,ገዝአ,መዲድ,ጸጉራ,C
ኣቦይ ቀሽ ዝበልዕዎ ሕምቶስ ኣደይ ኢታይ __ የጒስዔን።,ደም,ሜስ,ስጋ,ፈርሲ,D
ኣንስቲ ኣይለምና፡ እንተ ለመና ኸኣ፡ __,ኣይስኣና,ኣይጽገባ,ኣይህባ,ኣይከደና,A
ኣይትብከ እንዲዩ ___ ዘሎ።,ዝስመዐኒ,ዝንበዐኒ,ዝብለኒ,ዘብክየኒ,D
እምኒ ዝረገጸ ኣሰር የብሉ፡ ማይ ዝሰተ __ የብሉ።,ጣዕሚ,ሽታ,ሕብሪ,ትርጉም,B
__ ዕሾኽ'ያ ተውጽኣ።,ዕሾኽ,መርፍእ,መንገዲ,ዕንጸይቲ,A
እናኸኣሎ ከሎ ዘይገብር፡ __ ይነብር።,እናሓሰበ,ክጥዓስ,እናበኸየ,ክበልዕ,B
እንተዘይተበትኸስ ጽቡቕ ___,ክሪ,እምነት,ቅጥኒ,ገመድ,C
እንካ ዘይፈልጥ፡ ሃባ መን __,ኣልመዶ,ከልኦ,ክብሎ,በሎ,A
__ መሰታ ቀዳሞት።,እዝኒ,እግሪ,ስዋ,ኢድ,A
ከልቢ ዝበልዖ ስጋ'ምበር፡ ዝተኣልሞ ___ ዘይርኢ።,ስራሕ,ነገር,በትሪ,ሽግር,C
ከመ’ሎኻ ‘ይትበሎ፡ ኣብ ገጹ __,ጽፍዓዮ,ኣስተብህሎ,ሰላም በሎ,ራአዮ,B
ከይመኸርካ ዝግበር፡ ከየብኳዕካ ዝጋገር፡ እቲ ይገፍሕ፡ እቲ __,ይጎድል,ይሓጽር,ይነውሕ,ይነፍሕ,D
ከይተሓርደ ኣይርከብ ስብሑ፡ ከይመርመርካ ኣይፍለጥ __,ፍርሑ,ጉርሑ,ሽርሑ,ልቡ,B
ከይተቐብኡ ኣይነግሱ፡ ከይመንኮሱ __,ኣይጵጵሱ,ኣይከሓሱ,ኣይኽሰሱ,ኣይኾሉሱ,A
ከይተዓደመ __ ከይጸገበ ወጸ።,ዝአተወ,ዝሳዕሰዐ,ዝመጸ,ዝበልዐ,C
ከይኮነ __ ከይተሰብረ ጸግን።,ስማዕ,ወግን,ወስን,ግበር,B
__ ይወዓዓሉ፡ ከይተኣማመኑ ይማሓሓሉ።,ከይሓደሩ,ከይሰምዑ,ከይወዓሉ,ከይበልዑ,C
ከይጠዓምኩ ካብ ሙዙ፡ ረኸብኩዎ __,ስርሑ,መርዙ,መዘዙ,ጣዕሙ,C
ከይጸልኡና ሕራይ ንበሎም፡ ኣየነጸብቖ __,ከየርስዑና,ከይቕየሙና,ከየልምዱና,ከይሰምዑና,C
ከይጸውዑኻ መጻእካ፡ ከይጸገብካ ወጻእካ፡ __,ብኽልተ ገጽካ,ገዛካ,ብሓሳብካ,ክልተ ሳዕ ከፋእካ,D
ከይጸውዕዎ ዝመጸ፡ ከይጸገበ __,ስተየ,ወጸ,ሳዕሰዐ,ኸደ,B
ከይጸገቡ ኣይዘሉ፡ __ ኣይስንክሉ።,ከይተባእሱ,ከይጎየዩ,ከይዘለሉ,ከይደየቡ,C
ከይፈልሐ ኣይግንፍልን፡ ከይበጽሐ __,እአይሽለምን,ኣይበስልን,ኣይገፍሕን,አይዕወትን,B
ኩሉ መዓልቲ ደሓን፡ ሓደ መዓልቲ ግን __,ጽቡቕ,ኣይደሓን,ኣሜን,ሕማቕ,B
ኩቱ እንታይ ይደሊ __,ዘይናቱ,ኩዕንቱ,ዘይግዱ,ጉቱ,A
ካብ ሓሚምካ ሕክምና፡ ተኸናኺንካ __,ጨና,ጥዕና,ናብራ,ዜና,B
ካብ ምስ ዓሻ __ ምስ ለባም ዓጸባ።,ልዝብ,ጸባ,ዘረባ,ዓለባ,C
ካብ ሳዕሳዕካስ __,ዝለል,ተሸለም,ጉየ,ተቆጻጸ,D
ካብ ክልተ'ያ ዝወለደስ፣ __ ቆቢዑ።,ሓደ,ቄናን,ነዊሕ,ገፊሕ,B
ካብ ጉይይ ምዓል፡ __ ምሓዝ።,ገንዘብ,ክሳድ,ኢድ,ልቢ,B
ካብ ጸባ ዘይተረኽበስ፡ ካብ __,ቢራ,እንቋቑሖ,ስዋ,ማይ ጸባ,D
ክመኽርዎ ልቢ ዘይገብር፡ ከብልዕዎ ዝዓብር፡ ነቲ ምኽሪ ክላእ፡ ነቲ __ ክላእ።,እንጀራ,ገንዘብ,ቕጫ,ስጋ,A
ክምብል በለ እምበር፡ __,ኣይፈሰሰን,አይተኻዕወን,ኣይትተሰብረን,ኣይከደን,B
ክሰርቀኒ ዝረኣኹዎ፡ ክህበኒ __,ኣይበልክዎን,ኣይራኽዎን,ኣይኣመንኩዎ,ኣይሰማዕክዎን,C
ክስርሓ ኢለን __ ተነጽየን መጻ።,ተሰሪሐን,ዝወጻ,ዝኸዳ,ከይደን,B
ክትሕሱ ንጽባሕ፡ ዝድገም __,ቀኒሰሉ,ግበሮ,ሓሱ,ተጻወት,C
ክነጽፍ ዝበለ ማይ ይጨኑ፡ ክበርስ ዝደለ ዓዲ__,ይዓኑ,ይጽብቕ,ይረስሕ,ይኸውን,A
ክዳን ዘለዎ ልዑል፡ ክዳን ዘይብሉ __,ልባም,ድዑል,ድኻ,ጽጉም,B
ክድቅሱ ነገር የኾምስዑ፡ ክትንስኡ ነገር __,ይኹልሱ,ይርስዑ,ይበልዑ,ይስስዑ,B
ኮራዪ ጓሳስ ምስሑ እተሓስበ __ ይኸውን።,ኩሉ ግዜ,ጣዕሞቱ,ድራሩ,ቁርሱ,C
ወዲ ሰራሒ ማዕጾ’ሲ፡ __ ይወስዶ።,ዝብኢ,ነብሪ,ድሙ,ኣድጊ,A
ወዲ ኣማኒኻ ሓንግሮ፡ __ ኣታትዮ።,ወዲ ሓውካ,ወዲ ሰብይትኻ,ወድኻ,ወዲ ጓና,C
ዋሕስካ ንቕድሜኻ፡ __ ንድሕሬኻ።,ሰብይትኻ,ልብኻ,ወላዲኻ,ናብራኻ,C
ዋንኣ ዝኣመነት በጊዕ፡ __ ደገ ይሓድር።,እግራ,ኮልኮላ,ክሳዳ,ጸጉራ,B
ሕንቁቅ ቆልዓስ ብኣቅሓ ኣብኡ __,ይበልዕ,ይኸብር,ይስዕስዕ,ይጻወት,D
ክንዳና ዘይኣኽላ__ ይወዓላ,በገንዘብና,ብኣና,ምሳና,ገዛና,B
ክንብርኵት ከይንብርኵት ኣብ __ ንብጻሕ,ዓውዲ,ሽዊት,ፍረ,ማይ,D
ክዳን’ምበር ሕማቕ ዘረባ __ እዩ,ኣይበልን,ኣይረስሕን,ኣይኽደንን,ኣይደርቕን,A
ወዮ ናታ ንሓማታ፡ ወዮ ንኡሶም ኮነ __,ምዕባዮም,ንጉሶም,ሰቦም,ሓላፊኦም,B
ካብ ምስ ተወቕዑ ምንጽርጻር፡ ከሎ ገና __,ኽዳን ምኽዳን,ገጹ ምኽዋል,ካብ ዓዲ ምጥፋእ,ሓጹር ምሕጻር,D
ካብ ምድብዳብ፡ ይሓይሽ __,ምእዳብ,ምጽራፍ,ምኽዳን,ምልባም,A
ካብ ሽሕ ሰራራይ፡ ሓደ ዘይብሎም መኻራይ፡ ንኹሎም ኣኻኺብካ ናብ __,ገዛይ,ቃላይ,ማይ,ሰማይ,B
ካብ ሽሕ ሃተፍ፡ ሓደ __,ተግባር,ከተፍ,ልቢ,ደገፍ,B
ካብ ክፉእ __ ክፉእ ዘልምዱኻ,ዝብሉኻ,ዝመኹሩኻ,ዝዛረቡኻ,ዝገብሩኻ,D
ካብ ክልተ ደቅኖ ኣይተዳሉ፡ __ ኣይትሓሉ,ዓውዲ,ህጓጕ መሸላ,ዝወለደ ስገም,ዝባጽሐ ስርናይ,B
ካብ ክልተ ጥነሲ፡ ምእታን __,ክትመላለሲ,ክትሓርሲ,ክትወልዲ,ከይትሕጐሲ,D
ካብ ወደይ __ ካብ ካልእ ሃገር ዓደይ,ከብደይ,ወገነይ,ዘመደይ,ገንዘበይ,A
ካብ __ ዘገልገለ፡ ቀውዒ ሰፍኢ ዘቐበለ,ክረምቲ,ኩሉ ግዜ,ቀውዒ,ሓጋይ,A
ካብ ዝወርወረ ዝመኸረ፡ ካብ __ ዝሰደረ,ዝኣመተ,ዝጎየየ,ዝሓሰበ,ዝዘለለ,A
ካብ ዝደፈረ ዝተጠራጠረ፡ ካብ ዝተጠራጠረ __,ዝተብዐ,ዝተመራመረ,ዝወሰነ,ዝደፈረ,B
ካብ ዝጸድፉ፡ ቈንጠጠፈ __,ይብልዑ,ይሓቝፉ,ይሓዙ,ይቕረጹ,B
ክልተ ሳዕ ዝበልዑ ይተፍኡ፡ ክልተ ሳዕ ዝዛረቡ __,ይኸብሩ,ይሕስው,ይነብሩ,ይኸፍኡ,D
ክርክር ካብ ስራሕካ __,የብኩር,የዛናግዕ,ይጥፍእ,ይጥፍእ,A
ክሳብ ዝወጸለይ __ ጽግዕ ኢለ’ጸንሕ ኣብ ከረነይ,ክዳነይ,ወገነይ,ዘመነይ,ገዛይ,C
ክቡር የኽብረካ መጠን __ ሕሱር የሕስረካ መጠን ርእሱ,ኽብሩ,ተግባሩ,ስሙ,ነብሱ,D
ክብራ ንኽብራ፡ __ ንዓለም ትነብራ,ክትብል,ብጽፍራ,ተኸባቢራ,ናብራ,C
ክናብ ኣብ ማሕረሱ፡ ኣባይ ኣብ __,ክሱ,መንከሱ,ዳሱ,መልሓሱ,D
ክንዲ ዘኾለስኩ __ ተነኸስኩ,ኢደይ,እግረይ,ባዕለይ,ልበይ,B
ክንድ ትገድፍ ትነድፍ፡ ክንድ ትለምጽ __,ትሕርፍፍ,ትህፍትፍ,ትቑንድፍ,ትኸትፍ,C
ክዉን ኣይምለስ፡ ጓህሪ __,ኣይረስን,ኣይሰምዕ,ኣይኵለስ,ኣይጠፍእ,C