Proverb,A,B,C,D,Answer ሃላይ ሰዓሚ __, መበላሸዊ ጸጉሪ,ሃላይ ላሕሚ,መባላሸዊ ጭሕሚ,ኩሉ ግዜ ቆዛሚ,C ክልተ ጎራሓት ___,ይበልዑ ሽሮኦም,ተስፋ ስንቆም,ዓርኪ ሃፍታማት,ሓሙኽሽቲ ስንቆም,D ዘኽብርዎ ድሙ__,ሃብተማርያም ስሙ,ዘልአለም ስሙ,ካብ ገዛ ኣይወጽእዎ,ሃብዎ ዓጽሙ,A ዓሻ ጠሓኒት ምስ__ተውግዕ,ቆናኒት,ፈታሊት,ሓላፊት መንገዲ,ደራፊት,B ንጸብሒ መን ይፈልጦ __,ጋሻ,በላዒ,ጸባሒ,መንቀላወጢ,D ክበልዕዋ ያ ዝደለዩ አባጉምባሕስ __ይብልዋ,ዛግራ,እንቋቁሖ ኣውዲቓ,ጤል,ደርሆ,A "ቀጢነ እንተረአየኒ __ እንካ ለመነኒ ",ጅማት,ደም,ገንዘብ,እግሪ,A ሐምሳ ለሚን ንሐምሳ ሰብ ጣዕሚ __,ንሐደ ሰብ ሸኸሚ,ንሓምሳ ሰብ ሸኽሚ,ይህብ,የብሉን,A ሂብካ ኣይትኽላእ ፈቲኻ __,ኣይትፍቶ,ኽልዓዮ,ለምኖ,ኣይትጽላእ,D __ ንኣመሉ መገዲ ዕዳጋ ይጸቦ,ህሩፍ,ለማኒ,ቁጡን,ዲኻ,A ሃህ ንዝበለ ኣንበሳ ኣይትቃለሶ፡ __,ሕዘነሉ,ቅተሎ,ህደም,ስጋ ኣኾልሶ,D ሃላይ ሰላሊ፡ __ ተታለሊ,ቆልዓ,ለባም,ጠንቋይ,ዓሻ,D __ ህበይ ይገብር,ሃበኒ,ምዝላለ,ምጉያይ,እንካ,A __ ብምጽዋቱ፡ ድኻ ብጸሎቱ,ድኻ,ሃብታም,ቐሺ,ጸሎተኛ,B ሃብታም ብገንዘቡ ድኻ __ ይቀራረቡ,ብሓልዮቱ,ብድኽነቱ,ብፀሎቱ,ብጥበቡ,D ሃብታም እንተ ሃበ ዓይኒ ድኻ __,ተዓመተ,ደም ሰረበ,ተኣለየ,ኣፍጠጠ,B ሃሊሉ ንዝመጸካ ኣድጊ __,ኣኽቢድካ ጽዓኖ,ሳዕሪ ሃቦ,ማይ ኣስቲዮ,ከይረግሐካ ተጠንቀቕ,A ሃብታም በዲሉ ___፡ ጭጉራፍ ሃሪማ ባዕላ ተእውይ,ይኸስስ,ይቅርታ ይብል,ገንዘብ ይኸፍል,ዘረባ ይጠውይ,D ሃብታም በዲሉ ይብል ፈንጠርጠር፡ ድኻ ተበዲሉ ___,ይፃረፍ,ይብለ ደንገርገር,ይብል ተበዲለ,ይብል ቀብጠርጠር,D ሃብታም ንሃብታም ይካሰሱ፡ድኻ ንድኻ ___,ይናኸሱ,ይላቐሱ,ይበኣሱ,ይፀራረፉ,B ሃዳናይ ንኸርሱ፡ መናኒ ___,ንነፍሱ,ንሃገሩ,ንደቁ,ንስግኡ,A ንጽብቕቲ ጸወታ ___ ጸየቐታ,ፀርፊ,እንካ,ኣይህብን,ሃበኒ,D ___ድራር ሓደ ምሸት,ሓቂ,ገንዘብ,ሓሶት,ምግቢ,C ተሃዊኸን ይኽዕወኦ ___ ይሓፍስኦ,ተኣክበን,ተደቢረን,እናሰሓቓ,ከይቖፀራ,B ትንዕ ዝበለካ ዳርጋ ___,ዝመረቐካ,ዝሃረመካ,ዝነዓቐካ,ዝለመነካ,B ___ ቁስሊ ንቖልዓ ገጽ ኣይተርኢ,ንከለቢ,ንዝብኢ,ንሃመማ,ንሰብ,C ክህቡ ብንያት ክኸልኡ ___,ብፅልኢ,ብምኽንያት,ብዘይ ምኽንያት,ብሕጊ,B ለሚን እንተ ዘይበላዕካዮ ዕንጉለ፡ ትምህርቲ እንተ ዘይፈለጥካዮ ___,የሀፍቲመካ,ጽላለ,ታርኽ,ይሓይሽ,B ___ ሰበይቲ ብምስዓም ትስንገል,ለባም,በሰሮ,ዓሻ,ሓያል,A ለባም እንተ ፈከረ ___ ይወግእ,ንዓርሱ,ዓሻ,ብካራ,ለባም,B ለባም ይሓስብ ናይ ዓመት፡ ዓሻ ይሓስብ ___,ናይ ዕለት,ናይ ክልት ዓመት,ናይ ለይቲ,ናይ ኩሉ ግዜ,A ለባም ይሕረድካ፡ ዋዕላ ___,ይፅላእኻ,ኣየግንኻ,ኣይስማዕኻ,ይፍረድካ,D ለይቲ ምድሪ ይግስግሱ፡ ___ ሓዚሎም ይምለሱ,መልኣክ,ሽግር,ገንዘብ,ሰይጣን,D ለጋስ እንተ ለገሰ ___ እምበር ኣይህብን,ለጋስ እየ,የለቅሕ,ቃል ይኣቲ,እሺ,B ___ እንተ በልዋስ ልዋ ልዋ ዝበልዋ ይመስላ,ጋሻ,ሌባ ሌባ,ለባም,ሃፍታም,B ልሙጽ መልሓስ እናሓደረ ___,ይለምፅ,ይነዊሕ,ይኸፍእ,ይሕርፍፍ,D ልቢ ሰብ ክትምርምር ___ ጀምር,ስራሕ,ፀሎት,ብናትካ,ብናይ ሰበይትኻ,C ___ ክንዲ መርፍእ ንሳኳ እንተ ሰዓምካያ ትጠፍእ,ዓይኒ ጓል,ልቢ ወዲ,ልቢ ጓል,ስምዕት ጓል,C ___ ሳዕርን እናሓደር ይበቁል,ተኽልን,እኽልን,እግሪን,ልብን,D ተለጋገስ ከም ኣሕዋት፡ ተጸባጸብ ከም ___,ቤተሰብ,ጓና,በዓል ሃፍቲ,ኣሕዋት,B ___ ደርብይዮ ኣብ ዕነ።,ንሎሚ ዘይኮነ,ዘብላዕ,ዘይረብሕ,ዘይናትካ,A ኣይትሃብ ኣይትለግስ ፣ ___ባዕላ ትገስግስ።,ስራሕ,ዕድል ,ሰበይቲ,ነብሲ,B ከመይ ኣለኻ ዝብል ለባም፡ ከመይ ኣለኻ ዝደጋግም ___,ፀላእኻ,ፈታዊኻ,ብጣዕሚ ለባም,ገልጣም,D ካብ ሰይጣን ዝልቃሕ ከይበልዐን ___,ይምልሰን,ይህፍትም,ይፈርሕ,ይፍንጭሕ,D ዝሓበጠት ልቢ ___,ኣይትዓቢ,ማሕጎማ ፈውሳ,ድቃስ መድሓኒታ,ከይተንከፍኻ,B ዘየለቅሕ ቀታሊ ዘይመልስ ___,መታለሊ,ፈታዊ,ሓቀኛ,ከታሪ,D ካብ ሌባ ___,ዓርኪ ሌባ,ቤተሰብ ሌባ,ተቐባል ሌባ,ሓሻዊ,C ዝሃቡኻ ኣይትአበይ ___ ኣይትረስዕ,ዝገበሩኻ,ዝበላዕኻዮ,ዝለመኑኻ,ዝሰተኻዮ,A ልቢ እንተ ኣለካ ተኸተል ___,ሓለቓኻ,ጎረቤትካ,ፀላእካ,ሓውካ,A ___ መጠመቲኣ ትኮሓል,ሓባል,ቀያሕ,ኣረጊት,ፅብቕቲ,A ሓወይ ኢልካ ሰብ ኣይትእመን ድሙኻ ኳ ___,ትጠልመካ,ምስ ሞትካ ትበልዓካ,ትቕየም,ተምጽኣልካ ተመን,D ሓዊ እንተተደጎለ ___ ይመስል,ጓህሪ,ሓመድ,ሓመኹሽቲ,ዝጠፍአ,D ሓያል ውሕጅ ___,ንሰብ,ወዳኢ ሓመድ,ንዓቐብ,ንዝራእቲ,C ___ በላ ኣይተጻዕድወላ,ሕራይ,ፅቢቕቲ,ሕማቕ,እንቢ,A ___ ይጠንስኦ ሰብ ኣኪበን ይሓርስኦ,ከይፈተዋ,ተኣኪበን,ፀሊአን,ተሓቢአን,D ሓሶትን ስንቅን እናሓደር ___,ይኸብር,ይጠፍኡ,ይዉስኽ,ይፈኩስ,D ሐጺር አድጊ ወትሩ___,ሓያል,ዒሉ,ኣይረኣይን,መዘንግዒ,B ንዕልቲ ሕማም ___,እዝኒ,ዓይኒ,ኩርምቲ,ደሓር,A ኣሓስ ምስ ___ ማይ ይሰትያ,ደርሁ,ፈታዊአን,መፅዓኛ,ሓራዲአን,D እንዳ ሕኑቕ ___ ኣይትበል,መርዓ,ሞት,ገመድ,ቀብሪ,C ከብዲ ከምዘልመድካዮ ሕልሚ ___,ተፃራሪ,ከምዝፈታሕካዮ,ከምዝሓለምካዮ,ኩሉ ግዜ ስሕተት,B ከብድኻ ሓምሊ ምልኣዮ፡ ዝባንካ ___,ወደቦ ኣይርኣዮ,እኖኻ ኣይርኣዮ,ፈታዊኻ ኣይርኣዮ,በትሪ ኣይሕለፎ,A ___ ካብ ክልተ ውለድ,ከይትሕጎስ,ንክትደኪ,ንክትሕጎስ,ንክትህፍትም,A ኩሉ ይሓልፍ ክሳብ ዝሓልፍ ___,ምንም ኣይኮነን,የዲክም,ስራሕ,የሕልፍ,D ዘየተሓድር ___,ኣየማሲ,ኣየናግርካ,ኣየዋዕልካ,ርሓቆ,A ___ ኣይመርገም ኣይምርቓ,ሰላም ኣይትስኣን,ዝሓሰብካዮ ኣይትርከብ,ዕድመ ይሃብካ,ዘይሓሰብካዮ ርኸብ,D ጥፍኣ ዝበለን ___ ምስ ንፋስ ይቀዳደማ,ሓርጭሲ,ማይሲ,ደመናሲ,ፀጉሪሲ,A ___ ፈሪሖም ድቃስ ለይቲ ይስእኑ,ድኻም,ባእሲ,ድኽነት,ሕልሚ,D ___ ኣብያስ ብሕምቢጣጦ,ብኾበሮ,ብደርፊ,ፀዋታ,ብቀምስ,A ቀሺ ናብ ዳዊቱ ሓረስታይ ናብ ___,ገዝኡ,ንግዱ,ነዊቱ,ፀሎቱ,C ኩሉ ሓላፊ ___ ተራፊ,ክእለት,ዓፅሚ,ስም,ዓለም,C ___ ዘገም ኣይትህወክ ኣይትቕደም,ሓቂ,ሕሶት,ስራሕ,መንገዲ,A መታን ክመስሎ ___,ኣርእዮ,ሓስየሉ,መስለሉ,ሰርሓሉ,C መገዲ ምሰ ___,ወዲ ዓዲ,ጓና,ሰበይቲኻ,ቆለዓ,A መርዓዊ ከይሓዛ ___, ዓርኪ ሓዛ,መርዓዊት ሃዛ,ክዳን ይገዝኣ,ኣይምርዐዋን,A ___ ዘሊላ ዘሊላ ኣብ ምድሪ,ዛግራ,ደርሆ,ማንቲለ,ዕፍ,C ማይ ካብ ዓማቑ ምስላ ካብ ___,ሓፅር,ቅኑዕ,ሒማቕ,ነዊሕ,C ምስ ኣረጊት ምኸር ምስ ___ ውፈር,ቆለዓ,ድኹም,መሓዛኻ,ሓያል,D እንተ ዘይሞትክን ___ ኣሎክን,ሃገር,ጥዕና,ስራሕ,ሕማም,B ርኣዩኒ ርኣዩኒ ___,ሓዙኒ ሓዙኒ,ሕደጉኒ,ሕብኡኒ ሕብኡኒ,ውሰዱኒ ዉሰዱኒ,C ማይ ኣይጓዳእ ___ ኣይውዳእ,ምግቢ,መንገዲ,ዕድመ,ዘረባ,D መልክዕ ህድሞ ገበላ፣ መልክዕ ክዳን ነጸላ፣ መልክዕ ዘረባ ___,ሃፍቲ,በዝሒ,ፀዋታ,ምስላ,D ኣይረኣኹን ኣይሰማዕኩን ሓንቲ ርእየ ሰሚዔ ___,ሓንቲ,ድኻም,ብዝሕቲ,ንእሽተይ,C ምሰ ሰብካ መዓት ___,ዳርጋ ገዓት,ከብድ,ክፉእ,ዘይድፈር,A ___ ዘይብሉ ቤት ጥሪት ከም ዘይብሉ ደምበ,ሰበይቲ,ሃፍቲ,ቆልዓ,ሰብኣይ,A ሰኣን ___ ትህረም ሰበይቲ,ስራሕ,ሕራይ,ሰብኣይ,እምቢ,B ሰብኣይን ደሊኽን ___ ጸሊእክን,እድ,እግሪ,ምስዓም,ጭሕም,D ካብ ___ ዝደሊ ከም ሳእኒ ይበሊ,ጓና,ድኻ,ሃፍታም,ሰብ,D ዘይትሰምዖ ጸርፊ ዳርጋ ___,ፅልኢ,መርዓ,ምራቐ,ደርፊ,D ሰብ ኣብ ___ እክሊ ኣብ ዓውዱ,መርዕኡ,ዓዱ,ሓዘኑ,ትምህርቱ,B ቀጢን ኢልካ ___ ኣይትርገጽ,ኣንበጣ,ሰብ,ተመን,እግሪ,C በዓለገ ቱፍ እንተበለ ናብ ___,ክዳኑ,እዱ,እግሩ,ከብዱ,D ካብ ማይ ባሕሪ ___,ንእድካ,ብጭልፋ,ብኩባያ,ብጀሪካን,C ናጽነት የኹርዕ፡ ስራሕ ___,የፅልእ,የዘኽትም,የብልዕ,የድክም,C ንመግቢ ኣኾምሲዕካ ፡ ንነገር ___,ሓብእካ,ሓርቅካ,ተፃድፍካ,ኣስተውዒልካ,D ___መገዲ ይጸቦ,ንሃብታም,ንነፋግ,ንነዊሕ,ንድኻ,B ወዮ ናታ___,ንሓፍታ,ንሰብኣያ,ንሓማታ,ንደቃ,C ሓጺር ኣድጊ ወትሩ ___,ቅልጡፍ,ሓያል,ዒሉ,ደፋር,C ኣንበሳ ኣብ ዱሩ ሰብ ኣብ ___,መደቀሲኡ,መውዐልኡ,ሃገሩ,ገዝኡ,C ኣንጭዋ ___ ምእንቲ መጎጎ,ትውለድ,ትሙት,ትሕለፍ,ትብላዕ,C ኣዲኣ ገዲፋ ___ ትናፍቕ,መሓዘኣ,ጎረቤታ,ሰብኣያ,ሓውቲኖኣ,D ___ ዘይብሉ በቕሊ ይንዕቕ,ግመል,መክና,ብዕራይ,ኣድጊ,D ___ ዘይብል ሃባ መን ኣልመዶ,ስተ,ብላዕ,እንካ,ሃባ,C ክንዲ ዘኾለስኩ ___ ተነኸስኩ,ኢደይ,እግረይ,ከንፈረይ,መልሓሰይ,A ካብ ኣፍ ዝወጸ ካብ ልቢ ___,ዘይነበረ,ዘይትሓሰበ,ዝተፈትወ,ዝተሃንጸ,D ጸሎት ምስ ፍቕሪ ___ ምስ ግብሪ,ሰላም,ትምህርቲ,ስራሕ,ሃይማኖት,D ___ ማዕረ እግርኻ,ክዳንካ,ሳእንኻ,ንብራኻ,ስረኻ,B ንሰብ ብዘመድ ንኣድጊ ___,ብክብደት,ብገመድ,ንትሕትና,ብበትሪ,B ኣመል ምስ ___,መግነዝ,ክብረት,መልሓስ,ክዳን,A እንተ ዘይሞትክን ___ ኣለክን,ዘመድ,ሃፍቲ,ጥዕና,ሃገር,C ኣነ ይገድድ ምሳኺ ___,ዝናገር,ዝሰርሕ,ዝበለዕ,ዘኹድድ,D ኣብ ኲናት ዘይወዓለ ___,ሃካይ,በሊሕ,ታርኸኛ,ፈራሕ,B ካብ ጉይይ ምውዓል ___ ምሓዝ,እግሪ,ክሳድ,እዝኒ,ኣፍ,B ካብታ ክፉእ ዝገብሩኻ ___ ዝምህሩኻ,ብዙሕ,ፅቡቕ,ክፉእ,ታርኽ,C ክርክር ካብ ___ ዬብኵር,ድቃስካ,ብልዕኻ,ስራሕካ,ትምህርቲኻ,C ከመይ ኣለኻ ኣይትበሎ ኣብ ___ ርኣዮ,እዱ,ዓይኑ,ገጹ,እግሩ,C ___ ኣይምለስ ጓህሪ ኣይኹለስ,ክዉን,እግሪ,ዲኻ,ንጉስ,A ክልተ ጎርሓት ___ ስንቆም,ሽሮ,ሓሙኹሽቲ,ስጋ,ብርኩታ,B ንእሽቶ ውራይ እሞ ግበር ___ ፍለጥ,ስራሕኻ,ፈታዊኻን ጸላኢኻን,ሃገርካ,ደቅኻ,B ከይወልድካ ___,ደቅስ,ብላዕ,ኣይትንበር,ስራሕ,B ወሓጥዮ እንተ በልኩዋስ ___,ትተፍኦ,ትሓይኮ,ትጎስመሉ,ትናገር,C ___ ኣብ ዘይትረኽበሉ ዓዲ ኣይትቀመጥ,ስራሕ,ዝብላዕ,ዋሕስ,ሰብ,C ውሑጅ ከይመጸ መገዲ ___ ጽረግ።,እንስሳ,ዉሑጅ,ሰብ,መክና,B ውረድ ዘይበቕልኻ ልቐቕ ___,ዘይርስትኻ,ሃገርካ,ዘይስላጣንካ,ገዛኻ,A ዝወዓለ ይንገርካ ___ ይምከርካ,ዝፈተነ,ንጉስ,ዘይፈተነ,ዘይነበረ,A ወዲ ሰራሕ ማዕጾ ___ ወሰዶ,መን,ሰብ,ወታደር,ዝብኢ,B ዓቕሊ ዋጋ ___,ግመል,በቕሊ,ሃገር,የብሉን,B ስኒ ___ቁሪ ወድኦ,ሓርማዝ,ዓሻ ,ለባም,ግመል,B ንዕዉር ይጣቕሱሉ ንጸማም ___,ይጣቕሱሉ,ይንዕቕዎ,ይነግሪዎ,የሕሾኽሹኹሉ,D ዓርኪ ሰባር ___,ፀማም,ነቓዕ,ሰባር,ጠንካራ,B ___ መዓዲኡ ይጸልእ,ለባም,ሰብኣይ,ዓሻ,ቖልዓ,C ዓሻ ናይ ዕለቱ ___ ናይ ዓመቱ,ቖልዓ,ለባም,ዓሻ,ሰብኣይ,B ___ ዝተኸሎ ለባም ነይነቕሎ,ዓሻ,ለባም,ነውሕ,ሓጽር,A ___ ምዉት ይናፍቕ,ለባም,ሰብ,ዓሻ,እንስሳ,C ኣብ ዓዲ ዕዉራት ___ ይነግስ,ነውሕ,ህርኩት,ሓደ ዓይኑ,ሰብኣይ,C ዓውዲ ከም ንፋሱ ዓዲ ከም ___,ከባብኡ,ንዋሓቱ,ዋርድይኡ,ንጉሱ,D ዓይኒ ተሃካዪት ___ ጎያዪት,ብርኪ,እዝኒ,አፍንጫ,ርእሲ,A ___ ናብ ሰብ ኢዳ ናብ መሶብ,ኢዳ,ከብዳ,ዓይና,ልባ,C እኽሊ ኣብ ዓውዱ ሰብ ኣብ ___,ከብዱ,ዓዱ,እንጀርኡ,ሂወቱ,B ክልተ ___ ገዓት ይኳለሱ,ነዋሕቲ,መሃዙት,ለባማት,ዓያሹ,D ወዲ ዓሻስ ክልተ ሳዒ ___,ይውሰድ,ይህረም,ይምረቕ,ይሽለም,B ካብ ንዓመታ ___ ንሎሚ ዘበን እንቋቑሖ,ብዕራይ,ደርሆ,ጤል,ላሕሚ,B ___ ኣይትገራህ ብዓሻ ኣይትመራሕ,ብለባም,ብዓሻ,ብሰበይቲ,ብጎራሕ,D ወዲ ___ ዝብኢ ወሰዶ,ዶክተር,ተማሃራይ,ሰራሕ ማዕጾ,ሰበይቲ,C ዘረባ ___ ክንዲ ኩልሳስ,ቆልዓ,ሃሳስ,ለባም,መምህር,B ___ ማይ ንዓቐብ,ዘበን ግርምቢጥ,ቅኑዕ ዘበን,ሓያል ክረምቲ,ወርሒ ሓጋይ,A ዝብእስ ክሳዕ ዝደልዎ ___,ይርብሽ,ይበልዕ,ይልምን,ይሕንክስ,D ___ ነጊሮሙኻ ድቅስ ይሓድሩ,ዘሕልም,ዘደቅስ,ዘየድቅስ,ዘሀፍትም,C ___ ገዛ ውዒላ ማይ ትጥልቂ,ጤልስ,ኣድግስ,በግዕስ,ደርሆስ,D ___ ፍሉጥ ርእሱ ምሉጥ,ድኻ,ሃፍታም,ለባም,ዓሻ,A ድኽነት መዐሸዊ ሕማም ___,ቀታሊ,መበላሸዊ,መሃፍተሚ,መጠንከሪ,B ልቢ ጎበዝ ኣብ ___,እግሩ,ደረቱ,እዱ,መልሓሱ,B ብዘበን ገበል ዝሃበካ ___,ኣይትቀበል,ኣይትብላዕ,ተቐበል,ደርብዮ,C ንጐራሕ ጐራሕ ይፈልጦ ንነቲሕ ___ ይመልጦ,ከልቢ,ዝብኢ,ዕንጉለ,ማይ,C ካብ ጓል መን ፡ ___ መን!,እኖ,ሓፍቲ,ቤተሰብ,ሰበይቲ,D ወይ ዝበሉኻ ግበረሎም ወይ ___ ግደፈሎም,ቤተሰቦም,ስረሖም,ንብረቶም,ዓዶም,D ወዲ ጓህሪ ___,ሓሙኽሽቲ,ማይ,ነበልባል,ዕንጨይቲ,A ገንዘብን ሓጥያትን ___,ተዋህላሊ,ዘይረብሕ,በራሪ,ንእሽተይ,A ጓና ፈትዩኒ ኢልካ ___ ኣይተርሕቕ,ሃገርካ,ጓና,ፀላእኻ,ሓውኻ,D ብጎራሕ ኣይትገራህ ___ ኣይትመራሕ,ብንጉስ,ብለባም,ብፍልጠት,ብዓሻ,D ጋሻ ኰንካ ምጻእ ___ ውጽእ,ከይሰተኻ,ከይሓደርካ,ከይበላዕኻ,ከይመነዉኻ,D ጥዋፍ ንርእሳ ትሓርር ንኻልኦት ___,ተሕርር,ተድርር,ተፀልምት,ተደናግር,B ኣይትጥለም ኣማኒኻ ከይጠልመካ ___,ፀላእኻ,ጠላሚኻ,ፈጣሪኻ,ሓፍትኻ,C ካብ በዓል ጣፍ በዓል ___,ኣፍ,ቅርሺ,ስልጣን,ግመል,A ዝኣኽለን ጥሒነን ___ ይብላ,ኣበላዕኩን,በዓለ ማርያም,ኣይፈልጥን,ኣይረኣኩን,B ጥሜት ኣይቀትልን ___,ዘይሕማም,ዘይድኽነት,ዘይሸብዳዕዳዕ,ዘይድኻም,C ጥዑም ከይበልካዩ ___ ይሓልፍ,መሪር,ጥዑም,መከራ,ድኽነት,B ካብ ሕሜት ___,ፅጋብ,ጥንካሬ,ስራሕ,ጥሜት,D ___ ኣሎ አንዳበልዎ ሞተ,ኣባ ጨጎራ,ሰብ,ብዕራይ,ኣንበሳ,A ዝጨነቖ ___ የእትው,ሃፍታም,ኣረጊት,ጥንስቲ,ህፃን,C ጭማራ ንዝገይሽ ___ ንዝሓርስ,ኣድጊ,ከርፈስ,ቆርበት,ሓዳር,B ካብ ምስ ትጸልኦ መኣዲ ምስ ትፈትዎ ___,ሓዳር,መኣዲ,ፅልኢ,መገዲ,D ንትጸልኦ ___ ሂብካ ኣፋንዎ,ዝፈትዎ,ርግኦ,ቅርሺ,ጓልካ,A ንጸላኢኻ ከመዓልካ ኣይትኽላእ ___ ልብካ ኣይትቕላዕ,ንሰበይትኻ,ንፀላእኻ,ንሃገርካ,ንፈታዊኻ,D ___ በበይኑ ጸሎቶም,ሓዉን ሓፍትን,ክልተ መንግስቲ,ማንታ ቆልዑ,ኣቦይን ኣደይን,D ከይተጸውዐ ዝመጸ ___ ወጸ,ፀግቡ,ከይጸገበ,ኪድ ከይተብሃለ,ተገዲዱ,B ___ ሓደ ደርፉ,ድኻ,ለባም,ዕዉር,ጸማም,D ጸብሕኻ ጨው አይዝመቶ ነገርካ ___ አይመጉቶ,ፀማም,ለባም,ዳኛ,ሃሳስ,C ___ ከም ለይቲ ምኽኒት ከም ሰበይቲ!,ፍርሒ,ፀልማት,ብርሃን,ግርማ,D ክፉእ ዝገብር ___ ይሰብር,ዝበልዓሉ ጻሕሊ,ሰብ,በትሩ,እምኒ,A ንፅልኢ,ሓጎስ,ባእሲ,ትዝታ,ፍሽኽታ,C ንእሽቶ ፈላሲት ___,መተዓረቕት,መበኣሲት,መፋተዊት,ተኣማኒት,B እናፈለጠ ዝጋገ እናረኣየ ___።,ቅበሮ,ይመዊት,ንገሮ,ኣኾልሶ,A ከለኻ ፍቅሪ ሕኔአ ___,ንሕማም,ንሞት,ንፅልኢ,ንፍቕሪ,B ___ የብጽሕ እምበር ኣይዋጋእን,ሰብ,ፈረስ,ብዕራይ,ጥይት,B ፍረድ ንነፍስኻ ብላዕ ___,ንዳኛ,ንጥዕናኻ,ንቤተሰብኻ,ንኸርስኻ,D ዓንጽዓንጾ ___,ንሰብ,ንንጉስ,ንማዕጾ,ባዕላ,C ሃሊሉያ ዝመጻካ __ ኣኽቢድካ ጸዓኖ,ጸገም,ሰብአይ,ብዕራይ,ኣድጊ,D ሃላይ ሰበይቲ __ ይጥዕማ,ማያ,ሽንታ,ጸብሓ,ስራሓ,C ሃመማ እንተ በዝሑ__ አይኸፍቱ,ቶፋን,ማይ ቡንባ,a and b,መኽደን ላጋ,C ህዉኽ __ ዝደቀሰ ድሙ ይቕስቅስ,ኣንጭዋ,ሰብአይ,ብዕራይ,ኸልቢ,A ህውከት ይሰድድ__,ቅርሺ,በረኸት,ጸሎት,ንብረት,B ህውኽ ዝብኢ __ ይነክስ።,መልሓስ,ቀርኒ,ስጋ,ኢድ,B ሓለቓ ዘይብሉ ህዝቢ፡ ሹም ዘይብሉ __,ገዛ,ደርቢ,ዝንቢ,ንህቢ,D ሌባ ሌባ ተበሉዋስ፡ __ ዝበሉዋ ይመስላ,ድኻ ድኻ,ሃፍታም ሃፍታም,ልዋ ልዋ,ኸደት ኽደት,C ላሕምሲ ብኢዲ ዝቀርባስ፡ ብእግራ __,ትበልዕ,ትሓክኽ,ትድቅስ,ትራጋሕ,B ላሕምኻ እምባሕ ትበለልካ እምበር፡ ዋላ __,ኣይትንበር,ኣይት,ኣይትውለድ,ኣይትታሓለብ,D ላዕላዩ ዝተዘርገ፡ ታሕታዩ __,ጽሩይ,ዝተበልዐ,አይጸሪ,ይስተ,C ልሳን __ የብሉን፡ ግና ዓጽሚ ይሰብር,ጉልበት,ዓጽሚ,በትሪ,ሓይሊ,B ድኻስያ አብ ክንዲ ዝዓምም___,ይሓምም,ይልብም,ይሃድም,ይህፍትም,A ሃፍታም ዝበላ ኹላ ሓቂ ፡ድኻ ዝበላ ኹላ __,ድንቂ,ጸይቂ,ዑንቂ,ዓንቂ,D __ተላህዩ ይወጽእ እምበር ኮሸምሸም መን አልመዶ,ሰብአይስያ,ብዕራይስያ,ሃፍታምስያ,ድኻስያ,D ሃፍታም ንሃፍታም ይወዳደስ ፡___,ድኻ ንድኻ ይወቓቐስ,ሰብይቲ ንሰብይቲ ትለቃቀስ,ብዕራይ ንብዕራይ ይጸማመድ,ሃፍታም ምስ እንስሳ ይናፈስ,A እንዳ ሃፍታም ጥብሲ ፡እንዳ ድኻ __ አይስኣንንዩ,ምስላ,ሓምሊ,ድብሲ,ጥቅሲ,D ዘይሓልፈሉያ ድኻስ __ ይጋብዝ,ፈረንጂ,ሃፍታም,በዓል ስልጣን,ሰበይቱ,B ሕማቅ ስብኣይ ምስ __ ይመክር፡ሕማቅ መጥሓን ዳጉሻ ይክርክር፡፡,ሰብይቱ,ዓርኩ,ጓሉ,ሓማቱ,D ክጸድቕ ኢለ እንተሓዘልኩዋስ __ ተረፈት,ተንጠልጢላ,ሞይታ,ደው,ደቂሳ,A ኮፍ በለለይ __,ክሓልፈካ,ክብለጸልካ,ክሳገረካ,ክሓተካ,B ወሓጥዮ እንተ በልኩዋስ __,ትስሕቐሉ,ትጐስመሉ,ትሰትየሉ,ትበልዓሉ,B ግደፍዮ እንተበልኩዋስ __,ትሓድገሉ,ትስሕቐሉ,ትውስኸሉ,ትጽበዮ,C ወራዙት ዝጠፍኡሉ፡ __ ይወራዘዩሉ,ሃፍታማት,በዓለገታት,ድኽታት,ህጻናት,B ወራዙት ከም ቆርበት ይቕደዱ፡ ግን ዘይግዳዱ,ወዲ ሃፍታም,ወዲ ማእምን,ወዲ ድኻ,ወዲ ወሓለ,B ወዓግ ተታሒዛ ትስዕስዕ፡ ኣድጊ ተጻዒና __,ትሃልል,ተዀምስዕ,ትስዕስዕ,ትርገጽ,B ወይ’ዝ ዓሻ ከዐሽወኒ __ ነቒዙ ይብለኒ,ስርናይ,ቐለብ,ጣፍ,ስገም,C ወዮ ብቐደሙ ዘይጽቡቕ ስኒ ___ቍሒሙ ድማ ይስሕቀኒ,ጫት,ቖሎ,እንጣጢዕ,ስርናይ,C ጥንስቲስያ እንተ __ ዝሓረሰት ይመስላ።,በልዐት,ፎሰወት,ወድቐት,ተዛረበት,B ዘይተምሃረን ኣየድሕን __ ኣይጥሒን።,ዘይተወቐጠ,ዘይተወሃበ,ዘይትሓጽበ,ዘይተወቅረን,D ካብ ምህሮ __,ኣእምሮ,ግበሮ,ዜሮ,ኑሮ,A ሰብ ናብ ሰብ ዝብኢ ናብ __,እንስሳ,ስድራ,በረኻ,ገረብ,D ድሕሪ __ ኣይትጠይቅ ነገር ከይትጽይቅ።,a and b,ሰላም,እሺ,ዳሓን,A ዓሻ ጽቡቅ ኣሎ __ ከፍእዎ ኣሎ።,ድኻ,ዘመድ ዓሻ,ለባም,ሃፍታም,B ዓሻ ሚዒድካዮ ናብ ልማዱ ኣድጊ ሓጺብካዮ ናብ __,አዕርኽቱ,ሓመዱ,ምጉያዩ,ምህላሉ,B ካብ ኩፉእ ዝገብሩካ ኩፉእ __,ዝህቡኻ,ዝዛረቡኻ,ዝምህሩኻ,ዝብሉኻ,C ካብ ዓሻ ጽብቅቲ፡ ለባም __,ክፍእቲ,ድኽይቲ,ሰብይቲ,ውርዝይቲ,A ብጎራሕ ኣይትገራህ ብዓሻ __,አይትወቓዕ,አይትቀደም,ኣይትመራሕ,ኣይትፍራሕ,C ምስ ህዝብካ ማዓት ዳርጋ __,ልምዓት,ዓመት,ጋዓት,አሽሓት,C ዓይኒ ትሃካዪት ብርኪ __,ሓማዪት,ጉያዪት,ዘላሊት,ጠላሚት,B ጓል ብጓላ ቡን __,ካብ ጀበናአ,ብትኩስታ,ብኣወላ,ብሓተልአ,C ሰብኣይ ክልተ ንየው ንጀው ክብል __,ሞተ,ደቀሰ,ሓደረ,ነበረ,A ሃይማኖት ብዘይ ግብሪ ጸሎት ብዘይ __ ኣይፈቱን ፈጣሪ,ስብ,ጽልኢ,ውህብቶ,ፍቕሪ,D ቈልዓ ከም መዕበይኡ መሬት ከም __,በዓልዋንኡ,ሓራሲኡ,ወሃቢኡ,ሽያጥኡ,B በትሪ ሓቂ __ እንበር ኣይትስበርን,ትነብር,a and c,ትምንምን,ትቀጥን,B ሓቂ ብርእሳ እንተ ቀበርካያ __ ትወጽእ።,ብርእሳ,ብዓይና,ብእግራ,ብኢዳ,C ሓራምዝ ክባኣሱ __ ይህሰ።,ኣንበሳ,ስብ,ሳዕሪ,ሞንጎኛ,C ተጽግበኒ__ ኣብ ሞቅሎኣ ከላ ይፈልጣ ።,እንጀራ,ቖሎ,ስበይቲ,ቕጫ,D ብፍትወት ኣብየን__,ብሓይሊ,ብኢዳ,ብሕንቢጣ,ብዋጣ,C ካብ ሃገር ዝገዝእ __ ዝገዝእ ይበልጽ,ገዛ,ሰብይቱ,ስብነቱ,ናብርኡ,C ካብ ሓጹር እሾኽ፡ ሓጹር __ ይጸንዕ,ስልኪ,ሰብ,ገመድ,ክዳን,B ካባኻ ንዘይሓልፍ ጋሻ አጥብካ __,ሕተቶ,ሰዓሞ,አንግዶ,ልአኮ,B ካብ ሕሱም በቕሊ፡ብሩኽ __ ይሓይሽ,ኣድጊ,ኸልቢ,ድሙ,ብዕራይ,A ካብ የጥዕመለይ ኢልካ __ የኽፋኣለይ ኢልካ ምሕዳግ,ምኽዳን,ምምልኻዕ,ምዝራብ,ምብላዕ,C ካብ ጕይይ መዓል __ ምሓዝ,እግሪ,ክሳድ,ኢድ,ወገን,B ክምብል በለ’ምበር __,አይወደቐን,ኣይተኸዐወን,አይተሰብረን,አይትተልዓለን,B ክበልዕ ዝደለየ __,ከፈር ከብዱ,ገደል ከብዱ,ከፈር አፉ,ገደል ኣፉ,D ዝነዓቕካዮ ጓሳ __,ይበሎ,ይጓሲ,የናብር,የጥንስ,D __ መን እንተበሉኻስ፡ መን ትብል።,ዝንጅብል,ልባም,ኮራሪማ,ዓሻ,A ዝኣረገ ኣንበሳ፡ መጻወቲ __ ይኸውን።,ማንቲለታት,ሃመማታት,ጽምብላሊዓት,ህበያት,B ዝኣኽለን ጥሒነን __ ይብላ፡፡,ኣይጠሓናን,የብልናን,ገብረክርስቶስ,ብዓለ ማርያም,D ይበዝሕ ይበዝሕ፡ ከም __ ይነዝሕ,ጣፍ,ጨው,እኽሊ,ሑጻ,B ደርሆ ሓሚማ ኢሎምሲ __ ሓሪዶምላ።,ሓፍታ,ጤል,እንቛቁሖ,በጊዕ,D ደድሕሪ ማይ ናብ __,ሩባ,በዓቲ,ውሕጅ,መንገዲ,B ድሎ ከይትዕሎ፡ ጽናዕ __,ከይትኹላዕ,ከይትስናዕ,ከይትምናዕ,ከትቕላዕ,C ግርማ ከም ለይቲ፡ ምኽኒት ከም __,ቖናኒት,አረጊት,ሰበይቲ,ሽማኒት,C __ የብለይ፡ ምስ ወዲ ነብሪ ጽልኢ የብለይ።,አድጊ,በጊዕ,ጤል,ስጋ,C __ መዐሸዊ፣ ሕማም መበላሸዊ።,ጥሜት,ገንዘብ,መልክዕ,ሰብ,A ጥንስቲ ሰበይቲ እንተ ጠረጣሲ __ ይመስላ።,ዝወለደት,a and b,ዝሓረሰት,ዝሞተት,B ጮግራፍ’ሲ ሃሪማ __,ተእዊ,ትጥቕለል,ትነብር,ትኹሪ,A ጽምብላሊዕስ መቐመጭኣ ዘይከደነት__ ከደነት።,ሰብአያ,እግራ,መሬት,ጎረቤት,C ፈታዊ ገንዘብ፡ ምስ __ ይላዘብ።,ሓላፊ,ሰይጣን,ባንኪ,ጎረቤት,B ፈኸራ ሕበይ ምስ __,ሓላፊ,ባዕላ,አንበሳ,ነብሪ,D ፈውሲ ደሊኻ ትኸዶም __ ይጸንሑኻ,ወጺኦም,ገይሾም,ደቂሶም,ሞይቶም,D ኩምራ ዓሻ፡ መጻወት __,ሰብይቲ,ቕልዓ,ህጻን,ህበይ,D ከይተቐብኡ __ ከይመንኮሱ ኣይጵጵሱ,ኣይነግሱ,አይፉከሱ,አይሕረሱ,አይንቀሳቐሱ,A ከይቀተልካ ጐፈሬ፡ ከየረጋገጽካ __,ዘረባ,ምኻድ,ምሕጓስ,ወሬ,D ከይጸገቡ ኣይዘሉ፡ ከይዘለሉ __,አይወድቁ,አይሕጎሱ,ኣይስንክሉ,አይነብሩ,C __ ኣይግንፍልን፡ ከይበጽሐ ኣይበስልን,ከይተሰንከተ,ከይተሰኽተተ,ከይፈልሐ,ከይተጾምቀ,C ከይጸውዕዎ ኣማኻሪ፡ ከይሾምዎ __,በዓል ስልጣን,ግራዝማች,ፊተውራሪ,ንጉስ,C ኩቱ እንታይ ይደሊ __,ናቱ,ዘይናቱ,ኩዕንቱ,ክብረቱ,B ክስርሓ ኢለን ዝወጻ __ መጻ,ተኳሒለን,ተሰሪሐን,ተነጽየን,ተመርዒወን,C ካብ ሽሕ መደረ፡ ሓንቲ __,ወረ,ጉራምረ,ተግባረ,ዝማረ,A ክነጽፍ ዝበለ ማይ ይጨኑ፡ ክበርስ ዝደለ ዓዲ __,ይዝምን,ይዝረግ,ይሓምም,ይዓኑ,D ክድቅሱ ነገር የኾምስዑ፡ ክትንስኡ ነገር __,ይርስዑ,ይኹልሱ,ይጅምሩ,ይበልዑ,A ካብ __ ዝወጸ ክሳብ ዝምለስ እንተጸዓንዎ ኣድጊ፡ እንተለጐምዎ ፈረስ,ሰቡ,ሰበይቱ,ወንበሩ,ሃገሩ,D ካብ ምስ እትጸልኦ __ ምስ እትፈትዎ መገዲ,መንገዲ,ንግዲ,ናብራ,መኣዲ,D ካብ ምስ ዓሻ ዘረባ፡ ምስ ለባም __,ፈኸራ,ፈጠራ,ዓጸባ,ናብራ,C ስዋ ብዘይ ሓተላ ሜስ ብዘይ __ ነጀው በላ,ኣምቦላ,ሓተላ,ጌሾ,መዓር,A ሸራፍ ስኒ መንፈሲ ስዋ፣ ሸራፍ__ መምጸጺ ስዋ,ዕትሮ,በርሚል,ጀሪካን,ኩባያ,A ሹመት ንዝፈልጦ የኽብዶ፡ ንዘይፈልጦ __,የሰልጥኖ,የሕፍሮ,የዕበድብዶ,የናብሮ,C ሹም ንሹም ይኳለሱ፡ ድኻ ንድኻ __,ይላቐሱ,ይናፈሱ,ይገባበዙ,ይናኸሱ,A ሻራ ከም ባይቶኻ፡ ታሪኽ ከም __,ሰብካ,ስራሕኻ,ዓድኻ,ነጋሪኻ,C ሽሕ መኻሪ፡ ሓደ __,ወርዋሪ,ሰባሪ,ዘዋሪ,ፎጋሪ,A ሽሕ ፈልጺ፡ መጥመሪአን __,ኣጻብዕቲ,ገይጺ,ገመድ,ልሕጺ,D ቀቢሩ ዝምለስ ያኢ __ ኣይመስሎን,ዝመውት,ዝነብር,ቀባሪ,ዝበልዕ,A ቀታሊ እንተርፈደ፣ ተቀታሊ __,ይድቅስ,ይትስእ,ይስዕስዕ,ይግስግስ,D ቀውዒ __ ሰብ ከይሞተ ኣይእመንን,ከይበጽሐ,ከይሞተ,እንተሎ,ከይከተተ,D __ ሒዝካ ጸሎት፡ ቁም ነገር ሒዝካ ተረት,ጽልኢ,ቂም,ውህብቶ,ገንዘብ,B ___ ክትገብሪ፡ ጾምኪ ከይትሓድሪ,ቃል ዓለም,ዘልዓለም,ዘይየለ,ዘረባ,A __ ባዕልኻ ገዚእካዮ፡ ይልብልበካ,በርበረ,ሽመል,ገንዘብ,ጉዕ,A በቕሊ መን ኣቦኻ፡ እንተበልዎ፡ ፈረስ __,ኣቦሓጎይ,በለ,ኣኮይ,ሓወቦይ,C ልቐቕ ዘይምድርኻ፡ ውረድ __,ዘይስልጣንካ,ዘይበቕልኻ,ዘይዝባንካ,ዘይፈረሰካ,B ሓሉ ዝበልዎ ኣየጥፍእ___ ዝብልዎ ኣየኽፍእ።,ሰራቒ,ኣጸብቕ,ወሃቢ,ኣስተካኽል,B ሓሞ ኣይግፋዕ፡ ጸባ ___,ኣይበላዕ,ኣይምዓር,ኣይሰተ,ኣይድፋእ,D ሓሙስ ጽግቦ፡ ኣሽንዃይ ሰብስ __እኳ ትጸግቦ።,ደርሆ,ዑፍ,ላሕሚ,ቖቛሕ,B ሓሙኻ ሰዊት ሓጋይ __,በለ,እዩ,አይኹን,ኣይኣዝዝካ,D ሓሚሙ ዝተንሰአ__ ረስዐ።,ሓካሚኡ,ሓው,ፈጣሪኡ,ሓታቲኡ,C ሓምሊ ብዘውጽኦ ጸገም፡ ኣይትኹራዕ __,ዓመት,ዱባ,ስገም,ሽዊት,C ሓምሳ ለሚን ንሓምሳ ሰብ ጣዕሚ: ንሓደ ሰብ __,ገዝሚ,ስሚ,ሸኽሚ,ዓቕሚ,C __ ምብላዕ እንከሎ: ክንድዚ ኩርንዒት ዶ ኣሎ,ሽቂልካ,ሓሪስካ,ሰሪሕኻ,ደቂስካ,B ሕሪጭ __ ዝልቃሕ፡ ከይበልዐን ይብል ጋሕ።,ሃፍታም,ድኻ,ጎረቤት,ሰይጣን,D ሓርማዝ መዓኮሩ ኣሚኑ ጉንዲ __,ይቖርጽ,ይውሕጥ,ይሽከም,ይድቅስ,B __ ደምበ ኣብ ዝለምለመሉ: ሕማቕ ኣብ ዝፈርሓሉ።,ኣድጊ,ብዕራይ,ሃመማ,ሓሰኻ,D ሓሲኻ ኣይቅያሕ፡ ኣብ እምኒ ደይብካ__,አይብከ,ኣይጽዋዕ,ኣይንዋሕ,ኣይንበር,C ሓሳዊ ከም__ ሰራቒ ከም ኢዱ።,ኣፉ,መልሓሱ,ልቡ,ሰቡ,A ሓሳውን ስንቅን እናሓደረ __,ይፈኵስ,ይነቅዝ,a and b,ይቐልል,C ሓሶት ድራር ሓደ __,ምሸት,መዓልቲ,ሰብ,ዓመት,A ሓቂ ብርእሳ እንተቐበርካያ __ ትወጽእ,ብሓሳባ,ብእግራ,ብልባ,ብውሽጣ,B ሓቂ ንሓንቲ መዓልቲ ጭንቂ፣ ንዘለኣለም __,መንገዲ,ጽድቂ,ፍቕሪ,ነባሪት,B ሓቂ እናሓደረ ይኹላዕ ከም __,ወርቂ,ፍቕሪ,ብሪ,ጽድቂ,A ሓቅን __ እናጸንሐ ይግለጽ።,ጽድቅን,ወጋሕታን,መዓልትን,ጸልማትን,B ተሓቢኤን ይጠንስኦ __ይወልደኦ,ብሓኪም,ተማኺረን,ብሰብ,ዓዲ ኣኪበን,D ሓባል መጠመቲኣ __,ትኳሓል,ትቑነን,ትወልድ,ትገብር,D __ በልያ ከይትቅድመኪ።,ወሓለ,ቖንጆ,ጓዕማም,ሓባል,D ሓባእ ቁስሉ ሓባእ __,ሓኪሙ,ሕማሙ,ገዝኡ,ፈውሱ,D ሓያል ___ ንእምኒ ሓደጋ ይወድቆ,ውሕጅ,ሓምሓም,ሞዶሻ,ዱባ,B ሓደንያ ከምዘይተወልደ፡ ክልተ __,ዓበዪ,ክንዲ ሽሕ,ክንዲ ሓደ,ቐረዩ,C ሓደ ከይጽምብሩ __ ይሓድሩ።,ከይደቀሱ,እናተበአሱ,በሊዖም,ጾሞም,D ሓደ ዝወሳዲኡ ብዙሓት __,ተሓማይኡ,ሰማዕቱ,ወለድቱ,ወሃብትኡ,A ሓደ ግዜ ካብ ምዝራብ፡ ሰለስተ ግዜ __,ምብላዕ,ምስዳር,ምሕሳብ,ምኻድ,C ሕልፈት ንዘይፈልጥ __ኣርእዮ,ከተማ,ዑና ዓዲ,ድኽነት,ጥምየት,B ሕሙም መንጸርጸሪ ኣምላኽ ዝወሰኖ __,ኣማኒ,ዘይዛሪ,ዘይቐሪ,ነባሪ,C __ ዘይብሉ ሕሙም ስጋ በሊዑ ይሓምም,ሰዓል,ሕማም,ጸገም,ገንዘብ,B ሕማቕ ምስ ዝጸልእ __ ይኸልእ,ከመዓልካ,ሕቶ,አቤት,እሺ,A ሕማቕ ነዓቒ __ ሰሓቒ,ሃፍታም,ዘኽታም,ጓዕማም,ጸማም,D ሕነ ቀራናት __ ሕነ ሃብታማት ንዘኽታማት,ንሕሙማት,ንጓዕማማት,ንጸማማት,ንጽጉማት,B ሕነኡ ዘይፈዲ ወዲ __,ወዲ ማእምን,ሰብይቲ,ኣድጊ,እዝጊ,C መለበም ኣይግበርካ መለበም __,ኢኻ,ይግበርካ,ይሃብካ,አይኽላእካ,D መላኺ ዘይብሉ __ ይመልኮ,ስልጣን,ሰይጣን,ኩሉ,ኣምላኽ,B መምህር ንኻልእ ይምህር ንርእሱ __,ይድንቁር,ይነብር,የድሕን,የቕሕር,D __ ከይሓዛ መርዓ ክቋጸራ ይወዛወዛ,ጉልበት,እግሪ,ማእገር,መርዑት,D መርዓዊ ከይሓዛ __ ሓዛ,መርዓት,ሽልማት,ዓርኪ,ሱፍ,C መርገም ከውድቕ’ምበር __ ኣይረአን,ክበልዕ,ክበጽሕ,ክጠፍእ,ክወግእ,D መስሓቕ __,ሸራፋት,ሰናናት,ጓዕማማት,ጽቡቓት,A መን ምዃንካ ክነግረካ፡ ምስ መን ከም __ ንገረኒ።,ዘለኻ,ሓደርካ,ትኸይድ,ኢኻ,C መንቀኛ ሰብ ጸላኢኡ ይተክል፡ __ ይነቅል።,ጸላኢኡ,ፈታዊኡ,ሓው,ዛፍ,B መንገዲ ጥዕና __ ኪዶ።,ዓመት,ሎሚ,ሆስፒታል,ዘልዓለም,A መኻሪ ዘይብሉ ንጉስ፡ ዘይ___ ዘይነግስ።,ሓደ ዓመት,ዘልዓለም,ሽሕ ዓመት,ሓደ ሰዓት,A መዓልቱ ዝሓለፎ ስጋ __ ዘይተርፎ።,ምህላው,ምድራቑ,ምጭናዉ,ምስታይ,C መዓልትን ከልብን __ ይመጹ።,ሰላም ከይበሉ,ከይጸዋዕካዮም,እናተጸበኻዮም,ብሓደ,B መገዲ እንተ ጠፍኣካ__ድለ።,ጓል ሰበይቲ,ጓል ማእምን,ጓል መገዲ,ጓል ሰብ,C ዕዉር ንዕዉር ምስ ዝኽተል፡ ተተሓሒዞም __,ንገደል,ንወደል,ንነገር,ንበደል,A ዕዉር እንታይ’ደሊ __ ነጋዳይ እንታይ ይደሊ ደሓን።,ብበትሪ,ጸልማት,መራሒ,ብርሃን,D ዕዉር ከቕበጥብጥ __ ደርብዩ ኣብ ምድላይ ይኣቱ።,ሰበይቱ,ምርኩሱ,መራሕኡ,ኽዳኑ,B ዘሕምቆ ኣለኒ __ ሃቡኒ።,ስረይ,ሳእነይ,በትረይ,ቖቢዐይ,C ዘይሕማመን __,የራስነን,የቕርረን,የጉርዐን,የባሳጭወን,A ዘይምስል ኣብዲ፡ ዘየኾምስዕ __,ብዕራይ,ኣድጊ,በጊዕ,ፈረስ,B ዘይበልዐ __,ዝኾምሰዐ,ዘይመንዐ,ዝመንዐ,ዘይሰሰዐ,B ዘይተማህረ __ ዘይተወቕረ ኣየጥሕን።,ኣየስርሕ,ኣየድሕን,ኣይጋግን,ኣየብልዕ,B ዘይወግሕ መሲሉዋ፡ ኣብ __ ትሓርእ።,ገጻ,ገዝአ,ኽዳና,ቦኽራ,D ዘጽግበካ ቅጫስ፡ ኣብ __ ከሎ ይፍለጥ።,ገዝኡ,ዓውዱ,መንገዱ,መቚሉኡ,D ዝረኣዩዎ ክገብራ፡ ዓይነን __,ሰፈያ,ኣንቆራ,ሰበራ,ቖነና,B ዝረገጽክምዎ ለምለም፡ ዝተዛረብክምዎ ድማ __ ይኹነልኩም።,ዓለም,ቀለም,ሓሸዋ,ወርቐት,B ዝሰሓተ ይምከርካ፣ ዝወዓለ __,ይንገርካ,ይሃብካ,የርእይካ,ይሃብካ,A ዕረ ዘይጠዓመ፡ መቐረት __ ኣይፈልጥን።,ስዋ,ማይ,መዓር,ሽኮር,C ዕርቂ ደም መድረቒ __ ደም መተርከሲ።,ማእሲ,ባእሲ,ፍቕሪ,እምኒ,B ዕብራን ከብቲ፡ ህጥራን __,ንነገድቲ,ነኽልብቲ,ነንስቲ,ንሓረስቲ,B ዕንዳይ ናብ እንኡ፡ ማይ ኣብ __,ሩባኡ,ሓሰሩ,ደንበኡ,ዕትርኡ,A ___ እንተዘይከሊእካዮ ሓዊ ኣይጠፍእን።,ማይ,ሓመድ,ገዛ,ዕንጸይቲ,D ዑፍ ብዓቕማ ብብርዒ __ ትሕጐም።,መሸላ,ስገም,ስርናይ,ጣፍ,B ዓለም ዘይጸገበ መናኒ __ ይሳናበት።,ገዝኡ,ኣዋልድ,ደቁ,ኣሕዋቱ,B ዓሻ ሰራቒ፡ ኣብ እግሪ __ ይርከብ።,ቆፎ,ገዛ,ኦም,ጣፍ,A ዓሻ ንሱ ዝብሎ’ምበር፡ ንሳቶም ዝብልዎ __,ኣይፈልጥን,አይገብርን,አይሰምዕን,አይበልዕን,A ዓሻ ከም ነጋሪኡ፡ መጥሓን ከም __,ተሸካሚኡ,ገዛኢኡ,ዕዳግኡ,ወቓሪኡ,D ___ ዝተኸሎ፡ ለባም ኣይነቕሎ።,ቐሺ,ዓሻ,ሰብአይ,ቖልዓ,B ዓበቕ ዘምጽአ ፈጣሪ፡ መሕከኺ ኣይከልአ __,በትሪ,ኣጻብዕቲ,ጽፍሪ,ግብሪ,C __ ብሙያ፡ ቅድድም ብጉያ።,ድሕነት,ዓወት,ናብራ,ሰብነት,B ዓዋን ኣይሙት፡ ምእንቲ __,ክዕወት,ሰብ,ክሰናበት,ከጻውት,D ዓው ኢልካ ዘይትበኽየሉ ሞት __,ሰብአይካ,ውሽማ,ሕጹይ,ወድኻ,C ዓይኒ ከዳዕ ነባዒ __ ቃልዓለመኛ በላዒ።,ከብዲ,አፍ,ሓው,ኢድ,A ማይ ካብ ሩቡኡ፡ ሕሩጭ ካብ___,ቦኹሩኡ,ሎቖትኡ,ዓውዱ,ብሒቑኡ,A ማዕጾ ኣብ ልዳቱ፣ ሃካይ ኣብ __,ክዳኑ,ልዓቱ,ሓንጉሉ,ዓራቱ,D ምምካርሞ __ ይመክር፡ ስኣን ዝሰምዖ ይበኩር።,ዓሻ,በዓለገ,ድኻ,ልባም,B ምስ ቆልዓ ኣይትምከር: ምስ ከልቢ __,ኣይትቃለስ,ኣይትጉየ,ኣይትታሓባእ,ኣይትበኣስ,C ምስ __ ዝዋዓለስ፡ ሃ ተዘይለመደ፡ ጥራጥ ለመደ።,ብዕራይ,ዝብኢ,ኣድጊ,ነብሪ,C ምስ ከደ ዘይምለስ፡ ምስ ተጠውየ __,ዘይምለስ,ዘይስበር,ዘይብስብስ,ዘይቕለስ,D ምስ ጸዉዑኻ ምጻእ __ ውጻእ።,ከይበሉኻ,ከይደንጎኻ,ከይመነውኻ,ከይጸረፉኻ,C ምስላ ካብ ሕማቕ፡ ማይ ካብ __,ሩባ,ጽሟቕ,ዓሚቕ,ጎቦ,C ምብላዕ ምብልዑ __ ዓድና ይብልዓዮ ።,ነብሪ,ብዕራይ,ኣድጊ,ዝብኢ,D ምብላዕካ ዝለመደስ፡ እናርእየካ __,ይበልዕ,ይጠሚ,የምባሁቕ,ይበኪ,C ምኽሪ እንተ ጠፍአት፡ ኣብ __ ድለያ።,ጁባኻ,ስበይትኻ,ውሻጠኻ,ገዛኻ,C ምግቢ ምስ ጠመኻ: ናፍቆት ምስ __,ሰበይትኻ,ተፈላለኻ,ልብኻ,ተማነኻ,B ምጽላእስ ንጽላእ፡ __ ግን ኣይንካላእ።,ጸሎት,ጉርሒ,ፍትሒ,ፍርሒ,C ሞትን ___ ምንም ኣይተርፍን።,ክራማትን,ጥሜትን,ውሕጅን,ፍትሕን,A ሩባ ዘለዎ ፈሳሲ __ ዘለዎ መላሲ።,ሓው,ጎቦ,ገንዘብ,ልቓሕ,B ራዛ ኣበይ ደሊኻ? ምሳኻ፧ እንታይ ስንቅኻ፧ __,ንስኻ,ሰበይትኻ,ቖሎኻ,እንጀራኻ,A ርሑቕ ከይዱ ዝምርዖ፡ ሓደው ከታልል ሓደው __,ክጠፍእ,ክመውት,ክሕባእ,ክታለል,D ሰማይ ሰማይሲ ይትረፍድክን፡ __ ይባርኸልክን።,ምድሪ,ታሕቲ,እግሪ,ጸጉሪ,A ሰሪቕካ ካብ ምሕሳብ፡ __ ምእካብ።,ሰላምካ,እግርኻ,ገንዘብካ,ኢድካ,D ሰራቒ ከም ኢዱ፡ __ ከም ኣፉ።,ሃፍታም,ዓሻ,ነገርኛ,ሓሳዊ,D ሰበይቲ ዝለኣኸቶ ሞት __,ኣይሰምዕን,ኣይሞልሶን,ኣይፈርሕን,ኣይረኽቦን,C ሰብ ብዘይፈልጦ ይውጽዕ፡ እዝጊ ብዝፈልጦ __,ይህብ,ይሰምዕ,ይቐጽዕ,ይንብዕ,C ሰብኣይ ክልተ ናብዝን ናብትን ክብል __,ሓደረ,ሞተ,ሰኸረ,ቐረየ,B ሰይጣን ንኣመሉ፡ __ ይጠቅስ ይብሉ።,መጽሓፍ ቅዱስ,ጸሎት,ሞት,ቅዱሳን,A ሳእንኻ ማዕረ ___,ልብኻ,ኢድካ,ቑመትካ,እግርኻ,D ሳዕሪ ዘይሃብካያ ላም __ ኣይትህብን።,ምራኽ,ጸባ,ስጋ,ዒባ,B ስም ተራፊ፡ __ ሓላፊ።,ዕድመ,ተግባር,ድኽነት,ብልዒ,D ስሱዕ ክበልዕ ይሕነቕ፡ __ ክዛረብ ይስርነቕ።,ለፍላፊ,ሓሳዊ,ድኻ,ዓሻ,B ስጋስ እንተወደቐት __ ሒዛ ትትስእ።,ስብሒ,ዘመድ,ሓመድ,ገመድ,C ሸቡዓተ ዓመት ከይሓርስ፡ __ ይድንቁር።,ዓመት,ዘልዓለም,ሰብዓ ዓመት,እዝኑ,C __ መኻሪ፡ ሓደ ወርዋሪ።,ሰብ,ሽሕ,ምኢቲ,እኩብ,B ሽሕ ይሙቱ፡ __ኣይሙት።,ድኻ,ኣላይ ሽሕ,ሓደ,ሃፍታም,B ቀምሽ ኣደይ __,ከዲኑኒ,ነዊሒኒ,ሓጺሩኒ,ሓንኲሉኒ,D ቀረባ ሓውካ __,ገንዘብካ,ወገንካ,ሃፍትኻ,ልብኻ,A ቀሺ ዝበለካ ግበር፡ ቀሺ __ ኣይትግበር።,ዝገበሮ,ዝብሎ,ዝዝረቦ,ዝብልዖ,A ቀቅድሚ ሃገራ ዝወለደት __ ወይ ንወንጭፍ ወይ ንገበላ።,መሸላ,ስርናይ,ሽዊት,ስገም,A ቀታሊ ሰብኣይኪ፡ ተቐታሊ __ ዘይሩ ሓዘኑስ ናትኪ።,ዘመድኪ,ንሱ,ወድኺ,ሓውኪ,D ቁሓሚዮ ተበልኩዋስ __,ትተፍኦ,ትመልሶ,ትቑሕሞ,ትጎስሞ,D ቁሪ ናበይ ደሊኻ ናብ ክዱናት እቶም ዕሩቓት'ከ ንሶም ደኣ __,ትሑታት,ቑሩራት,ጸማማት,ትሑዛት,D __ ሒዝካ ጸሎት፡ ቁም ነገር ሒዝካ ተረት።,ጽልኢ,ቂም,መጽሓፍ,ገንዘብ,B ቃል __ ቃል እዝጊ።,ህዝቢ,ነባሪ,ሓላፊ,ቐሺ,A ቃል ዓለም ክትገብሪ፡ __ ከይትሓድሪ።,ዘይደቂስኪ,ደቂስኪ,ጾምኪ,ዘይከድኪ,C ቊልዓ ብንኡሱ፡ __ ብርሑሱ።,ሳዕሪ,ዕንጸይቲ,ቊርበት,ጨርቂ,C በትሪ ሓቂ ትቀጥን'ምበር __,ኣይትዕጸፍን,ኣይትስበርን,ኣይትጠፍእን,ኣይትቕበርን,B በዓለገ ብመልሓሱ፡ ከልቢ __ ይልለ።,ብአፉ,ብድምጹ,ብጭራኡ,ብጸጉሩ,C በይኑ ዝጐዪ ዝቕድሞ’ብሉ፡ በይኑ ዝምጉት___የብሉ።,ዝሰምዖ,ዝረትዖ,ዝዛረቦ,ዝካተዖ,B ባዕሉ ዝኣመነ መስክር ኣየድሊ፡ __ ዝመንመነ ምሳር ኣየድሊ።,ብላዕሉ,ብሱሩ,ብቖጽሉ,ብታሕቱ,B ባዕላ መቲራቶ __ ባዕላ ሰትያቶ ተሰርነቐት።,ትሓንገጠት,በልዐቶ,ተሓንቀት,ተሽከመት,C ባዕላ ወሊዳቶ ኣይመሰለን፡ ባዕላ __ ኣይበሰለን።,ለዊሳቶ,ጀሚራቶ,ጢሒናቶ,ሰንኪታቶ,D ብላዕ ንኸርስኻ፡ __ ንነብስኻ።,ፍረድ,ስተ,ስራሕ,ጸሎት,A ብልዒ ሓላፊ፡ __ ተራፊ።,ገንዘብ,ጉልበት,ሽም,ተግባር,C ብዕራይ ናብ ዘበለ ተበለ ___ ኣጽንዕ።,ሓረስታይ,ዕርፊ,ነዊት,መስመር,B ብዘሎካ ተወከፍ ብዘይብልካ __,ኣይትፍራሕ,ኣይትተሃወኽ,ኣይትጎረር,ኣይትሰከፍ,D ብዘመነይ ይጥዓሞ __,ወገነይ,ስመይ,ዘመደይ,ሰብነተይ,A __ ይኽዕወኦ፡ ተደቢረን ይሓፍሰኦ።,ተሎ,ተሃዊኸን,ተጻልአን,ተሳኒየን,B ተሓጓሚ ከሎስ፣ ትሓዝ ልቢ __,ይኾርዕ,ይጠርጥ,ይሞት,ይበልዕ,B ነዲኣ ገዲፋስ፡ __ ትናፍቕ።,ሓትናኣ,ባኦላ,ጓላ,ሰብአያ,A ነገርያ ዘይጸገበስ __ይሕጸ።,ጓል ሰበይቲ,ጓል ቖናኒት,ጓል ምዕመን,ጓል ዋጣ,D ንለባም __ ንዓሻ ዶርጉሓሉ።,ኣምተሉ,ስምዐሉ,ስርሐሉ,ብልዐሉ,A ንዓሻ መዓልቲ ኣንዋሕካሉ፣ ዕብዳን __,ወሰኽካሉ,ኣጥፋአካሉ,ኣብዛሕካሉ,የብሉን,A ንዝጸገበ ብላዕ ኣይትበሎ፡ ንዝፈረሀ __ ኣይትበሎ።,ስራሕ,ስማዕ,ኩራዕ,ትባዕ,D ኣባ ጨጎራ፡ __ እናበልዎ ሞተ።,ስማዕ,ኣሎ,ንዓ,ከደ,B ኣብ ከብዲ ጽጉብሲ __ የሎን,ጥዑይ,ድኻ,ጥሙይ,ቖሎ,C ኣብ ኲናት ዘይወዓለ __,በሊሕ,ተባዕ,ወታደር,ፈራሕ,A ኣብ ክንደይ ርእሳ፡ __ ይፈርሳ።,መጥሓን,ገዝአ,መዲድ,ጸጉራ,C ኣቦይ ቀሽ ዝበልዕዎ ሕምቶስ ኣደይ ኢታይ __ የጒስዔን።,ደም,ሜስ,ስጋ,ፈርሲ,D ኣንስቲ ኣይለምና፡ እንተ ለመና ኸኣ፡ __,ኣይስኣና,ኣይጽገባ,ኣይህባ,ኣይከደና,A ኣይትብከ እንዲዩ ___ ዘሎ።,ዝስመዐኒ,ዝንበዐኒ,ዝብለኒ,ዘብክየኒ,D እምኒ ዝረገጸ ኣሰር የብሉ፡ ማይ ዝሰተ __ የብሉ።,ጣዕሚ,ሽታ,ሕብሪ,ትርጉም,B __ ዕሾኽ'ያ ተውጽኣ።,ዕሾኽ,መርፍእ,መንገዲ,ዕንጸይቲ,A እናኸኣሎ ከሎ ዘይገብር፡ __ ይነብር።,እናሓሰበ,ክጥዓስ,እናበኸየ,ክበልዕ,B እንተዘይተበትኸስ ጽቡቕ ___,ክሪ,እምነት,ቅጥኒ,ገመድ,C እንካ ዘይፈልጥ፡ ሃባ መን __,ኣልመዶ,ከልኦ,ክብሎ,በሎ,A __ መሰታ ቀዳሞት።,እዝኒ,እግሪ,ስዋ,ኢድ,A ከልቢ ዝበልዖ ስጋ'ምበር፡ ዝተኣልሞ ___ ዘይርኢ።,ስራሕ,ነገር,በትሪ,ሽግር,C ከመ’ሎኻ ‘ይትበሎ፡ ኣብ ገጹ __,ጽፍዓዮ,ኣስተብህሎ,ሰላም በሎ,ራአዮ,B ከይመኸርካ ዝግበር፡ ከየብኳዕካ ዝጋገር፡ እቲ ይገፍሕ፡ እቲ __,ይጎድል,ይሓጽር,ይነውሕ,ይነፍሕ,D ከይተሓርደ ኣይርከብ ስብሑ፡ ከይመርመርካ ኣይፍለጥ __,ፍርሑ,ጉርሑ,ሽርሑ,ልቡ,B ከይተቐብኡ ኣይነግሱ፡ ከይመንኮሱ __,ኣይጵጵሱ,ኣይከሓሱ,ኣይኽሰሱ,ኣይኾሉሱ,A ከይተዓደመ __ ከይጸገበ ወጸ።,ዝአተወ,ዝሳዕሰዐ,ዝመጸ,ዝበልዐ,C ከይኮነ __ ከይተሰብረ ጸግን።,ስማዕ,ወግን,ወስን,ግበር,B __ ይወዓዓሉ፡ ከይተኣማመኑ ይማሓሓሉ።,ከይሓደሩ,ከይሰምዑ,ከይወዓሉ,ከይበልዑ,C ከይጠዓምኩ ካብ ሙዙ፡ ረኸብኩዎ __,ስርሑ,መርዙ,መዘዙ,ጣዕሙ,C ከይጸልኡና ሕራይ ንበሎም፡ ኣየነጸብቖ __,ከየርስዑና,ከይቕየሙና,ከየልምዱና,ከይሰምዑና,C ከይጸውዑኻ መጻእካ፡ ከይጸገብካ ወጻእካ፡ __,ብኽልተ ገጽካ,ገዛካ,ብሓሳብካ,ክልተ ሳዕ ከፋእካ,D ከይጸውዕዎ ዝመጸ፡ ከይጸገበ __,ስተየ,ወጸ,ሳዕሰዐ,ኸደ,B ከይጸገቡ ኣይዘሉ፡ __ ኣይስንክሉ።,ከይተባእሱ,ከይጎየዩ,ከይዘለሉ,ከይደየቡ,C ከይፈልሐ ኣይግንፍልን፡ ከይበጽሐ __,እአይሽለምን,ኣይበስልን,ኣይገፍሕን,አይዕወትን,B ኩሉ መዓልቲ ደሓን፡ ሓደ መዓልቲ ግን __,ጽቡቕ,ኣይደሓን,ኣሜን,ሕማቕ,B ኩቱ እንታይ ይደሊ __,ዘይናቱ,ኩዕንቱ,ዘይግዱ,ጉቱ,A ካብ ሓሚምካ ሕክምና፡ ተኸናኺንካ __,ጨና,ጥዕና,ናብራ,ዜና,B ካብ ምስ ዓሻ __ ምስ ለባም ዓጸባ።,ልዝብ,ጸባ,ዘረባ,ዓለባ,C ካብ ሳዕሳዕካስ __,ዝለል,ተሸለም,ጉየ,ተቆጻጸ,D ካብ ክልተ'ያ ዝወለደስ፣ __ ቆቢዑ።,ሓደ,ቄናን,ነዊሕ,ገፊሕ,B ካብ ጉይይ ምዓል፡ __ ምሓዝ።,ገንዘብ,ክሳድ,ኢድ,ልቢ,B ካብ ጸባ ዘይተረኽበስ፡ ካብ __,ቢራ,እንቋቑሖ,ስዋ,ማይ ጸባ,D ክመኽርዎ ልቢ ዘይገብር፡ ከብልዕዎ ዝዓብር፡ ነቲ ምኽሪ ክላእ፡ ነቲ __ ክላእ።,እንጀራ,ገንዘብ,ቕጫ,ስጋ,A ክምብል በለ እምበር፡ __,ኣይፈሰሰን,አይተኻዕወን,ኣይትተሰብረን,ኣይከደን,B ክሰርቀኒ ዝረኣኹዎ፡ ክህበኒ __,ኣይበልክዎን,ኣይራኽዎን,ኣይኣመንኩዎ,ኣይሰማዕክዎን,C ክስርሓ ኢለን __ ተነጽየን መጻ።,ተሰሪሐን,ዝወጻ,ዝኸዳ,ከይደን,B ክትሕሱ ንጽባሕ፡ ዝድገም __,ቀኒሰሉ,ግበሮ,ሓሱ,ተጻወት,C ክነጽፍ ዝበለ ማይ ይጨኑ፡ ክበርስ ዝደለ ዓዲ__,ይዓኑ,ይጽብቕ,ይረስሕ,ይኸውን,A ክዳን ዘለዎ ልዑል፡ ክዳን ዘይብሉ __,ልባም,ድዑል,ድኻ,ጽጉም,B ክድቅሱ ነገር የኾምስዑ፡ ክትንስኡ ነገር __,ይኹልሱ,ይርስዑ,ይበልዑ,ይስስዑ,B ኮራዪ ጓሳስ ምስሑ እተሓስበ __ ይኸውን።,ኩሉ ግዜ,ጣዕሞቱ,ድራሩ,ቁርሱ,C ወዲ ሰራሒ ማዕጾ’ሲ፡ __ ይወስዶ።,ዝብኢ,ነብሪ,ድሙ,ኣድጊ,A ወዲ ኣማኒኻ ሓንግሮ፡ __ ኣታትዮ።,ወዲ ሓውካ,ወዲ ሰብይትኻ,ወድኻ,ወዲ ጓና,C ዋሕስካ ንቕድሜኻ፡ __ ንድሕሬኻ።,ሰብይትኻ,ልብኻ,ወላዲኻ,ናብራኻ,C ዋንኣ ዝኣመነት በጊዕ፡ __ ደገ ይሓድር።,እግራ,ኮልኮላ,ክሳዳ,ጸጉራ,B ሕንቁቅ ቆልዓስ ብኣቅሓ ኣብኡ __,ይበልዕ,ይኸብር,ይስዕስዕ,ይጻወት,D ክንዳና ዘይኣኽላ__ ይወዓላ,በገንዘብና,ብኣና,ምሳና,ገዛና,B ክንብርኵት ከይንብርኵት ኣብ __ ንብጻሕ,ዓውዲ,ሽዊት,ፍረ,ማይ,D ክዳን’ምበር ሕማቕ ዘረባ __ እዩ,ኣይበልን,ኣይረስሕን,ኣይኽደንን,ኣይደርቕን,A ወዮ ናታ ንሓማታ፡ ወዮ ንኡሶም ኮነ __,ምዕባዮም,ንጉሶም,ሰቦም,ሓላፊኦም,B ካብ ምስ ተወቕዑ ምንጽርጻር፡ ከሎ ገና __,ኽዳን ምኽዳን,ገጹ ምኽዋል,ካብ ዓዲ ምጥፋእ,ሓጹር ምሕጻር,D ካብ ምድብዳብ፡ ይሓይሽ __,ምእዳብ,ምጽራፍ,ምኽዳን,ምልባም,A ካብ ሽሕ ሰራራይ፡ ሓደ ዘይብሎም መኻራይ፡ ንኹሎም ኣኻኺብካ ናብ __,ገዛይ,ቃላይ,ማይ,ሰማይ,B ካብ ሽሕ ሃተፍ፡ ሓደ __,ተግባር,ከተፍ,ልቢ,ደገፍ,B ካብ ክፉእ __ ክፉእ ዘልምዱኻ,ዝብሉኻ,ዝመኹሩኻ,ዝዛረቡኻ,ዝገብሩኻ,D ካብ ክልተ ደቅኖ ኣይተዳሉ፡ __ ኣይትሓሉ,ዓውዲ,ህጓጕ መሸላ,ዝወለደ ስገም,ዝባጽሐ ስርናይ,B ካብ ክልተ ጥነሲ፡ ምእታን __,ክትመላለሲ,ክትሓርሲ,ክትወልዲ,ከይትሕጐሲ,D ካብ ወደይ __ ካብ ካልእ ሃገር ዓደይ,ከብደይ,ወገነይ,ዘመደይ,ገንዘበይ,A ካብ __ ዘገልገለ፡ ቀውዒ ሰፍኢ ዘቐበለ,ክረምቲ,ኩሉ ግዜ,ቀውዒ,ሓጋይ,A ካብ ዝወርወረ ዝመኸረ፡ ካብ __ ዝሰደረ,ዝኣመተ,ዝጎየየ,ዝሓሰበ,ዝዘለለ,A ካብ ዝደፈረ ዝተጠራጠረ፡ ካብ ዝተጠራጠረ __,ዝተብዐ,ዝተመራመረ,ዝወሰነ,ዝደፈረ,B ካብ ዝጸድፉ፡ ቈንጠጠፈ __,ይብልዑ,ይሓቝፉ,ይሓዙ,ይቕረጹ,B ክልተ ሳዕ ዝበልዑ ይተፍኡ፡ ክልተ ሳዕ ዝዛረቡ __,ይኸብሩ,ይሕስው,ይነብሩ,ይኸፍኡ,D ክርክር ካብ ስራሕካ __,የብኩር,የዛናግዕ,ይጥፍእ,ይጥፍእ,A ክሳብ ዝወጸለይ __ ጽግዕ ኢለ’ጸንሕ ኣብ ከረነይ,ክዳነይ,ወገነይ,ዘመነይ,ገዛይ,C ክቡር የኽብረካ መጠን __ ሕሱር የሕስረካ መጠን ርእሱ,ኽብሩ,ተግባሩ,ስሙ,ነብሱ,D ክብራ ንኽብራ፡ __ ንዓለም ትነብራ,ክትብል,ብጽፍራ,ተኸባቢራ,ናብራ,C ክናብ ኣብ ማሕረሱ፡ ኣባይ ኣብ __,ክሱ,መንከሱ,ዳሱ,መልሓሱ,D ክንዲ ዘኾለስኩ __ ተነኸስኩ,ኢደይ,እግረይ,ባዕለይ,ልበይ,B ክንድ ትገድፍ ትነድፍ፡ ክንድ ትለምጽ __,ትሕርፍፍ,ትህፍትፍ,ትቑንድፍ,ትኸትፍ,C ክዉን ኣይምለስ፡ ጓህሪ __,ኣይረስን,ኣይሰምዕ,ኣይኵለስ,ኣይጠፍእ,C