Proverb,A,B,C,D,Answer ሃላይ ሰዓሚ __, መበላሸዊ ጸጉሪ,መባላሸዊ ጭሕሚ,ኩሉ ግዜ ቆዛሚ,ሃላይ ላሕሚ,B ክልተ ጎራሓት ___,ዓርኪ ሃፍታማት,ሓሙኽሽቲ ስንቆም,ተስፋ ስንቆም,ይበልዑ ሽሮኦም,B ዘኽብርዎ ድሙ__,ሃብተማርያም ስሙ,ሃብዎ ዓጽሙ,ዘልአለም ስሙ,ካብ ገዛ ኣይወጽእዎ,A ዓሻ ጠሓኒት ምስ__ተውግዕ,ሓላፊት መንገዲ,ቆናኒት,ፈታሊት,ደራፊት,C ንጸብሒ መን ይፈልጦ __,በላዒ,ጋሻ,መንቀላወጢ,ጸባሒ,C ክበልዕዋ ያ ዝደለዩ አባጉምባሕስ __ይብልዋ,ዛግራ,እንቋቁሖ ኣውዲቓ,ደርሆ,ጤል,A "ቀጢነ እንተረአየኒ __ እንካ ለመነኒ ",ጅማት,ገንዘብ,እግሪ,ደም,A ሐምሳ ለሚን ንሐምሳ ሰብ ጣዕሚ __,የብሉን,ይህብ,ንሐደ ሰብ ሸኸሚ,ንሓምሳ ሰብ ሸኽሚ,C ሂብካ ኣይትኽላእ ፈቲኻ __,ኽልዓዮ,ለምኖ,ኣይትጽላእ,ኣይትፍቶ,C __ ንኣመሉ መገዲ ዕዳጋ ይጸቦ,ቁጡን,ለማኒ,ዲኻ,ህሩፍ,D ሃህ ንዝበለ ኣንበሳ ኣይትቃለሶ፡ __,ሕዘነሉ,ቅተሎ,ስጋ ኣኾልሶ,ህደም,C ሃላይ ሰላሊ፡ __ ተታለሊ,ለባም,ቆልዓ,ጠንቋይ,ዓሻ,D __ ህበይ ይገብር,ምዝላለ,እንካ,ሃበኒ,ምጉያይ,C __ ብምጽዋቱ፡ ድኻ ብጸሎቱ,ጸሎተኛ,ቐሺ,ድኻ,ሃብታም,D ሃብታም ብገንዘቡ ድኻ __ ይቀራረቡ,ብፀሎቱ,ብድኽነቱ,ብጥበቡ,ብሓልዮቱ,C ሃብታም እንተ ሃበ ዓይኒ ድኻ __,ደም ሰረበ,ተዓመተ,ኣፍጠጠ,ተኣለየ,A ሃሊሉ ንዝመጸካ ኣድጊ __,ከይረግሐካ ተጠንቀቕ,ማይ ኣስቲዮ,ሳዕሪ ሃቦ,ኣኽቢድካ ጽዓኖ,D ሃብታም በዲሉ ___፡ ጭጉራፍ ሃሪማ ባዕላ ተእውይ,ዘረባ ይጠውይ,ይቅርታ ይብል,ገንዘብ ይኸፍል,ይኸስስ,A ሃብታም በዲሉ ይብል ፈንጠርጠር፡ ድኻ ተበዲሉ ___,ይብለ ደንገርገር,ይብል ተበዲለ,ይብል ቀብጠርጠር,ይፃረፍ,C ሃብታም ንሃብታም ይካሰሱ፡ድኻ ንድኻ ___,ይላቐሱ,ይናኸሱ,ይፀራረፉ,ይበኣሱ,A ሃዳናይ ንኸርሱ፡ መናኒ ___,ንነፍሱ,ንሃገሩ,ንደቁ,ንስግኡ,A ንጽብቕቲ ጸወታ ___ ጸየቐታ,ፀርፊ,ሃበኒ,እንካ,ኣይህብን,B ___ድራር ሓደ ምሸት,ገንዘብ,ሓቂ,ምግቢ,ሓሶት,D ተሃዊኸን ይኽዕወኦ ___ ይሓፍስኦ,ተኣክበን,ተደቢረን,እናሰሓቓ,ከይቖፀራ,B ትንዕ ዝበለካ ዳርጋ ___,ዝመረቐካ,ዝሃረመካ,ዝነዓቐካ,ዝለመነካ,B ___ ቁስሊ ንቖልዓ ገጽ ኣይተርኢ,ንሃመማ,ንዝብኢ,ንሰብ,ንከለቢ,A ክህቡ ብንያት ክኸልኡ ___,ብሕጊ,ብምኽንያት,ብዘይ ምኽንያት,ብፅልኢ,B ለሚን እንተ ዘይበላዕካዮ ዕንጉለ፡ ትምህርቲ እንተ ዘይፈለጥካዮ ___,ይሓይሽ,ጽላለ,የሀፍቲመካ,ታርኽ,B ___ ሰበይቲ ብምስዓም ትስንገል,ዓሻ,ሓያል,በሰሮ,ለባም,D ለባም እንተ ፈከረ ___ ይወግእ,ንዓርሱ,ለባም,ዓሻ,ብካራ,C ለባም ይሓስብ ናይ ዓመት፡ ዓሻ ይሓስብ ___,ናይ ኩሉ ግዜ,ናይ ክልት ዓመት,ናይ ዕለት,ናይ ለይቲ,C ለባም ይሕረድካ፡ ዋዕላ ___,ኣይስማዕኻ,ይፅላእኻ,ይፍረድካ,ኣየግንኻ,C ለይቲ ምድሪ ይግስግሱ፡ ___ ሓዚሎም ይምለሱ,ሽግር,ገንዘብ,ሰይጣን,መልኣክ,C ለጋስ እንተ ለገሰ ___ እምበር ኣይህብን,ለጋስ እየ,የለቅሕ,እሺ,ቃል ይኣቲ,B ___ እንተ በልዋስ ልዋ ልዋ ዝበልዋ ይመስላ,ሌባ ሌባ,ጋሻ,ለባም,ሃፍታም,A ልሙጽ መልሓስ እናሓደረ ___,ይለምፅ,ይኸፍእ,ይነዊሕ,ይሕርፍፍ,D ልቢ ሰብ ክትምርምር ___ ጀምር,ብናይ ሰበይትኻ,ፀሎት,ስራሕ,ብናትካ,D ___ ክንዲ መርፍእ ንሳኳ እንተ ሰዓምካያ ትጠፍእ,ስምዕት ጓል,ልቢ ጓል,ልቢ ወዲ,ዓይኒ ጓል,B ___ ሳዕርን እናሓደር ይበቁል,ተኽልን,እግሪን,ልብን,እኽልን,C ተለጋገስ ከም ኣሕዋት፡ ተጸባጸብ ከም ___,ኣሕዋት,ጓና,ቤተሰብ,በዓል ሃፍቲ,B ___ ደርብይዮ ኣብ ዕነ።,ዘይረብሕ,ዘብላዕ,ዘይናትካ,ንሎሚ ዘይኮነ,D ኣይትሃብ ኣይትለግስ ፣ ___ባዕላ ትገስግስ።,ሰበይቲ,ነብሲ,ስራሕ,ዕድል ,D ከመይ ኣለኻ ዝብል ለባም፡ ከመይ ኣለኻ ዝደጋግም ___,ገልጣም,ፈታዊኻ,ፀላእኻ,ብጣዕሚ ለባም,A ካብ ሰይጣን ዝልቃሕ ከይበልዐን ___,ይፍንጭሕ,ይምልሰን,ይህፍትም,ይፈርሕ,A ዝሓበጠት ልቢ ___,ከይተንከፍኻ,ድቃስ መድሓኒታ,ማሕጎማ ፈውሳ,ኣይትዓቢ,C ዘየለቅሕ ቀታሊ ዘይመልስ ___,ከታሪ,መታለሊ,ፈታዊ,ሓቀኛ,A ካብ ሌባ ___,ሓሻዊ,ተቐባል ሌባ,ቤተሰብ ሌባ,ዓርኪ ሌባ,B ዝሃቡኻ ኣይትአበይ ___ ኣይትረስዕ,ዝገበሩኻ,ዝበላዕኻዮ,ዝሰተኻዮ,ዝለመኑኻ,A ልቢ እንተ ኣለካ ተኸተል ___,ጎረቤትካ,ሓውካ,ፀላእካ,ሓለቓኻ,D ___ መጠመቲኣ ትኮሓል,ሓባል,ቀያሕ,ፅብቕቲ,ኣረጊት,A ሓወይ ኢልካ ሰብ ኣይትእመን ድሙኻ ኳ ___,ተምጽኣልካ ተመን,ትጠልመካ,ምስ ሞትካ ትበልዓካ,ትቕየም,A ሓዊ እንተተደጎለ ___ ይመስል,ሓመድ,ዝጠፍአ,ጓህሪ,ሓመኹሽቲ,B ሓያል ውሕጅ ___,ንዝራእቲ,ንዓቐብ,ወዳኢ ሓመድ,ንሰብ,B ___ በላ ኣይተጻዕድወላ,ሕራይ,ሕማቕ,እንቢ,ፅቢቕቲ,A ___ ይጠንስኦ ሰብ ኣኪበን ይሓርስኦ,ተሓቢአን,ፀሊአን,ተኣኪበን,ከይፈተዋ,A ሓሶትን ስንቅን እናሓደር ___,ይፈኩስ,ይዉስኽ,ይጠፍኡ,ይኸብር,A ሐጺር አድጊ ወትሩ___,ኣይረኣይን,ዒሉ,ሓያል,መዘንግዒ,B ንዕልቲ ሕማም ___,ኩርምቲ,እዝኒ,ደሓር,ዓይኒ,B ኣሓስ ምስ ___ ማይ ይሰትያ,መፅዓኛ,ፈታዊአን,ሓራዲአን,ደርሁ,C እንዳ ሕኑቕ ___ ኣይትበል,ቀብሪ,ገመድ,መርዓ,ሞት,B ከብዲ ከምዘልመድካዮ ሕልሚ ___,ኩሉ ግዜ ስሕተት,ከምዝሓለምካዮ,ከምዝፈታሕካዮ,ተፃራሪ,C ከብድኻ ሓምሊ ምልኣዮ፡ ዝባንካ ___,በትሪ ኣይሕለፎ,ወደቦ ኣይርኣዮ,እኖኻ ኣይርኣዮ,ፈታዊኻ ኣይርኣዮ,B ___ ካብ ክልተ ውለድ,ከይትሕጎስ,ንክትደኪ,ንክትህፍትም,ንክትሕጎስ,A ኩሉ ይሓልፍ ክሳብ ዝሓልፍ ___,የሕልፍ,የዲክም,ስራሕ,ምንም ኣይኮነን,A ዘየተሓድር ___,ኣየማሲ,ርሓቆ,ኣየናግርካ,ኣየዋዕልካ,A ___ ኣይመርገም ኣይምርቓ,ሰላም ኣይትስኣን,ዝሓሰብካዮ ኣይትርከብ,ዘይሓሰብካዮ ርኸብ,ዕድመ ይሃብካ,C ጥፍኣ ዝበለን ___ ምስ ንፋስ ይቀዳደማ,ፀጉሪሲ,ሓርጭሲ,ማይሲ,ደመናሲ,B ___ ፈሪሖም ድቃስ ለይቲ ይስእኑ,ባእሲ,ሕልሚ,ድኽነት,ድኻም,B ___ ኣብያስ ብሕምቢጣጦ,ፀዋታ,ብቀምስ,ብኾበሮ,ብደርፊ,C ቀሺ ናብ ዳዊቱ ሓረስታይ ናብ ___,ንግዱ,ነዊቱ,ፀሎቱ,ገዝኡ,B ኩሉ ሓላፊ ___ ተራፊ,ዓፅሚ,ክእለት,ስም,ዓለም,C ___ ዘገም ኣይትህወክ ኣይትቕደም,ስራሕ,መንገዲ,ሕሶት,ሓቂ,D መታን ክመስሎ ___,መስለሉ,ኣርእዮ,ሰርሓሉ,ሓስየሉ,A መገዲ ምሰ ___,ቆለዓ,ወዲ ዓዲ,ጓና,ሰበይቲኻ,B መርዓዊ ከይሓዛ ___,መርዓዊት ሃዛ, ዓርኪ ሓዛ,ኣይምርዐዋን,ክዳን ይገዝኣ,B ___ ዘሊላ ዘሊላ ኣብ ምድሪ,ዕፍ,ማንቲለ,ደርሆ,ዛግራ,B ማይ ካብ ዓማቑ ምስላ ካብ ___,ሓፅር,ነዊሕ,ቅኑዕ,ሒማቕ,D ምስ ኣረጊት ምኸር ምስ ___ ውፈር,ድኹም,ሓያል,መሓዛኻ,ቆለዓ,B እንተ ዘይሞትክን ___ ኣሎክን,ስራሕ,ሃገር,ሕማም,ጥዕና,D ርኣዩኒ ርኣዩኒ ___,ውሰዱኒ ዉሰዱኒ,ሕብኡኒ ሕብኡኒ,ሓዙኒ ሓዙኒ,ሕደጉኒ,B ማይ ኣይጓዳእ ___ ኣይውዳእ,ዘረባ,መንገዲ,ምግቢ,ዕድመ,A መልክዕ ህድሞ ገበላ፣ መልክዕ ክዳን ነጸላ፣ መልክዕ ዘረባ ___,ሃፍቲ,ምስላ,ፀዋታ,በዝሒ,B ኣይረኣኹን ኣይሰማዕኩን ሓንቲ ርእየ ሰሚዔ ___,ብዝሕቲ,ሓንቲ,ድኻም,ንእሽተይ,A ምሰ ሰብካ መዓት ___,ዘይድፈር,ክፉእ,ዳርጋ ገዓት,ከብድ,C ___ ዘይብሉ ቤት ጥሪት ከም ዘይብሉ ደምበ,ቆልዓ,ሰበይቲ,ሰብኣይ,ሃፍቲ,B ሰኣን ___ ትህረም ሰበይቲ,ስራሕ,ሕራይ,እምቢ,ሰብኣይ,B ሰብኣይን ደሊኽን ___ ጸሊእክን,ጭሕም,እግሪ,እድ,ምስዓም,A ካብ ___ ዝደሊ ከም ሳእኒ ይበሊ,ጓና,ሃፍታም,ሰብ,ድኻ,C ዘይትሰምዖ ጸርፊ ዳርጋ ___,ምራቐ,ፅልኢ,ደርፊ,መርዓ,C ሰብ ኣብ ___ እክሊ ኣብ ዓውዱ,ትምህርቱ,ዓዱ,መርዕኡ,ሓዘኑ,B ቀጢን ኢልካ ___ ኣይትርገጽ,እግሪ,ተመን,ሰብ,ኣንበጣ,B በዓለገ ቱፍ እንተበለ ናብ ___,ከብዱ,እግሩ,እዱ,ክዳኑ,A ካብ ማይ ባሕሪ ___,ብጀሪካን,ብኩባያ,ንእድካ,ብጭልፋ,B ናጽነት የኹርዕ፡ ስራሕ ___,የፅልእ,የድክም,የብልዕ,የዘኽትም,C ንመግቢ ኣኾምሲዕካ ፡ ንነገር ___,ሓብእካ,ኣስተውዒልካ,ሓርቅካ,ተፃድፍካ,B ___መገዲ ይጸቦ,ንነዊሕ,ንነፋግ,ንድኻ,ንሃብታም,B ወዮ ናታ___,ንሰብኣያ,ንሓማታ,ንደቃ,ንሓፍታ,B ሓጺር ኣድጊ ወትሩ ___,ቅልጡፍ,ሓያል,ደፋር,ዒሉ,D ኣንበሳ ኣብ ዱሩ ሰብ ኣብ ___,ገዝኡ,ሃገሩ,መውዐልኡ,መደቀሲኡ,B ኣንጭዋ ___ ምእንቲ መጎጎ,ትሙት,ትሕለፍ,ትውለድ,ትብላዕ,B ኣዲኣ ገዲፋ ___ ትናፍቕ,ሓውቲኖኣ,ሰብኣያ,መሓዘኣ,ጎረቤታ,A ___ ዘይብሉ በቕሊ ይንዕቕ,ብዕራይ,ግመል,መክና,ኣድጊ,D ___ ዘይብል ሃባ መን ኣልመዶ,እንካ,ሃባ,ስተ,ብላዕ,A ክንዲ ዘኾለስኩ ___ ተነኸስኩ,ከንፈረይ,ኢደይ,እግረይ,መልሓሰይ,B ካብ ኣፍ ዝወጸ ካብ ልቢ ___,ዘይትሓሰበ,ዝተፈትወ,ዘይነበረ,ዝተሃንጸ,D ጸሎት ምስ ፍቕሪ ___ ምስ ግብሪ,ሃይማኖት,ሰላም,ትምህርቲ,ስራሕ,A ___ ማዕረ እግርኻ,ንብራኻ,ስረኻ,ሳእንኻ,ክዳንካ,C ንሰብ ብዘመድ ንኣድጊ ___,ብክብደት,ንትሕትና,ብበትሪ,ብገመድ,D ኣመል ምስ ___,ክብረት,መልሓስ,መግነዝ,ክዳን,C እንተ ዘይሞትክን ___ ኣለክን,ዘመድ,ጥዕና,ሃፍቲ,ሃገር,B ኣነ ይገድድ ምሳኺ ___,ዝናገር,ዝበለዕ,ዝሰርሕ,ዘኹድድ,D ኣብ ኲናት ዘይወዓለ ___,ታርኸኛ,ሃካይ,በሊሕ,ፈራሕ,C ካብ ጉይይ ምውዓል ___ ምሓዝ,እዝኒ,እግሪ,ክሳድ,ኣፍ,C ካብታ ክፉእ ዝገብሩኻ ___ ዝምህሩኻ,ክፉእ,ፅቡቕ,ብዙሕ,ታርኽ,A ክርክር ካብ ___ ዬብኵር,ድቃስካ,ስራሕካ,ብልዕኻ,ትምህርቲኻ,B ከመይ ኣለኻ ኣይትበሎ ኣብ ___ ርኣዮ,እዱ,ገጹ,ዓይኑ,እግሩ,B ___ ኣይምለስ ጓህሪ ኣይኹለስ,ንጉስ,እግሪ,ዲኻ,ክዉን,D ክልተ ጎርሓት ___ ስንቆም,ሽሮ,ስጋ,ሓሙኹሽቲ,ብርኩታ,C ንእሽቶ ውራይ እሞ ግበር ___ ፍለጥ,ፈታዊኻን ጸላኢኻን,ሃገርካ,ስራሕኻ,ደቅኻ,A ከይወልድካ ___,ስራሕ,ደቅስ,ኣይትንበር,ብላዕ,D ወሓጥዮ እንተ በልኩዋስ ___,ትተፍኦ,ትጎስመሉ,ትሓይኮ,ትናገር,B ___ ኣብ ዘይትረኽበሉ ዓዲ ኣይትቀመጥ,ስራሕ,ዝብላዕ,ሰብ,ዋሕስ,D ውሑጅ ከይመጸ መገዲ ___ ጽረግ።,ሰብ,ዉሑጅ,እንስሳ,መክና,B ውረድ ዘይበቕልኻ ልቐቕ ___,ዘይርስትኻ,ገዛኻ,ሃገርካ,ዘይስላጣንካ,A ዝወዓለ ይንገርካ ___ ይምከርካ,ዘይነበረ,ዝፈተነ,ዘይፈተነ,ንጉስ,B ወዲ ሰራሕ ማዕጾ ___ ወሰዶ,መን,ዝብኢ,ሰብ,ወታደር,C ዓቕሊ ዋጋ ___,በቕሊ,ሃገር,የብሉን,ግመል,A ስኒ ___ቁሪ ወድኦ,ሓርማዝ,ዓሻ ,ለባም,ግመል,B ንዕዉር ይጣቕሱሉ ንጸማም ___,የሕሾኽሹኹሉ,ይንዕቕዎ,ይጣቕሱሉ,ይነግሪዎ,A ዓርኪ ሰባር ___,ነቓዕ,ጠንካራ,ፀማም,ሰባር,A ___ መዓዲኡ ይጸልእ,ለባም,ሰብኣይ,ቖልዓ,ዓሻ,D ዓሻ ናይ ዕለቱ ___ ናይ ዓመቱ,ሰብኣይ,ቖልዓ,ለባም,ዓሻ,C ___ ዝተኸሎ ለባም ነይነቕሎ,ዓሻ,ለባም,ነውሕ,ሓጽር,A ___ ምዉት ይናፍቕ,ሰብ,እንስሳ,ዓሻ,ለባም,C ኣብ ዓዲ ዕዉራት ___ ይነግስ,ሓደ ዓይኑ,ህርኩት,ሰብኣይ,ነውሕ,A ዓውዲ ከም ንፋሱ ዓዲ ከም ___,ንዋሓቱ,ንጉሱ,ዋርድይኡ,ከባብኡ,B ዓይኒ ተሃካዪት ___ ጎያዪት,እዝኒ,አፍንጫ,ርእሲ,ብርኪ,D ___ ናብ ሰብ ኢዳ ናብ መሶብ,ልባ,ከብዳ,ዓይና,ኢዳ,C እኽሊ ኣብ ዓውዱ ሰብ ኣብ ___,ሂወቱ,ከብዱ,እንጀርኡ,ዓዱ,D ክልተ ___ ገዓት ይኳለሱ,ለባማት,ነዋሕቲ,ዓያሹ,መሃዙት,C ወዲ ዓሻስ ክልተ ሳዒ ___,ይውሰድ,ይሽለም,ይህረም,ይምረቕ,C ካብ ንዓመታ ___ ንሎሚ ዘበን እንቋቑሖ,ብዕራይ,ደርሆ,ጤል,ላሕሚ,B ___ ኣይትገራህ ብዓሻ ኣይትመራሕ,ብዓሻ,ብሰበይቲ,ብጎራሕ,ብለባም,C ወዲ ___ ዝብኢ ወሰዶ,ተማሃራይ,ዶክተር,ሰበይቲ,ሰራሕ ማዕጾ,D ዘረባ ___ ክንዲ ኩልሳስ,ለባም,ቆልዓ,ሃሳስ,መምህር,C ___ ማይ ንዓቐብ,ወርሒ ሓጋይ,ቅኑዕ ዘበን,ዘበን ግርምቢጥ,ሓያል ክረምቲ,C ዝብእስ ክሳዕ ዝደልዎ ___,ይበልዕ,ይርብሽ,ይሕንክስ,ይልምን,C ___ ነጊሮሙኻ ድቅስ ይሓድሩ,ዘየድቅስ,ዘሀፍትም,ዘሕልም,ዘደቅስ,A ___ ገዛ ውዒላ ማይ ትጥልቂ,ደርሆስ,በግዕስ,ጤልስ,ኣድግስ,A ___ ፍሉጥ ርእሱ ምሉጥ,ዓሻ,ለባም,ሃፍታም,ድኻ,D ድኽነት መዐሸዊ ሕማም ___,መበላሸዊ,ቀታሊ,መጠንከሪ,መሃፍተሚ,A ልቢ ጎበዝ ኣብ ___,ደረቱ,እግሩ,መልሓሱ,እዱ,A ብዘበን ገበል ዝሃበካ ___,ደርብዮ,ኣይትቀበል,ኣይትብላዕ,ተቐበል,D ንጐራሕ ጐራሕ ይፈልጦ ንነቲሕ ___ ይመልጦ,ዕንጉለ,ዝብኢ,ማይ,ከልቢ,A ካብ ጓል መን ፡ ___ መን!,ሰበይቲ,እኖ,ሓፍቲ,ቤተሰብ,A ወይ ዝበሉኻ ግበረሎም ወይ ___ ግደፈሎም,ቤተሰቦም,ዓዶም,ስረሖም,ንብረቶም,B ወዲ ጓህሪ ___,ነበልባል,ሓሙኽሽቲ,ማይ,ዕንጨይቲ,B ገንዘብን ሓጥያትን ___,ንእሽተይ,ተዋህላሊ,ዘይረብሕ,በራሪ,B ጓና ፈትዩኒ ኢልካ ___ ኣይተርሕቕ,ሃገርካ,ጓና,ሓውኻ,ፀላእኻ,C ብጎራሕ ኣይትገራህ ___ ኣይትመራሕ,ብለባም,ብፍልጠት,ብዓሻ,ብንጉስ,C ጋሻ ኰንካ ምጻእ ___ ውጽእ,ከይበላዕኻ,ከይመነዉኻ,ከይሓደርካ,ከይሰተኻ,B ጥዋፍ ንርእሳ ትሓርር ንኻልኦት ___,ተድርር,ተደናግር,ተሕርር,ተፀልምት,A ኣይትጥለም ኣማኒኻ ከይጠልመካ ___,ጠላሚኻ,ሓፍትኻ,ፀላእኻ,ፈጣሪኻ,D ካብ በዓል ጣፍ በዓል ___,ኣፍ,ግመል,ቅርሺ,ስልጣን,A ዝኣኽለን ጥሒነን ___ ይብላ,ኣይፈልጥን,ኣበላዕኩን,ኣይረኣኩን,በዓለ ማርያም,D ጥሜት ኣይቀትልን ___,ዘይድኽነት,ዘይድኻም,ዘይሕማም,ዘይሸብዳዕዳዕ,D ጥዑም ከይበልካዩ ___ ይሓልፍ,መሪር,መከራ,ድኽነት,ጥዑም,D ካብ ሕሜት ___,ስራሕ,ጥሜት,ጥንካሬ,ፅጋብ,B ___ ኣሎ አንዳበልዎ ሞተ,ኣንበሳ,ሰብ,ኣባ ጨጎራ,ብዕራይ,C ዝጨነቖ ___ የእትው,ጥንስቲ,ኣረጊት,ሃፍታም,ህፃን,A ጭማራ ንዝገይሽ ___ ንዝሓርስ,ቆርበት,ከርፈስ,ሓዳር,ኣድጊ,B ካብ ምስ ትጸልኦ መኣዲ ምስ ትፈትዎ ___,ሓዳር,መኣዲ,መገዲ,ፅልኢ,C ንትጸልኦ ___ ሂብካ ኣፋንዎ,ጓልካ,ዝፈትዎ,ርግኦ,ቅርሺ,B ንጸላኢኻ ከመዓልካ ኣይትኽላእ ___ ልብካ ኣይትቕላዕ,ንፈታዊኻ,ንሃገርካ,ንሰበይትኻ,ንፀላእኻ,A ___ በበይኑ ጸሎቶም,ሓዉን ሓፍትን,ክልተ መንግስቲ,ኣቦይን ኣደይን,ማንታ ቆልዑ,C ከይተጸውዐ ዝመጸ ___ ወጸ,ተገዲዱ,ከይጸገበ,ፀግቡ,ኪድ ከይተብሃለ,B ___ ሓደ ደርፉ,ድኻ,ለባም,ጸማም,ዕዉር,C ጸብሕኻ ጨው አይዝመቶ ነገርካ ___ አይመጉቶ,ፀማም,ዳኛ,ለባም,ሃሳስ,B ___ ከም ለይቲ ምኽኒት ከም ሰበይቲ!,ግርማ,ፍርሒ,ብርሃን,ፀልማት,A ክፉእ ዝገብር ___ ይሰብር,ዝበልዓሉ ጻሕሊ,በትሩ,ሰብ,እምኒ,A ንፅልኢ,ትዝታ,ሓጎስ,ፍሽኽታ,ባእሲ,A ንእሽቶ ፈላሲት ___,መፋተዊት,መተዓረቕት,መበኣሲት,ተኣማኒት,C እናፈለጠ ዝጋገ እናረኣየ ___።,ይመዊት,ኣኾልሶ,ቅበሮ,ንገሮ,C ከለኻ ፍቅሪ ሕኔአ ___,ንሞት,ንፍቕሪ,ንሕማም,ንፅልኢ,A ___ የብጽሕ እምበር ኣይዋጋእን,ጥይት,ብዕራይ,ፈረስ,ሰብ,C ፍረድ ንነፍስኻ ብላዕ ___,ንጥዕናኻ,ንዳኛ,ንኸርስኻ,ንቤተሰብኻ,C ዓንጽዓንጾ ___,ንሰብ,ባዕላ,ንማዕጾ,ንንጉስ,C ሃሊሉያ ዝመጻካ __ ኣኽቢድካ ጸዓኖ,ኣድጊ,ብዕራይ,ጸገም,ሰብአይ,A ሃላይ ሰበይቲ __ ይጥዕማ,ሽንታ,ማያ,ጸብሓ,ስራሓ,C ሃመማ እንተ በዝሑ__ አይኸፍቱ,a and b,ቶፋን,መኽደን ላጋ,ማይ ቡንባ,A ህዉኽ __ ዝደቀሰ ድሙ ይቕስቅስ,ኣንጭዋ,ኸልቢ,ብዕራይ,ሰብአይ,A ህውከት ይሰድድ__,ጸሎት,ንብረት,በረኸት,ቅርሺ,C ህውኽ ዝብኢ __ ይነክስ።,ስጋ,መልሓስ,ኢድ,ቀርኒ,D ሓለቓ ዘይብሉ ህዝቢ፡ ሹም ዘይብሉ __,ዝንቢ,ደርቢ,ገዛ,ንህቢ,D ሌባ ሌባ ተበሉዋስ፡ __ ዝበሉዋ ይመስላ,ድኻ ድኻ,ልዋ ልዋ,ሃፍታም ሃፍታም,ኸደት ኽደት,B ላሕምሲ ብኢዲ ዝቀርባስ፡ ብእግራ __,ትሓክኽ,ትበልዕ,ትድቅስ,ትራጋሕ,A ላሕምኻ እምባሕ ትበለልካ እምበር፡ ዋላ __,ኣይት,ኣይትንበር,ኣይትውለድ,ኣይትታሓለብ,D ላዕላዩ ዝተዘርገ፡ ታሕታዩ __,ይስተ,ዝተበልዐ,አይጸሪ,ጽሩይ,C ልሳን __ የብሉን፡ ግና ዓጽሚ ይሰብር,በትሪ,ጉልበት,ዓጽሚ,ሓይሊ,C ድኻስያ አብ ክንዲ ዝዓምም___,ይልብም,ይሓምም,ይህፍትም,ይሃድም,B ሃፍታም ዝበላ ኹላ ሓቂ ፡ድኻ ዝበላ ኹላ __,ድንቂ,ጸይቂ,ዓንቂ,ዑንቂ,C __ተላህዩ ይወጽእ እምበር ኮሸምሸም መን አልመዶ,ብዕራይስያ,ሰብአይስያ,ድኻስያ,ሃፍታምስያ,C ሃፍታም ንሃፍታም ይወዳደስ ፡___,ብዕራይ ንብዕራይ ይጸማመድ,ሰብይቲ ንሰብይቲ ትለቃቀስ,ድኻ ንድኻ ይወቓቐስ,ሃፍታም ምስ እንስሳ ይናፈስ,C እንዳ ሃፍታም ጥብሲ ፡እንዳ ድኻ __ አይስኣንንዩ,ድብሲ,ምስላ,ሓምሊ,ጥቅሲ,D ዘይሓልፈሉያ ድኻስ __ ይጋብዝ,ሰበይቱ,ሃፍታም,ፈረንጂ,በዓል ስልጣን,B ሕማቅ ስብኣይ ምስ __ ይመክር፡ሕማቅ መጥሓን ዳጉሻ ይክርክር፡፡,ጓሉ,ሰብይቱ,ዓርኩ,ሓማቱ,D ክጸድቕ ኢለ እንተሓዘልኩዋስ __ ተረፈት,ሞይታ,ደው,ተንጠልጢላ,ደቂሳ,C ኮፍ በለለይ __,ክሓልፈካ,ክብለጸልካ,ክሳገረካ,ክሓተካ,B ወሓጥዮ እንተ በልኩዋስ __,ትበልዓሉ,ትስሕቐሉ,ትሰትየሉ,ትጐስመሉ,D ግደፍዮ እንተበልኩዋስ __,ትስሕቐሉ,ትጽበዮ,ትሓድገሉ,ትውስኸሉ,D ወራዙት ዝጠፍኡሉ፡ __ ይወራዘዩሉ,ህጻናት,ድኽታት,ሃፍታማት,በዓለገታት,D ወራዙት ከም ቆርበት ይቕደዱ፡ ግን ዘይግዳዱ,ወዲ ወሓለ,ወዲ ሃፍታም,ወዲ ድኻ,ወዲ ማእምን,D ወዓግ ተታሒዛ ትስዕስዕ፡ ኣድጊ ተጻዒና __,ተዀምስዕ,ትርገጽ,ትሃልል,ትስዕስዕ,A ወይ’ዝ ዓሻ ከዐሽወኒ __ ነቒዙ ይብለኒ,ቐለብ,ስገም,ጣፍ,ስርናይ,C ወዮ ብቐደሙ ዘይጽቡቕ ስኒ ___ቍሒሙ ድማ ይስሕቀኒ,ጫት,እንጣጢዕ,ቖሎ,ስርናይ,B ጥንስቲስያ እንተ __ ዝሓረሰት ይመስላ።,ፎሰወት,ወድቐት,ተዛረበት,በልዐት,A ዘይተምሃረን ኣየድሕን __ ኣይጥሒን።,ዘይተወቐጠ,ዘይተወቅረን,ዘይትሓጽበ,ዘይተወሃበ,B ካብ ምህሮ __,ኑሮ,ዜሮ,ግበሮ,ኣእምሮ,D ሰብ ናብ ሰብ ዝብኢ ናብ __,ስድራ,በረኻ,ገረብ,እንስሳ,C ድሕሪ __ ኣይትጠይቅ ነገር ከይትጽይቅ።,ሰላም,a and b,እሺ,ዳሓን,B ዓሻ ጽቡቅ ኣሎ __ ከፍእዎ ኣሎ።,ለባም,ዘመድ ዓሻ,ድኻ,ሃፍታም,B ዓሻ ሚዒድካዮ ናብ ልማዱ ኣድጊ ሓጺብካዮ ናብ __,ምጉያዩ,ሓመዱ,አዕርኽቱ,ምህላሉ,B ካብ ኩፉእ ዝገብሩካ ኩፉእ __,ዝምህሩኻ,ዝህቡኻ,ዝዛረቡኻ,ዝብሉኻ,A ካብ ዓሻ ጽብቅቲ፡ ለባም __,ክፍእቲ,ውርዝይቲ,ድኽይቲ,ሰብይቲ,A ብጎራሕ ኣይትገራህ ብዓሻ __,አይትወቓዕ,ኣይትፍራሕ,አይትቀደም,ኣይትመራሕ,D ምስ ህዝብካ ማዓት ዳርጋ __,አሽሓት,ልምዓት,ዓመት,ጋዓት,D ዓይኒ ትሃካዪት ብርኪ __,ጠላሚት,ጉያዪት,ሓማዪት,ዘላሊት,B ጓል ብጓላ ቡን __,ካብ ጀበናአ,ብትኩስታ,ብሓተልአ,ብኣወላ,D ሰብኣይ ክልተ ንየው ንጀው ክብል __,ነበረ,ሞተ,ሓደረ,ደቀሰ,B ሃይማኖት ብዘይ ግብሪ ጸሎት ብዘይ __ ኣይፈቱን ፈጣሪ,ስብ,ውህብቶ,ፍቕሪ,ጽልኢ,C ቈልዓ ከም መዕበይኡ መሬት ከም __,በዓልዋንኡ,ሽያጥኡ,ሓራሲኡ,ወሃቢኡ,C በትሪ ሓቂ __ እንበር ኣይትስበርን,ትቀጥን,a and c,ትምንምን,ትነብር,B ሓቂ ብርእሳ እንተ ቀበርካያ __ ትወጽእ።,ብርእሳ,ብኢዳ,ብዓይና,ብእግራ,D ሓራምዝ ክባኣሱ __ ይህሰ።,ስብ,ኣንበሳ,ሞንጎኛ,ሳዕሪ,D ተጽግበኒ__ ኣብ ሞቅሎኣ ከላ ይፈልጣ ።,ቖሎ,ቕጫ,እንጀራ,ስበይቲ,B ብፍትወት ኣብየን__,ብኢዳ,ብዋጣ,ብሓይሊ,ብሕንቢጣ,D ካብ ሃገር ዝገዝእ __ ዝገዝእ ይበልጽ,ገዛ,ሰብይቱ,ስብነቱ,ናብርኡ,C ካብ ሓጹር እሾኽ፡ ሓጹር __ ይጸንዕ,ገመድ,ሰብ,ስልኪ,ክዳን,B ካባኻ ንዘይሓልፍ ጋሻ አጥብካ __,ሰዓሞ,ሕተቶ,አንግዶ,ልአኮ,A ካብ ሕሱም በቕሊ፡ብሩኽ __ ይሓይሽ,ኣድጊ,ኸልቢ,ድሙ,ብዕራይ,A ካብ የጥዕመለይ ኢልካ __ የኽፋኣለይ ኢልካ ምሕዳግ,ምኽዳን,ምምልኻዕ,ምብላዕ,ምዝራብ,D ካብ ጕይይ መዓል __ ምሓዝ,ክሳድ,እግሪ,ኢድ,ወገን,A ክምብል በለ’ምበር __,አይተሰብረን,ኣይተኸዐወን,አይወደቐን,አይትተልዓለን,B ክበልዕ ዝደለየ __,ከፈር ከብዱ,ገደል ኣፉ,ከፈር አፉ,ገደል ከብዱ,B ዝነዓቕካዮ ጓሳ __,ይበሎ,የናብር,የጥንስ,ይጓሲ,C __ መን እንተበሉኻስ፡ መን ትብል።,ኮራሪማ,ዓሻ,ልባም,ዝንጅብል,D ዝኣረገ ኣንበሳ፡ መጻወቲ __ ይኸውን።,ማንቲለታት,ህበያት,ጽምብላሊዓት,ሃመማታት,D ዝኣኽለን ጥሒነን __ ይብላ፡፡,ብዓለ ማርያም,ገብረክርስቶስ,የብልናን,ኣይጠሓናን,A ይበዝሕ ይበዝሕ፡ ከም __ ይነዝሕ,ሑጻ,ጨው,እኽሊ,ጣፍ,B ደርሆ ሓሚማ ኢሎምሲ __ ሓሪዶምላ።,በጊዕ,ሓፍታ,ጤል,እንቛቁሖ,A ደድሕሪ ማይ ናብ __,በዓቲ,ሩባ,ውሕጅ,መንገዲ,A ድሎ ከይትዕሎ፡ ጽናዕ __,ከትቕላዕ,ከይትኹላዕ,ከይትምናዕ,ከይትስናዕ,C ግርማ ከም ለይቲ፡ ምኽኒት ከም __,ሰበይቲ,አረጊት,ሽማኒት,ቖናኒት,A __ የብለይ፡ ምስ ወዲ ነብሪ ጽልኢ የብለይ።,ስጋ,ጤል,በጊዕ,አድጊ,B __ መዐሸዊ፣ ሕማም መበላሸዊ።,ጥሜት,መልክዕ,ሰብ,ገንዘብ,A ጥንስቲ ሰበይቲ እንተ ጠረጣሲ __ ይመስላ።,ዝሓረሰት,ዝወለደት,ዝሞተት,a and b,D ጮግራፍ’ሲ ሃሪማ __,ትጥቕለል,ትኹሪ,ትነብር,ተእዊ,D ጽምብላሊዕስ መቐመጭኣ ዘይከደነት__ ከደነት።,ሰብአያ,መሬት,እግራ,ጎረቤት,B ፈታዊ ገንዘብ፡ ምስ __ ይላዘብ።,ጎረቤት,ሓላፊ,ባንኪ,ሰይጣን,D ፈኸራ ሕበይ ምስ __,ባዕላ,ነብሪ,ሓላፊ,አንበሳ,B ፈውሲ ደሊኻ ትኸዶም __ ይጸንሑኻ,ደቂሶም,ገይሾም,ሞይቶም,ወጺኦም,C ኩምራ ዓሻ፡ መጻወት __,ህበይ,ህጻን,ቕልዓ,ሰብይቲ,A ከይተቐብኡ __ ከይመንኮሱ ኣይጵጵሱ,አይንቀሳቐሱ,አይሕረሱ,አይፉከሱ,ኣይነግሱ,D ከይቀተልካ ጐፈሬ፡ ከየረጋገጽካ __,ምሕጓስ,ዘረባ,ምኻድ,ወሬ,D ከይጸገቡ ኣይዘሉ፡ ከይዘለሉ __,አይወድቁ,አይነብሩ,ኣይስንክሉ,አይሕጎሱ,C __ ኣይግንፍልን፡ ከይበጽሐ ኣይበስልን,ከይተጾምቀ,ከይተሰንከተ,ከይፈልሐ,ከይተሰኽተተ,C ከይጸውዕዎ ኣማኻሪ፡ ከይሾምዎ __,ግራዝማች,በዓል ስልጣን,ፊተውራሪ,ንጉስ,C ኩቱ እንታይ ይደሊ __,ክብረቱ,ኩዕንቱ,ናቱ,ዘይናቱ,D ክስርሓ ኢለን ዝወጻ __ መጻ,ተመርዒወን,ተሰሪሐን,ተኳሒለን,ተነጽየን,D ካብ ሽሕ መደረ፡ ሓንቲ __,ዝማረ,ወረ,ተግባረ,ጉራምረ,B ክነጽፍ ዝበለ ማይ ይጨኑ፡ ክበርስ ዝደለ ዓዲ __,ይዝረግ,ይዝምን,ይዓኑ,ይሓምም,C ክድቅሱ ነገር የኾምስዑ፡ ክትንስኡ ነገር __,ይበልዑ,ይጅምሩ,ይርስዑ,ይኹልሱ,C ካብ __ ዝወጸ ክሳብ ዝምለስ እንተጸዓንዎ ኣድጊ፡ እንተለጐምዎ ፈረስ,ወንበሩ,ሰበይቱ,ሃገሩ,ሰቡ,C ካብ ምስ እትጸልኦ __ ምስ እትፈትዎ መገዲ,መኣዲ,መንገዲ,ናብራ,ንግዲ,A ካብ ምስ ዓሻ ዘረባ፡ ምስ ለባም __,ፈጠራ,ዓጸባ,ፈኸራ,ናብራ,B ስዋ ብዘይ ሓተላ ሜስ ብዘይ __ ነጀው በላ,መዓር,ጌሾ,ኣምቦላ,ሓተላ,C ሸራፍ ስኒ መንፈሲ ስዋ፣ ሸራፍ__ መምጸጺ ስዋ,ጀሪካን,ዕትሮ,በርሚል,ኩባያ,B ሹመት ንዝፈልጦ የኽብዶ፡ ንዘይፈልጦ __,የሕፍሮ,የሰልጥኖ,የዕበድብዶ,የናብሮ,C ሹም ንሹም ይኳለሱ፡ ድኻ ንድኻ __,ይገባበዙ,ይላቐሱ,ይናፈሱ,ይናኸሱ,B ሻራ ከም ባይቶኻ፡ ታሪኽ ከም __,ስራሕኻ,ሰብካ,ዓድኻ,ነጋሪኻ,C ሽሕ መኻሪ፡ ሓደ __,ሰባሪ,ፎጋሪ,ወርዋሪ,ዘዋሪ,C ሽሕ ፈልጺ፡ መጥመሪአን __,ልሕጺ,ገመድ,ኣጻብዕቲ,ገይጺ,A ቀቢሩ ዝምለስ ያኢ __ ኣይመስሎን,ቀባሪ,ዝመውት,ዝነብር,ዝበልዕ,B ቀታሊ እንተርፈደ፣ ተቀታሊ __,ይድቅስ,ይትስእ,ይግስግስ,ይስዕስዕ,C ቀውዒ __ ሰብ ከይሞተ ኣይእመንን,ከይከተተ,እንተሎ,ከይበጽሐ,ከይሞተ,A __ ሒዝካ ጸሎት፡ ቁም ነገር ሒዝካ ተረት,ውህብቶ,ገንዘብ,ቂም,ጽልኢ,C ___ ክትገብሪ፡ ጾምኪ ከይትሓድሪ,ዘልዓለም,ዘረባ,ዘይየለ,ቃል ዓለም,D __ ባዕልኻ ገዚእካዮ፡ ይልብልበካ,በርበረ,ጉዕ,ገንዘብ,ሽመል,A በቕሊ መን ኣቦኻ፡ እንተበልዎ፡ ፈረስ __,ኣኮይ,ሓወቦይ,በለ,ኣቦሓጎይ,A ልቐቕ ዘይምድርኻ፡ ውረድ __,ዘይበቕልኻ,ዘይዝባንካ,ዘይስልጣንካ,ዘይፈረሰካ,A ሓሉ ዝበልዎ ኣየጥፍእ___ ዝብልዎ ኣየኽፍእ።,ኣጸብቕ,ሰራቒ,ወሃቢ,ኣስተካኽል,A ሓሞ ኣይግፋዕ፡ ጸባ ___,ኣይበላዕ,ኣይድፋእ,ኣይሰተ,ኣይምዓር,B ሓሙስ ጽግቦ፡ ኣሽንዃይ ሰብስ __እኳ ትጸግቦ።,ላሕሚ,ቖቛሕ,ዑፍ,ደርሆ,C ሓሙኻ ሰዊት ሓጋይ __,አይኹን,በለ,እዩ,ኣይኣዝዝካ,D ሓሚሙ ዝተንሰአ__ ረስዐ።,ሓው,ሓታቲኡ,ፈጣሪኡ,ሓካሚኡ,C ሓምሊ ብዘውጽኦ ጸገም፡ ኣይትኹራዕ __,ዓመት,ሽዊት,ስገም,ዱባ,C ሓምሳ ለሚን ንሓምሳ ሰብ ጣዕሚ: ንሓደ ሰብ __,ስሚ,ዓቕሚ,ገዝሚ,ሸኽሚ,D __ ምብላዕ እንከሎ: ክንድዚ ኩርንዒት ዶ ኣሎ,ሓሪስካ,ደቂስካ,ሽቂልካ,ሰሪሕኻ,A ሕሪጭ __ ዝልቃሕ፡ ከይበልዐን ይብል ጋሕ።,ሃፍታም,ሰይጣን,ድኻ,ጎረቤት,B ሓርማዝ መዓኮሩ ኣሚኑ ጉንዲ __,ይውሕጥ,ይሽከም,ይድቅስ,ይቖርጽ,A __ ደምበ ኣብ ዝለምለመሉ: ሕማቕ ኣብ ዝፈርሓሉ።,ብዕራይ,ሃመማ,ኣድጊ,ሓሰኻ,D ሓሲኻ ኣይቅያሕ፡ ኣብ እምኒ ደይብካ__,አይብከ,ኣይንዋሕ,ኣይንበር,ኣይጽዋዕ,B ሓሳዊ ከም__ ሰራቒ ከም ኢዱ።,ሰቡ,መልሓሱ,ኣፉ,ልቡ,C ሓሳውን ስንቅን እናሓደረ __,ይፈኵስ,a and b,ይቐልል,ይነቅዝ,B ሓሶት ድራር ሓደ __,ምሸት,መዓልቲ,ዓመት,ሰብ,A ሓቂ ብርእሳ እንተቐበርካያ __ ትወጽእ,ብልባ,ብውሽጣ,ብእግራ,ብሓሳባ,C ሓቂ ንሓንቲ መዓልቲ ጭንቂ፣ ንዘለኣለም __,ጽድቂ,ነባሪት,ፍቕሪ,መንገዲ,A ሓቂ እናሓደረ ይኹላዕ ከም __,ብሪ,ወርቂ,ጽድቂ,ፍቕሪ,B ሓቅን __ እናጸንሐ ይግለጽ።,ጸልማትን,ወጋሕታን,መዓልትን,ጽድቅን,B ተሓቢኤን ይጠንስኦ __ይወልደኦ,ብሓኪም,ብሰብ,ዓዲ ኣኪበን,ተማኺረን,C ሓባል መጠመቲኣ __,ትገብር,ትወልድ,ትቑነን,ትኳሓል,A __ በልያ ከይትቅድመኪ።,ሓባል,ወሓለ,ጓዕማም,ቖንጆ,A ሓባእ ቁስሉ ሓባእ __,ሓኪሙ,ፈውሱ,ሕማሙ,ገዝኡ,B ሓያል ___ ንእምኒ ሓደጋ ይወድቆ,ሞዶሻ,ዱባ,ውሕጅ,ሓምሓም,D ሓደንያ ከምዘይተወልደ፡ ክልተ __,ቐረዩ,ክንዲ ሓደ,ክንዲ ሽሕ,ዓበዪ,B ሓደ ከይጽምብሩ __ ይሓድሩ።,እናተበአሱ,ጾሞም,ከይደቀሱ,በሊዖም,B ሓደ ዝወሳዲኡ ብዙሓት __,ተሓማይኡ,ወሃብትኡ,ወለድቱ,ሰማዕቱ,A ሓደ ግዜ ካብ ምዝራብ፡ ሰለስተ ግዜ __,ምኻድ,ምሕሳብ,ምብላዕ,ምስዳር,B ሕልፈት ንዘይፈልጥ __ኣርእዮ,ዑና ዓዲ,ድኽነት,ጥምየት,ከተማ,A ሕሙም መንጸርጸሪ ኣምላኽ ዝወሰኖ __,ነባሪ,ኣማኒ,ዘይቐሪ,ዘይዛሪ,C __ ዘይብሉ ሕሙም ስጋ በሊዑ ይሓምም,ጸገም,ሕማም,ገንዘብ,ሰዓል,B ሕማቕ ምስ ዝጸልእ __ ይኸልእ,አቤት,እሺ,ሕቶ,ከመዓልካ,D ሕማቕ ነዓቒ __ ሰሓቒ,ሃፍታም,ጓዕማም,ጸማም,ዘኽታም,C ሕነ ቀራናት __ ሕነ ሃብታማት ንዘኽታማት,ንጽጉማት,ንሕሙማት,ንጓዕማማት,ንጸማማት,C ሕነኡ ዘይፈዲ ወዲ __,እዝጊ,ወዲ ማእምን,ኣድጊ,ሰብይቲ,C መለበም ኣይግበርካ መለበም __,አይኽላእካ,ኢኻ,ይሃብካ,ይግበርካ,A መላኺ ዘይብሉ __ ይመልኮ,ሰይጣን,ኣምላኽ,ስልጣን,ኩሉ,A መምህር ንኻልእ ይምህር ንርእሱ __,የድሕን,ይድንቁር,የቕሕር,ይነብር,C __ ከይሓዛ መርዓ ክቋጸራ ይወዛወዛ,ማእገር,ጉልበት,እግሪ,መርዑት,D መርዓዊ ከይሓዛ __ ሓዛ,መርዓት,ሱፍ,ሽልማት,ዓርኪ,D መርገም ከውድቕ’ምበር __ ኣይረአን,ክበጽሕ,ክበልዕ,ክጠፍእ,ክወግእ,D መስሓቕ __,ሰናናት,ጽቡቓት,ጓዕማማት,ሸራፋት,D መን ምዃንካ ክነግረካ፡ ምስ መን ከም __ ንገረኒ።,ትኸይድ,ዘለኻ,ሓደርካ,ኢኻ,A መንቀኛ ሰብ ጸላኢኡ ይተክል፡ __ ይነቅል።,ዛፍ,ጸላኢኡ,ሓው,ፈታዊኡ,D መንገዲ ጥዕና __ ኪዶ።,ዓመት,ሎሚ,ሆስፒታል,ዘልዓለም,A መኻሪ ዘይብሉ ንጉስ፡ ዘይ___ ዘይነግስ።,ሓደ ዓመት,ዘልዓለም,ሽሕ ዓመት,ሓደ ሰዓት,A መዓልቱ ዝሓለፎ ስጋ __ ዘይተርፎ።,ምህላው,ምስታይ,ምጭናዉ,ምድራቑ,C መዓልትን ከልብን __ ይመጹ።,ከይጸዋዕካዮም,ብሓደ,እናተጸበኻዮም,ሰላም ከይበሉ,A መገዲ እንተ ጠፍኣካ__ድለ።,ጓል ሰበይቲ,ጓል ሰብ,ጓል ማእምን,ጓል መገዲ,D ዕዉር ንዕዉር ምስ ዝኽተል፡ ተተሓሒዞም __,ንነገር,ንወደል,ንገደል,ንበደል,C ዕዉር እንታይ’ደሊ __ ነጋዳይ እንታይ ይደሊ ደሓን።,መራሒ,ብበትሪ,ጸልማት,ብርሃን,D ዕዉር ከቕበጥብጥ __ ደርብዩ ኣብ ምድላይ ይኣቱ።,ሰበይቱ,ምርኩሱ,ኽዳኑ,መራሕኡ,B ዘሕምቆ ኣለኒ __ ሃቡኒ።,ስረይ,በትረይ,ሳእነይ,ቖቢዐይ,B ዘይሕማመን __,የራስነን,የባሳጭወን,የቕርረን,የጉርዐን,A ዘይምስል ኣብዲ፡ ዘየኾምስዕ __,ኣድጊ,በጊዕ,ብዕራይ,ፈረስ,A ዘይበልዐ __,ዘይመንዐ,ዘይሰሰዐ,ዝመንዐ,ዝኾምሰዐ,A ዘይተማህረ __ ዘይተወቕረ ኣየጥሕን።,ኣይጋግን,ኣየድሕን,ኣየስርሕ,ኣየብልዕ,B ዘይወግሕ መሲሉዋ፡ ኣብ __ ትሓርእ።,ገጻ,ኽዳና,ገዝአ,ቦኽራ,D ዘጽግበካ ቅጫስ፡ ኣብ __ ከሎ ይፍለጥ።,መቚሉኡ,መንገዱ,ገዝኡ,ዓውዱ,A ዝረኣዩዎ ክገብራ፡ ዓይነን __,ሰፈያ,ሰበራ,ቖነና,ኣንቆራ,D ዝረገጽክምዎ ለምለም፡ ዝተዛረብክምዎ ድማ __ ይኹነልኩም።,ወርቐት,ሓሸዋ,ዓለም,ቀለም,D ዝሰሓተ ይምከርካ፣ ዝወዓለ __,ይሃብካ,የርእይካ,ይሃብካ,ይንገርካ,D ዕረ ዘይጠዓመ፡ መቐረት __ ኣይፈልጥን።,ማይ,ስዋ,መዓር,ሽኮር,C ዕርቂ ደም መድረቒ __ ደም መተርከሲ።,ፍቕሪ,ባእሲ,ማእሲ,እምኒ,B ዕብራን ከብቲ፡ ህጥራን __,ንሓረስቲ,ነኽልብቲ,ንነገድቲ,ነንስቲ,B ዕንዳይ ናብ እንኡ፡ ማይ ኣብ __,ደንበኡ,ሩባኡ,ዕትርኡ,ሓሰሩ,B ___ እንተዘይከሊእካዮ ሓዊ ኣይጠፍእን።,ገዛ,ዕንጸይቲ,ማይ,ሓመድ,B ዑፍ ብዓቕማ ብብርዒ __ ትሕጐም።,ስገም,ስርናይ,ጣፍ,መሸላ,A ዓለም ዘይጸገበ መናኒ __ ይሳናበት።,ኣሕዋቱ,ገዝኡ,ደቁ,ኣዋልድ,D ዓሻ ሰራቒ፡ ኣብ እግሪ __ ይርከብ።,ጣፍ,ቆፎ,ኦም,ገዛ,B ዓሻ ንሱ ዝብሎ’ምበር፡ ንሳቶም ዝብልዎ __,አይበልዕን,ኣይፈልጥን,አይገብርን,አይሰምዕን,B ዓሻ ከም ነጋሪኡ፡ መጥሓን ከም __,ወቓሪኡ,ተሸካሚኡ,ገዛኢኡ,ዕዳግኡ,A ___ ዝተኸሎ፡ ለባም ኣይነቕሎ።,ሰብአይ,ቐሺ,ዓሻ,ቖልዓ,C ዓበቕ ዘምጽአ ፈጣሪ፡ መሕከኺ ኣይከልአ __,በትሪ,ጽፍሪ,ኣጻብዕቲ,ግብሪ,B __ ብሙያ፡ ቅድድም ብጉያ።,ድሕነት,ዓወት,ሰብነት,ናብራ,B ዓዋን ኣይሙት፡ ምእንቲ __,ከጻውት,ክዕወት,ክሰናበት,ሰብ,A ዓው ኢልካ ዘይትበኽየሉ ሞት __,ውሽማ,ወድኻ,ሕጹይ,ሰብአይካ,C ዓይኒ ከዳዕ ነባዒ __ ቃልዓለመኛ በላዒ።,አፍ,ከብዲ,ኢድ,ሓው,B ማይ ካብ ሩቡኡ፡ ሕሩጭ ካብ___,ብሒቑኡ,ዓውዱ,ቦኹሩኡ,ሎቖትኡ,C ማዕጾ ኣብ ልዳቱ፣ ሃካይ ኣብ __,ልዓቱ,ክዳኑ,ሓንጉሉ,ዓራቱ,D ምምካርሞ __ ይመክር፡ ስኣን ዝሰምዖ ይበኩር።,ዓሻ,ድኻ,በዓለገ,ልባም,C ምስ ቆልዓ ኣይትምከር: ምስ ከልቢ __,ኣይትቃለስ,ኣይትጉየ,ኣይትታሓባእ,ኣይትበኣስ,C ምስ __ ዝዋዓለስ፡ ሃ ተዘይለመደ፡ ጥራጥ ለመደ።,ነብሪ,ብዕራይ,ዝብኢ,ኣድጊ,D ምስ ከደ ዘይምለስ፡ ምስ ተጠውየ __,ዘይምለስ,ዘይስበር,ዘይቕለስ,ዘይብስብስ,C ምስ ጸዉዑኻ ምጻእ __ ውጻእ።,ከይበሉኻ,ከይደንጎኻ,ከይመነውኻ,ከይጸረፉኻ,C ምስላ ካብ ሕማቕ፡ ማይ ካብ __,ጽሟቕ,ጎቦ,ዓሚቕ,ሩባ,C ምብላዕ ምብልዑ __ ዓድና ይብልዓዮ ።,ብዕራይ,ዝብኢ,ነብሪ,ኣድጊ,B ምብላዕካ ዝለመደስ፡ እናርእየካ __,ይበኪ,ይበልዕ,ይጠሚ,የምባሁቕ,D ምኽሪ እንተ ጠፍአት፡ ኣብ __ ድለያ።,ውሻጠኻ,ስበይትኻ,ገዛኻ,ጁባኻ,A ምግቢ ምስ ጠመኻ: ናፍቆት ምስ __,ሰበይትኻ,ተፈላለኻ,ልብኻ,ተማነኻ,B ምጽላእስ ንጽላእ፡ __ ግን ኣይንካላእ።,ጸሎት,ፍርሒ,ፍትሒ,ጉርሒ,C ሞትን ___ ምንም ኣይተርፍን።,ውሕጅን,ክራማትን,ጥሜትን,ፍትሕን,B ሩባ ዘለዎ ፈሳሲ __ ዘለዎ መላሲ።,ገንዘብ,ልቓሕ,ሓው,ጎቦ,D ራዛ ኣበይ ደሊኻ? ምሳኻ፧ እንታይ ስንቅኻ፧ __,እንጀራኻ,ሰበይትኻ,ቖሎኻ,ንስኻ,D ርሑቕ ከይዱ ዝምርዖ፡ ሓደው ከታልል ሓደው __,ክመውት,ክጠፍእ,ክሕባእ,ክታለል,D ሰማይ ሰማይሲ ይትረፍድክን፡ __ ይባርኸልክን።,ጸጉሪ,ምድሪ,ታሕቲ,እግሪ,B ሰሪቕካ ካብ ምሕሳብ፡ __ ምእካብ።,ገንዘብካ,ኢድካ,ሰላምካ,እግርኻ,B ሰራቒ ከም ኢዱ፡ __ ከም ኣፉ።,ሃፍታም,ዓሻ,ነገርኛ,ሓሳዊ,D ሰበይቲ ዝለኣኸቶ ሞት __,ኣይረኽቦን,ኣይሰምዕን,ኣይፈርሕን,ኣይሞልሶን,C ሰብ ብዘይፈልጦ ይውጽዕ፡ እዝጊ ብዝፈልጦ __,ይንብዕ,ይቐጽዕ,ይህብ,ይሰምዕ,B ሰብኣይ ክልተ ናብዝን ናብትን ክብል __,ቐረየ,ሰኸረ,ሞተ,ሓደረ,C ሰይጣን ንኣመሉ፡ __ ይጠቅስ ይብሉ።,መጽሓፍ ቅዱስ,ጸሎት,ቅዱሳን,ሞት,A ሳእንኻ ማዕረ ___,ልብኻ,እግርኻ,ኢድካ,ቑመትካ,B ሳዕሪ ዘይሃብካያ ላም __ ኣይትህብን።,ጸባ,ዒባ,ስጋ,ምራኽ,A ስም ተራፊ፡ __ ሓላፊ።,ተግባር,ዕድመ,ብልዒ,ድኽነት,C ስሱዕ ክበልዕ ይሕነቕ፡ __ ክዛረብ ይስርነቕ።,ሓሳዊ,ድኻ,ዓሻ,ለፍላፊ,A ስጋስ እንተወደቐት __ ሒዛ ትትስእ።,ስብሒ,ዘመድ,ሓመድ,ገመድ,C ሸቡዓተ ዓመት ከይሓርስ፡ __ ይድንቁር።,ዓመት,ሰብዓ ዓመት,ዘልዓለም,እዝኑ,B __ መኻሪ፡ ሓደ ወርዋሪ።,ሰብ,ምኢቲ,ሽሕ,እኩብ,C ሽሕ ይሙቱ፡ __ኣይሙት።,ሃፍታም,ድኻ,ኣላይ ሽሕ,ሓደ,C ቀምሽ ኣደይ __,ከዲኑኒ,ሓጺሩኒ,ነዊሒኒ,ሓንኲሉኒ,D ቀረባ ሓውካ __,ልብኻ,ገንዘብካ,ሃፍትኻ,ወገንካ,B ቀሺ ዝበለካ ግበር፡ ቀሺ __ ኣይትግበር።,ዝብሎ,ዝብልዖ,ዝገበሮ,ዝዝረቦ,C ቀቅድሚ ሃገራ ዝወለደት __ ወይ ንወንጭፍ ወይ ንገበላ።,መሸላ,ስርናይ,ስገም,ሽዊት,A ቀታሊ ሰብኣይኪ፡ ተቐታሊ __ ዘይሩ ሓዘኑስ ናትኪ።,ንሱ,ዘመድኪ,ሓውኪ,ወድኺ,C ቁሓሚዮ ተበልኩዋስ __,ትጎስሞ,ትቑሕሞ,ትመልሶ,ትተፍኦ,A ቁሪ ናበይ ደሊኻ ናብ ክዱናት እቶም ዕሩቓት'ከ ንሶም ደኣ __,ቑሩራት,ትሑታት,ጸማማት,ትሑዛት,D __ ሒዝካ ጸሎት፡ ቁም ነገር ሒዝካ ተረት።,መጽሓፍ,ገንዘብ,ጽልኢ,ቂም,D ቃል __ ቃል እዝጊ።,ህዝቢ,ነባሪ,ቐሺ,ሓላፊ,A ቃል ዓለም ክትገብሪ፡ __ ከይትሓድሪ።,ጾምኪ,ዘይደቂስኪ,ዘይከድኪ,ደቂስኪ,A ቊልዓ ብንኡሱ፡ __ ብርሑሱ።,ሳዕሪ,ቊርበት,ዕንጸይቲ,ጨርቂ,B በትሪ ሓቂ ትቀጥን'ምበር __,ኣይትዕጸፍን,ኣይትጠፍእን,ኣይትስበርን,ኣይትቕበርን,C በዓለገ ብመልሓሱ፡ ከልቢ __ ይልለ።,ብአፉ,ብድምጹ,ብጭራኡ,ብጸጉሩ,C በይኑ ዝጐዪ ዝቕድሞ’ብሉ፡ በይኑ ዝምጉት___የብሉ።,ዝካተዖ,ዝሰምዖ,ዝዛረቦ,ዝረትዖ,D ባዕሉ ዝኣመነ መስክር ኣየድሊ፡ __ ዝመንመነ ምሳር ኣየድሊ።,ብታሕቱ,ብቖጽሉ,ብሱሩ,ብላዕሉ,C ባዕላ መቲራቶ __ ባዕላ ሰትያቶ ተሰርነቐት።,ተሽከመት,በልዐቶ,ትሓንገጠት,ተሓንቀት,D ባዕላ ወሊዳቶ ኣይመሰለን፡ ባዕላ __ ኣይበሰለን።,ጢሒናቶ,ለዊሳቶ,ጀሚራቶ,ሰንኪታቶ,D ብላዕ ንኸርስኻ፡ __ ንነብስኻ።,ስራሕ,ፍረድ,ጸሎት,ስተ,B ብልዒ ሓላፊ፡ __ ተራፊ።,ተግባር,ገንዘብ,ጉልበት,ሽም,D ብዕራይ ናብ ዘበለ ተበለ ___ ኣጽንዕ።,ነዊት,ዕርፊ,መስመር,ሓረስታይ,B ብዘሎካ ተወከፍ ብዘይብልካ __,ኣይትሰከፍ,ኣይትጎረር,ኣይትተሃወኽ,ኣይትፍራሕ,A ብዘመነይ ይጥዓሞ __,ወገነይ,ስመይ,ሰብነተይ,ዘመደይ,A __ ይኽዕወኦ፡ ተደቢረን ይሓፍሰኦ።,ተሳኒየን,ተሎ,ተጻልአን,ተሃዊኸን,D ተሓጓሚ ከሎስ፣ ትሓዝ ልቢ __,ይጠርጥ,ይኾርዕ,ይሞት,ይበልዕ,A ነዲኣ ገዲፋስ፡ __ ትናፍቕ።,ሰብአያ,ጓላ,ባኦላ,ሓትናኣ,D ነገርያ ዘይጸገበስ __ይሕጸ።,ጓል ዋጣ,ጓል ቖናኒት,ጓል ሰበይቲ,ጓል ምዕመን,A ንለባም __ ንዓሻ ዶርጉሓሉ።,ኣምተሉ,ስርሐሉ,ብልዐሉ,ስምዐሉ,A ንዓሻ መዓልቲ ኣንዋሕካሉ፣ ዕብዳን __,ኣብዛሕካሉ,ኣጥፋአካሉ,የብሉን,ወሰኽካሉ,D ንዝጸገበ ብላዕ ኣይትበሎ፡ ንዝፈረሀ __ ኣይትበሎ።,ትባዕ,ኩራዕ,ስራሕ,ስማዕ,A ኣባ ጨጎራ፡ __ እናበልዎ ሞተ።,ስማዕ,ኣሎ,ንዓ,ከደ,B ኣብ ከብዲ ጽጉብሲ __ የሎን,ቖሎ,ድኻ,ጥሙይ,ጥዑይ,C ኣብ ኲናት ዘይወዓለ __,ፈራሕ,በሊሕ,ወታደር,ተባዕ,B ኣብ ክንደይ ርእሳ፡ __ ይፈርሳ።,ገዝአ,ጸጉራ,መጥሓን,መዲድ,D ኣቦይ ቀሽ ዝበልዕዎ ሕምቶስ ኣደይ ኢታይ __ የጒስዔን።,ሜስ,ስጋ,ደም,ፈርሲ,D ኣንስቲ ኣይለምና፡ እንተ ለመና ኸኣ፡ __,ኣይከደና,ኣይስኣና,ኣይህባ,ኣይጽገባ,B ኣይትብከ እንዲዩ ___ ዘሎ።,ዝስመዐኒ,ዝንበዐኒ,ዘብክየኒ,ዝብለኒ,C እምኒ ዝረገጸ ኣሰር የብሉ፡ ማይ ዝሰተ __ የብሉ።,ሕብሪ,ሽታ,ትርጉም,ጣዕሚ,B __ ዕሾኽ'ያ ተውጽኣ።,መርፍእ,ዕንጸይቲ,ዕሾኽ,መንገዲ,C እናኸኣሎ ከሎ ዘይገብር፡ __ ይነብር።,እናሓሰበ,እናበኸየ,ክጥዓስ,ክበልዕ,C እንተዘይተበትኸስ ጽቡቕ ___,ቅጥኒ,ክሪ,ገመድ,እምነት,A እንካ ዘይፈልጥ፡ ሃባ መን __,በሎ,ከልኦ,ኣልመዶ,ክብሎ,C __ መሰታ ቀዳሞት።,ስዋ,እዝኒ,ኢድ,እግሪ,B ከልቢ ዝበልዖ ስጋ'ምበር፡ ዝተኣልሞ ___ ዘይርኢ።,ስራሕ,ነገር,ሽግር,በትሪ,D ከመ’ሎኻ ‘ይትበሎ፡ ኣብ ገጹ __,ጽፍዓዮ,ሰላም በሎ,ኣስተብህሎ,ራአዮ,C ከይመኸርካ ዝግበር፡ ከየብኳዕካ ዝጋገር፡ እቲ ይገፍሕ፡ እቲ __,ይጎድል,ይሓጽር,ይነውሕ,ይነፍሕ,D ከይተሓርደ ኣይርከብ ስብሑ፡ ከይመርመርካ ኣይፍለጥ __,ፍርሑ,ጉርሑ,ልቡ,ሽርሑ,B ከይተቐብኡ ኣይነግሱ፡ ከይመንኮሱ __,ኣይጵጵሱ,ኣይኽሰሱ,ኣይኾሉሱ,ኣይከሓሱ,A ከይተዓደመ __ ከይጸገበ ወጸ።,ዝአተወ,ዝመጸ,ዝሳዕሰዐ,ዝበልዐ,B ከይኮነ __ ከይተሰብረ ጸግን።,ስማዕ,ወስን,ግበር,ወግን,D __ ይወዓዓሉ፡ ከይተኣማመኑ ይማሓሓሉ።,ከይበልዑ,ከይሓደሩ,ከይወዓሉ,ከይሰምዑ,C ከይጠዓምኩ ካብ ሙዙ፡ ረኸብኩዎ __,ጣዕሙ,መርዙ,መዘዙ,ስርሑ,C ከይጸልኡና ሕራይ ንበሎም፡ ኣየነጸብቖ __,ከየልምዱና,ከይቕየሙና,ከይሰምዑና,ከየርስዑና,A ከይጸውዑኻ መጻእካ፡ ከይጸገብካ ወጻእካ፡ __,ብሓሳብካ,ብኽልተ ገጽካ,ገዛካ,ክልተ ሳዕ ከፋእካ,D ከይጸውዕዎ ዝመጸ፡ ከይጸገበ __,ወጸ,ስተየ,ኸደ,ሳዕሰዐ,A ከይጸገቡ ኣይዘሉ፡ __ ኣይስንክሉ።,ከይጎየዩ,ከይዘለሉ,ከይደየቡ,ከይተባእሱ,B ከይፈልሐ ኣይግንፍልን፡ ከይበጽሐ __,ኣይበስልን,አይዕወትን,እአይሽለምን,ኣይገፍሕን,A ኩሉ መዓልቲ ደሓን፡ ሓደ መዓልቲ ግን __,ሕማቕ,ኣይደሓን,ጽቡቕ,ኣሜን,B ኩቱ እንታይ ይደሊ __,ዘይናቱ,ጉቱ,ዘይግዱ,ኩዕንቱ,A ካብ ሓሚምካ ሕክምና፡ ተኸናኺንካ __,ጥዕና,ናብራ,ጨና,ዜና,A ካብ ምስ ዓሻ __ ምስ ለባም ዓጸባ።,ልዝብ,ዓለባ,ዘረባ,ጸባ,C ካብ ሳዕሳዕካስ __,ዝለል,ተቆጻጸ,ጉየ,ተሸለም,B ካብ ክልተ'ያ ዝወለደስ፣ __ ቆቢዑ።,ቄናን,ነዊሕ,ሓደ,ገፊሕ,A ካብ ጉይይ ምዓል፡ __ ምሓዝ።,ገንዘብ,ኢድ,ክሳድ,ልቢ,C ካብ ጸባ ዘይተረኽበስ፡ ካብ __,ማይ ጸባ,ቢራ,እንቋቑሖ,ስዋ,A ክመኽርዎ ልቢ ዘይገብር፡ ከብልዕዎ ዝዓብር፡ ነቲ ምኽሪ ክላእ፡ ነቲ __ ክላእ።,ስጋ,እንጀራ,ቕጫ,ገንዘብ,B ክምብል በለ እምበር፡ __,ኣይትተሰብረን,ኣይፈሰሰን,አይተኻዕወን,ኣይከደን,C ክሰርቀኒ ዝረኣኹዎ፡ ክህበኒ __,ኣይኣመንኩዎ,ኣይራኽዎን,ኣይሰማዕክዎን,ኣይበልክዎን,A ክስርሓ ኢለን __ ተነጽየን መጻ።,ዝወጻ,ተሰሪሐን,ዝኸዳ,ከይደን,A ክትሕሱ ንጽባሕ፡ ዝድገም __,ሓሱ,ተጻወት,ግበሮ,ቀኒሰሉ,A ክነጽፍ ዝበለ ማይ ይጨኑ፡ ክበርስ ዝደለ ዓዲ__,ይጽብቕ,ይረስሕ,ይኸውን,ይዓኑ,D ክዳን ዘለዎ ልዑል፡ ክዳን ዘይብሉ __,ድኻ,ልባም,ጽጉም,ድዑል,D ክድቅሱ ነገር የኾምስዑ፡ ክትንስኡ ነገር __,ይበልዑ,ይኹልሱ,ይርስዑ,ይስስዑ,C ኮራዪ ጓሳስ ምስሑ እተሓስበ __ ይኸውን።,ድራሩ,ጣዕሞቱ,ቁርሱ,ኩሉ ግዜ,A ወዲ ሰራሒ ማዕጾ’ሲ፡ __ ይወስዶ።,ዝብኢ,ኣድጊ,ነብሪ,ድሙ,A ወዲ ኣማኒኻ ሓንግሮ፡ __ ኣታትዮ።,ወዲ ጓና,ወድኻ,ወዲ ሰብይትኻ,ወዲ ሓውካ,B ዋሕስካ ንቕድሜኻ፡ __ ንድሕሬኻ።,ወላዲኻ,ሰብይትኻ,ልብኻ,ናብራኻ,A ዋንኣ ዝኣመነት በጊዕ፡ __ ደገ ይሓድር።,ክሳዳ,ጸጉራ,እግራ,ኮልኮላ,D ሕንቁቅ ቆልዓስ ብኣቅሓ ኣብኡ __,ይጻወት,ይስዕስዕ,ይበልዕ,ይኸብር,A ክንዳና ዘይኣኽላ__ ይወዓላ,ብኣና,ምሳና,ገዛና,በገንዘብና,A ክንብርኵት ከይንብርኵት ኣብ __ ንብጻሕ,ማይ,ዓውዲ,ፍረ,ሽዊት,A ክዳን’ምበር ሕማቕ ዘረባ __ እዩ,ኣይደርቕን,ኣይበልን,ኣይኽደንን,ኣይረስሕን,B ወዮ ናታ ንሓማታ፡ ወዮ ንኡሶም ኮነ __,ሓላፊኦም,ሰቦም,ንጉሶም,ምዕባዮም,C ካብ ምስ ተወቕዑ ምንጽርጻር፡ ከሎ ገና __,ኽዳን ምኽዳን,ካብ ዓዲ ምጥፋእ,ሓጹር ምሕጻር,ገጹ ምኽዋል,C ካብ ምድብዳብ፡ ይሓይሽ __,ምእዳብ,ምልባም,ምጽራፍ,ምኽዳን,A ካብ ሽሕ ሰራራይ፡ ሓደ ዘይብሎም መኻራይ፡ ንኹሎም ኣኻኺብካ ናብ __,ቃላይ,ገዛይ,ሰማይ,ማይ,A ካብ ሽሕ ሃተፍ፡ ሓደ __,ደገፍ,ልቢ,ተግባር,ከተፍ,D ካብ ክፉእ __ ክፉእ ዘልምዱኻ,ዝገብሩኻ,ዝመኹሩኻ,ዝዛረቡኻ,ዝብሉኻ,A ካብ ክልተ ደቅኖ ኣይተዳሉ፡ __ ኣይትሓሉ,ህጓጕ መሸላ,ዓውዲ,ዝባጽሐ ስርናይ,ዝወለደ ስገም,A ካብ ክልተ ጥነሲ፡ ምእታን __,ከይትሕጐሲ,ክትመላለሲ,ክትወልዲ,ክትሓርሲ,A ካብ ወደይ __ ካብ ካልእ ሃገር ዓደይ,ወገነይ,ዘመደይ,ከብደይ,ገንዘበይ,C ካብ __ ዘገልገለ፡ ቀውዒ ሰፍኢ ዘቐበለ,ቀውዒ,ኩሉ ግዜ,ሓጋይ,ክረምቲ,D ካብ ዝወርወረ ዝመኸረ፡ ካብ __ ዝሰደረ,ዝዘለለ,ዝሓሰበ,ዝኣመተ,ዝጎየየ,C ካብ ዝደፈረ ዝተጠራጠረ፡ ካብ ዝተጠራጠረ __,ዝተብዐ,ዝደፈረ,ዝወሰነ,ዝተመራመረ,D ካብ ዝጸድፉ፡ ቈንጠጠፈ __,ይብልዑ,ይቕረጹ,ይሓዙ,ይሓቝፉ,D ክልተ ሳዕ ዝበልዑ ይተፍኡ፡ ክልተ ሳዕ ዝዛረቡ __,ይኸብሩ,ይነብሩ,ይኸፍኡ,ይሕስው,C ክርክር ካብ ስራሕካ __,የብኩር,ይጥፍእ,ይጥፍእ,የዛናግዕ,A ክሳብ ዝወጸለይ __ ጽግዕ ኢለ’ጸንሕ ኣብ ከረነይ,ገዛይ,ዘመነይ,ወገነይ,ክዳነይ,B ክቡር የኽብረካ መጠን __ ሕሱር የሕስረካ መጠን ርእሱ,ነብሱ,ኽብሩ,ስሙ,ተግባሩ,A ክብራ ንኽብራ፡ __ ንዓለም ትነብራ,ናብራ,ተኸባቢራ,ክትብል,ብጽፍራ,B ክናብ ኣብ ማሕረሱ፡ ኣባይ ኣብ __,ዳሱ,ክሱ,መልሓሱ,መንከሱ,C ክንዲ ዘኾለስኩ __ ተነኸስኩ,ልበይ,ባዕለይ,እግረይ,ኢደይ,C ክንድ ትገድፍ ትነድፍ፡ ክንድ ትለምጽ __,ትቑንድፍ,ትሕርፍፍ,ትኸትፍ,ትህፍትፍ,A ክዉን ኣይምለስ፡ ጓህሪ __,ኣይኵለስ,ኣይጠፍእ,ኣይረስን,ኣይሰምዕ,A