text
stringlengths
9
487
ብመሰረት ግምት ናይ statista.
ብሕታዊ ሆስፒታል እንተመሪጽካ መሐከሚ ባዕልኻ ክትከፍሎ ኣለካ።
ካብ ቀደሙ ርብዒ [1/4th] ዝብሃል ነገር ደስ ኣይብለንን።
27 ናይ እዚኣ ሰሙን መልእ እሞ ስለ እቲ ኸም ብሓድሽ ምሳይ ካልእ ሾብዓተ ዓመት እትግዝኦ መግዛእቲ፡ እቲኣ ድማ ንህበካ፡ በለ።
ሸኽ ኢብራሂም ሱልጣን ኪምልሱ፡ 'ሰልፊ ቀ.
ንጉሆን ምሸትን " ታይ በለ ክትብል ኢኻ።
ብትሕትና ይቕረታ ምስ እትሓትትን ዓቕምኻ ድሩት ምዃኑ ምስ እትእመንን፡ እዚ ንመንእሰያት ውሉዳትካ ብኸመይ ኪጸልዎም ይኽእል፧
ሽዕኡ ኢየ ድማ ዝተመርዓወቶ ተስፋይ ኣርዓዶም ምዃኑ ዝፈለጥኩ።
ከምቲ ዝገመተቶ ሰለስቲኦም ትካላት ሰብ ጉዳይ ምዃኖም ኣይጠቐማን።
እቲ ነገር ፈለማ "ምጽብባቕ ገድሊ" ንምእራም ተመሲሉ እዩ ተበጊሱ።
ኣብቲ ከምኡ ዝበለ ዘይንጹር ኵነታት፡ ምስ ሚልኪያስ ምንባር እዝዩ ጥዑም ምንባሩ እዝክር።
Previous articleእዋናዊ ዛዕባ- ብህዝቢ ቁማር ምጽዋት ነውሪ ጥራይ ዘይኮነስ ገበን ዩ
እዚኣ ኰነ ኢሎም ዘትረፉዋ እያ!
ከም መግለጺ 'ክፍእቲ ጓል' እዮም ንናታ ስእሊ ዝዝርግሕዎ ዝነበሩ።
ኩቡራት ሃገራዊያን፡ ድሕሪ'ዚ ቀዳማይ ጽሕፍ ምስገለ ብጾት ውሱን ናይ ሓበሬታ ምልውዋጣት
ንሕይወትና ብጸጋን ብርትዐን ደው ከምትብል ስለ ዝገበርካያ ነመስግንካ አለና።
ምኽንያቱ፡ ማንም ካልእ ሓይሊ ክሰርሖ ዘይኽእል ትንግርታዊ ፍጻመ ብምዃኑ።
መሰረት ዘይብሉ እንዳራኣና።
Home መልእኽቲ ወጋሕታ እዋናዊ ዛዕባ እዋናዊ ዛዕባ- ንኣፈላላያት ብተጻዋርነት ሰጊርካ ፍትሒ ምርግጋጽ ስልጡን ኣገባብ ፖለቲካ'ዩ
6ን ሞሳድን ዝተመኽሮን ዝሰልጠኖን ነበረ።
ናይ 4 ቅርሺ "ኤቨሬዲ" ገዚአ (እዛ ድሙ ባ ናበይ ሒዛቶ ኣተወት?
ኣብ የማናይ ጐንኺ ድዩ ወይስ ኣብ ጸጋማይ?
19 ኣነ ኣፈይ ምስ ከፈትኩ፡ ነቲ ቕዱስ ምስጢር እቲ ብስራት ከፍልጥ ከለኹ ብትብዓት ክዛረብ ቃል ምእንቲ ኺውሃበኒ፡ ምእንታይ እውን ጸልዩ።
ኣብርሃም ተወልደ ብቶንኮል ኢሰያስ ከም ዝጠፍአ ምርግጋጽ ጥራይ'ዩ።
ከም ባሕርና የለን።
ወይ ድማ ኣብ ኢንተርነት ኣቲኹም ትደልዩ።
" ከም ፍቕሪ ገይሩ ሓያል ኣቓልቦ ዝወሃቦ ዝኾነ ኣርእስቲ ከቶ የለን።
ሰላም ኩቡር መምህር፡ መቼም እቲ ትህቦ ትምህርታዊ ቃላትካ ኣዙ እየ ብሀንቆውታ ዝጽበዮ ብጣዓሚ የቅኔልና ድማኒ ኩቡር መምህር።
Home > ትግርኛ > ሃገር > ፖለቲካ
ድቃስ ካብ እግዚአብሔር ክኸውን ከሎ ናይ ጥዕና ምልክት እዩ።
ሓደ ክፋል ምስ ቀለጥካ፡ዝወዳእካ ኮይኑ ይስምዓካ።
ሕማቃት ሰማዕቲ ንፉዓት ደቀ መዛሙር ክኾኑ ኣይክእሉን እዮም።
የሱስ ንደቂ መዛምርቱ ደሞዝ ክወስዱ ፍጹም ተስፋ ኣይሃበን ።
ክትምርዖ ኸለኻ፡ ኵሉ ነገር ጽቡቕ ዚኸውን ይመስለካ ነይሩ ይኸውን።
ብዛዕባ ነፍሲ ወከፍ ፍጡር ክሃስብ ይርከብ።
ርስትና ኣብ መጻእተኛታት፡ ኣባይትና ኣብ ጓኖት ሐለፈ።
ቅንይ ኢሎም ግን ንሱ ዘይኰነስ ባዕላቶም'ዮም መጺኦሞ።
ኣዒንቲ ልበይ ዝርእይኦ ሕዝቢ ኣሎ !