|
Proverb,A,B,C,D,Answer |
|
ሃላይ ሰዓሚ __, መበላሸዊ ጸጉሪ,መባላሸዊ ጭሕሚ,ኩሉ ግዜ ቆዛሚ,ሃላይ ላሕሚ,B |
|
ክልተ ጎራሓት ___,ዓርኪ ሃፍታማት,ሓሙኽሽቲ ስንቆም,ተስፋ ስንቆም,ይበልዑ ሽሮኦም,B |
|
ዘኽብርዎ ድሙ__,ሃብተማርያም ስሙ,ሃብዎ ዓጽሙ,ዘልአለም ስሙ,ካብ ገዛ ኣይወጽእዎ,A |
|
ዓሻ ጠሓኒት ምስ__ተውግዕ,ሓላፊት መንገዲ,ቆናኒት,ፈታሊት,ደራፊት,C |
|
ንጸብሒ መን ይፈልጦ __,በላዒ,ጋሻ,መንቀላወጢ,ጸባሒ,C |
|
ክበልዕዋ ያ ዝደለዩ አባጉምባሕስ __ይብልዋ,ዛግራ,እንቋቁሖ ኣውዲቓ,ደርሆ,ጤል,A |
|
"ቀጢነ እንተረአየኒ __ እንካ ለመነኒ |
|
",ጅማት,ገንዘብ,እግሪ,ደም,A |
|
ሐምሳ ለሚን ንሐምሳ ሰብ ጣዕሚ __,የብሉን,ይህብ,ንሐደ ሰብ ሸኸሚ,ንሓምሳ ሰብ ሸኽሚ,C |
|
ሂብካ ኣይትኽላእ ፈቲኻ __,ኽልዓዮ,ለምኖ,ኣይትጽላእ,ኣይትፍቶ,C |
|
__ ንኣመሉ መገዲ ዕዳጋ ይጸቦ,ቁጡን,ለማኒ,ዲኻ,ህሩፍ,D |
|
ሃህ ንዝበለ ኣንበሳ ኣይትቃለሶ፡ __,ሕዘነሉ,ቅተሎ,ስጋ ኣኾልሶ,ህደም,C |
|
ሃላይ ሰላሊ፡ __ ተታለሊ,ለባም,ቆልዓ,ጠንቋይ,ዓሻ,D |
|
__ ህበይ ይገብር,ምዝላለ,እንካ,ሃበኒ,ምጉያይ,C |
|
__ ብምጽዋቱ፡ ድኻ ብጸሎቱ,ጸሎተኛ,ቐሺ,ድኻ,ሃብታም,D |
|
ሃብታም ብገንዘቡ ድኻ __ ይቀራረቡ,ብፀሎቱ,ብድኽነቱ,ብጥበቡ,ብሓልዮቱ,C |
|
ሃብታም እንተ ሃበ ዓይኒ ድኻ __,ደም ሰረበ,ተዓመተ,ኣፍጠጠ,ተኣለየ,A |
|
ሃሊሉ ንዝመጸካ ኣድጊ __,ከይረግሐካ ተጠንቀቕ,ማይ ኣስቲዮ,ሳዕሪ ሃቦ,ኣኽቢድካ ጽዓኖ,D |
|
ሃብታም በዲሉ ___፡ ጭጉራፍ ሃሪማ ባዕላ ተእውይ,ዘረባ ይጠውይ,ይቅርታ ይብል,ገንዘብ ይኸፍል,ይኸስስ,A |
|
ሃብታም በዲሉ ይብል ፈንጠርጠር፡ ድኻ ተበዲሉ ___,ይብለ ደንገርገር,ይብል ተበዲለ,ይብል ቀብጠርጠር,ይፃረፍ,C |
|
ሃብታም ንሃብታም ይካሰሱ፡ድኻ ንድኻ ___,ይላቐሱ,ይናኸሱ,ይፀራረፉ,ይበኣሱ,A |
|
ሃዳናይ ንኸርሱ፡ መናኒ ___,ንነፍሱ,ንሃገሩ,ንደቁ,ንስግኡ,A |
|
ንጽብቕቲ ጸወታ ___ ጸየቐታ,ፀርፊ,ሃበኒ,እንካ,ኣይህብን,B |
|
___ድራር ሓደ ምሸት,ገንዘብ,ሓቂ,ምግቢ,ሓሶት,D |
|
ተሃዊኸን ይኽዕወኦ ___ ይሓፍስኦ,ተኣክበን,ተደቢረን,እናሰሓቓ,ከይቖፀራ,B |
|
ትንዕ ዝበለካ ዳርጋ ___,ዝመረቐካ,ዝሃረመካ,ዝነዓቐካ,ዝለመነካ,B |
|
___ ቁስሊ ንቖልዓ ገጽ ኣይተርኢ,ንሃመማ,ንዝብኢ,ንሰብ,ንከለቢ,A |
|
ክህቡ ብንያት ክኸልኡ ___,ብሕጊ,ብምኽንያት,ብዘይ ምኽንያት,ብፅልኢ,B |
|
ለሚን እንተ ዘይበላዕካዮ ዕንጉለ፡ ትምህርቲ እንተ ዘይፈለጥካዮ ___,ይሓይሽ,ጽላለ,የሀፍቲመካ,ታርኽ,B |
|
___ ሰበይቲ ብምስዓም ትስንገል,ዓሻ,ሓያል,በሰሮ,ለባም,D |
|
ለባም እንተ ፈከረ ___ ይወግእ,ንዓርሱ,ለባም,ዓሻ,ብካራ,C |
|
ለባም ይሓስብ ናይ ዓመት፡ ዓሻ ይሓስብ ___,ናይ ኩሉ ግዜ,ናይ ክልት ዓመት,ናይ ዕለት,ናይ ለይቲ,C |
|
ለባም ይሕረድካ፡ ዋዕላ ___,ኣይስማዕኻ,ይፅላእኻ,ይፍረድካ,ኣየግንኻ,C |
|
ለይቲ ምድሪ ይግስግሱ፡ ___ ሓዚሎም ይምለሱ,ሽግር,ገንዘብ,ሰይጣን,መልኣክ,C |
|
ለጋስ እንተ ለገሰ ___ እምበር ኣይህብን,ለጋስ እየ,የለቅሕ,እሺ,ቃል ይኣቲ,B |
|
___ እንተ በልዋስ ልዋ ልዋ ዝበልዋ ይመስላ,ሌባ ሌባ,ጋሻ,ለባም,ሃፍታም,A |
|
ልሙጽ መልሓስ እናሓደረ ___,ይለምፅ,ይኸፍእ,ይነዊሕ,ይሕርፍፍ,D |
|
ልቢ ሰብ ክትምርምር ___ ጀምር,ብናይ ሰበይትኻ,ፀሎት,ስራሕ,ብናትካ,D |
|
___ ክንዲ መርፍእ ንሳኳ እንተ ሰዓምካያ ትጠፍእ,ስምዕት ጓል,ልቢ ጓል,ልቢ ወዲ,ዓይኒ ጓል,B |
|
___ ሳዕርን እናሓደር ይበቁል,ተኽልን,እግሪን,ልብን,እኽልን,C |
|
ተለጋገስ ከም ኣሕዋት፡ ተጸባጸብ ከም ___,ኣሕዋት,ጓና,ቤተሰብ,በዓል ሃፍቲ,B |
|
___ ደርብይዮ ኣብ ዕነ።,ዘይረብሕ,ዘብላዕ,ዘይናትካ,ንሎሚ ዘይኮነ,D |
|
ኣይትሃብ ኣይትለግስ ፣ ___ባዕላ ትገስግስ።,ሰበይቲ,ነብሲ,ስራሕ,ዕድል ,D |
|
ከመይ ኣለኻ ዝብል ለባም፡ ከመይ ኣለኻ ዝደጋግም ___,ገልጣም,ፈታዊኻ,ፀላእኻ,ብጣዕሚ ለባም,A |
|
ካብ ሰይጣን ዝልቃሕ ከይበልዐን ___,ይፍንጭሕ,ይምልሰን,ይህፍትም,ይፈርሕ,A |
|
ዝሓበጠት ልቢ ___,ከይተንከፍኻ,ድቃስ መድሓኒታ,ማሕጎማ ፈውሳ,ኣይትዓቢ,C |
|
ዘየለቅሕ ቀታሊ ዘይመልስ ___,ከታሪ,መታለሊ,ፈታዊ,ሓቀኛ,A |
|
ካብ ሌባ ___,ሓሻዊ,ተቐባል ሌባ,ቤተሰብ ሌባ,ዓርኪ ሌባ,B |
|
ዝሃቡኻ ኣይትአበይ ___ ኣይትረስዕ,ዝገበሩኻ,ዝበላዕኻዮ,ዝሰተኻዮ,ዝለመኑኻ,A |
|
ልቢ እንተ ኣለካ ተኸተል ___,ጎረቤትካ,ሓውካ,ፀላእካ,ሓለቓኻ,D |
|
___ መጠመቲኣ ትኮሓል,ሓባል,ቀያሕ,ፅብቕቲ,ኣረጊት,A |
|
ሓወይ ኢልካ ሰብ ኣይትእመን ድሙኻ ኳ ___,ተምጽኣልካ ተመን,ትጠልመካ,ምስ ሞትካ ትበልዓካ,ትቕየም,A |
|
ሓዊ እንተተደጎለ ___ ይመስል,ሓመድ,ዝጠፍአ,ጓህሪ,ሓመኹሽቲ,B |
|
ሓያል ውሕጅ ___,ንዝራእቲ,ንዓቐብ,ወዳኢ ሓመድ,ንሰብ,B |
|
___ በላ ኣይተጻዕድወላ,ሕራይ,ሕማቕ,እንቢ,ፅቢቕቲ,A |
|
___ ይጠንስኦ ሰብ ኣኪበን ይሓርስኦ,ተሓቢአን,ፀሊአን,ተኣኪበን,ከይፈተዋ,A |
|
ሓሶትን ስንቅን እናሓደር ___,ይፈኩስ,ይዉስኽ,ይጠፍኡ,ይኸብር,A |
|
ሐጺር አድጊ ወትሩ___,ኣይረኣይን,ዒሉ,ሓያል,መዘንግዒ,B |
|
ንዕልቲ ሕማም ___,ኩርምቲ,እዝኒ,ደሓር,ዓይኒ,B |
|
ኣሓስ ምስ ___ ማይ ይሰትያ,መፅዓኛ,ፈታዊአን,ሓራዲአን,ደርሁ,C |
|
እንዳ ሕኑቕ ___ ኣይትበል,ቀብሪ,ገመድ,መርዓ,ሞት,B |
|
ከብዲ ከምዘልመድካዮ ሕልሚ ___,ኩሉ ግዜ ስሕተት,ከምዝሓለምካዮ,ከምዝፈታሕካዮ,ተፃራሪ,C |
|
ከብድኻ ሓምሊ ምልኣዮ፡ ዝባንካ ___,በትሪ ኣይሕለፎ,ወደቦ ኣይርኣዮ,እኖኻ ኣይርኣዮ,ፈታዊኻ ኣይርኣዮ,B |
|
___ ካብ ክልተ ውለድ,ከይትሕጎስ,ንክትደኪ,ንክትህፍትም,ንክትሕጎስ,A |
|
ኩሉ ይሓልፍ ክሳብ ዝሓልፍ ___,የሕልፍ,የዲክም,ስራሕ,ምንም ኣይኮነን,A |
|
ዘየተሓድር ___,ኣየማሲ,ርሓቆ,ኣየናግርካ,ኣየዋዕልካ,A |
|
___ ኣይመርገም ኣይምርቓ,ሰላም ኣይትስኣን,ዝሓሰብካዮ ኣይትርከብ,ዘይሓሰብካዮ ርኸብ,ዕድመ ይሃብካ,C |
|
ጥፍኣ ዝበለን ___ ምስ ንፋስ ይቀዳደማ,ፀጉሪሲ,ሓርጭሲ,ማይሲ,ደመናሲ,B |
|
___ ፈሪሖም ድቃስ ለይቲ ይስእኑ,ባእሲ,ሕልሚ,ድኽነት,ድኻም,B |
|
___ ኣብያስ ብሕምቢጣጦ,ፀዋታ,ብቀምስ,ብኾበሮ,ብደርፊ,C |
|
ቀሺ ናብ ዳዊቱ ሓረስታይ ናብ ___,ንግዱ,ነዊቱ,ፀሎቱ,ገዝኡ,B |
|
ኩሉ ሓላፊ ___ ተራፊ,ዓፅሚ,ክእለት,ስም,ዓለም,C |
|
___ ዘገም ኣይትህወክ ኣይትቕደም,ስራሕ,መንገዲ,ሕሶት,ሓቂ,D |
|
መታን ክመስሎ ___,መስለሉ,ኣርእዮ,ሰርሓሉ,ሓስየሉ,A |
|
መገዲ ምሰ ___,ቆለዓ,ወዲ ዓዲ,ጓና,ሰበይቲኻ,B |
|
መርዓዊ ከይሓዛ ___,መርዓዊት ሃዛ, ዓርኪ ሓዛ,ኣይምርዐዋን,ክዳን ይገዝኣ,B |
|
___ ዘሊላ ዘሊላ ኣብ ምድሪ,ዕፍ,ማንቲለ,ደርሆ,ዛግራ,B |
|
ማይ ካብ ዓማቑ ምስላ ካብ ___,ሓፅር,ነዊሕ,ቅኑዕ,ሒማቕ,D |
|
ምስ ኣረጊት ምኸር ምስ ___ ውፈር,ድኹም,ሓያል,መሓዛኻ,ቆለዓ,B |
|
እንተ ዘይሞትክን ___ ኣሎክን,ስራሕ,ሃገር,ሕማም,ጥዕና,D |
|
ርኣዩኒ ርኣዩኒ ___,ውሰዱኒ ዉሰዱኒ,ሕብኡኒ ሕብኡኒ,ሓዙኒ ሓዙኒ,ሕደጉኒ,B |
|
ማይ ኣይጓዳእ ___ ኣይውዳእ,ዘረባ,መንገዲ,ምግቢ,ዕድመ,A |
|
መልክዕ ህድሞ ገበላ፣ መልክዕ ክዳን ነጸላ፣ መልክዕ ዘረባ ___,ሃፍቲ,ምስላ,ፀዋታ,በዝሒ,B |
|
ኣይረኣኹን ኣይሰማዕኩን ሓንቲ ርእየ ሰሚዔ ___,ብዝሕቲ,ሓንቲ,ድኻም,ንእሽተይ,A |
|
ምሰ ሰብካ መዓት ___,ዘይድፈር,ክፉእ,ዳርጋ ገዓት,ከብድ,C |
|
___ ዘይብሉ ቤት ጥሪት ከም ዘይብሉ ደምበ,ቆልዓ,ሰበይቲ,ሰብኣይ,ሃፍቲ,B |
|
ሰኣን ___ ትህረም ሰበይቲ,ስራሕ,ሕራይ,እምቢ,ሰብኣይ,B |
|
ሰብኣይን ደሊኽን ___ ጸሊእክን,ጭሕም,እግሪ,እድ,ምስዓም,A |
|
ካብ ___ ዝደሊ ከም ሳእኒ ይበሊ,ጓና,ሃፍታም,ሰብ,ድኻ,C |
|
ዘይትሰምዖ ጸርፊ ዳርጋ ___,ምራቐ,ፅልኢ,ደርፊ,መርዓ,C |
|
ሰብ ኣብ ___ እክሊ ኣብ ዓውዱ,ትምህርቱ,ዓዱ,መርዕኡ,ሓዘኑ,B |
|
ቀጢን ኢልካ ___ ኣይትርገጽ,እግሪ,ተመን,ሰብ,ኣንበጣ,B |
|
በዓለገ ቱፍ እንተበለ ናብ ___,ከብዱ,እግሩ,እዱ,ክዳኑ,A |
|
ካብ ማይ ባሕሪ ___,ብጀሪካን,ብኩባያ,ንእድካ,ብጭልፋ,B |
|
ናጽነት የኹርዕ፡ ስራሕ ___,የፅልእ,የድክም,የብልዕ,የዘኽትም,C |
|
ንመግቢ ኣኾምሲዕካ ፡ ንነገር ___,ሓብእካ,ኣስተውዒልካ,ሓርቅካ,ተፃድፍካ,B |
|
___መገዲ ይጸቦ,ንነዊሕ,ንነፋግ,ንድኻ,ንሃብታም,B |
|
ወዮ ናታ___,ንሰብኣያ,ንሓማታ,ንደቃ,ንሓፍታ,B |
|
ሓጺር ኣድጊ ወትሩ ___,ቅልጡፍ,ሓያል,ደፋር,ዒሉ,D |
|
ኣንበሳ ኣብ ዱሩ ሰብ ኣብ ___,ገዝኡ,ሃገሩ,መውዐልኡ,መደቀሲኡ,B |
|
ኣንጭዋ ___ ምእንቲ መጎጎ,ትሙት,ትሕለፍ,ትውለድ,ትብላዕ,B |
|
ኣዲኣ ገዲፋ ___ ትናፍቕ,ሓውቲኖኣ,ሰብኣያ,መሓዘኣ,ጎረቤታ,A |
|
___ ዘይብሉ በቕሊ ይንዕቕ,ብዕራይ,ግመል,መክና,ኣድጊ,D |
|
___ ዘይብል ሃባ መን ኣልመዶ,እንካ,ሃባ,ስተ,ብላዕ,A |
|
ክንዲ ዘኾለስኩ ___ ተነኸስኩ,ከንፈረይ,ኢደይ,እግረይ,መልሓሰይ,B |
|
ካብ ኣፍ ዝወጸ ካብ ልቢ ___,ዘይትሓሰበ,ዝተፈትወ,ዘይነበረ,ዝተሃንጸ,D |
|
ጸሎት ምስ ፍቕሪ ___ ምስ ግብሪ,ሃይማኖት,ሰላም,ትምህርቲ,ስራሕ,A |
|
___ ማዕረ እግርኻ,ንብራኻ,ስረኻ,ሳእንኻ,ክዳንካ,C |
|
ንሰብ ብዘመድ ንኣድጊ ___,ብክብደት,ንትሕትና,ብበትሪ,ብገመድ,D |
|
ኣመል ምስ ___,ክብረት,መልሓስ,መግነዝ,ክዳን,C |
|
እንተ ዘይሞትክን ___ ኣለክን,ዘመድ,ጥዕና,ሃፍቲ,ሃገር,B |
|
ኣነ ይገድድ ምሳኺ ___,ዝናገር,ዝበለዕ,ዝሰርሕ,ዘኹድድ,D |
|
ኣብ ኲናት ዘይወዓለ ___,ታርኸኛ,ሃካይ,በሊሕ,ፈራሕ,C |
|
ካብ ጉይይ ምውዓል ___ ምሓዝ,እዝኒ,እግሪ,ክሳድ,ኣፍ,C |
|
ካብታ ክፉእ ዝገብሩኻ ___ ዝምህሩኻ,ክፉእ,ፅቡቕ,ብዙሕ,ታርኽ,A |
|
ክርክር ካብ ___ ዬብኵር,ድቃስካ,ስራሕካ,ብልዕኻ,ትምህርቲኻ,B |
|
ከመይ ኣለኻ ኣይትበሎ ኣብ ___ ርኣዮ,እዱ,ገጹ,ዓይኑ,እግሩ,B |
|
___ ኣይምለስ ጓህሪ ኣይኹለስ,ንጉስ,እግሪ,ዲኻ,ክዉን,D |
|
ክልተ ጎርሓት ___ ስንቆም,ሽሮ,ስጋ,ሓሙኹሽቲ,ብርኩታ,C |
|
ንእሽቶ ውራይ እሞ ግበር ___ ፍለጥ,ፈታዊኻን ጸላኢኻን,ሃገርካ,ስራሕኻ,ደቅኻ,A |
|
ከይወልድካ ___,ስራሕ,ደቅስ,ኣይትንበር,ብላዕ,D |
|
ወሓጥዮ እንተ በልኩዋስ ___,ትተፍኦ,ትጎስመሉ,ትሓይኮ,ትናገር,B |
|
___ ኣብ ዘይትረኽበሉ ዓዲ ኣይትቀመጥ,ስራሕ,ዝብላዕ,ሰብ,ዋሕስ,D |
|
ውሑጅ ከይመጸ መገዲ ___ ጽረግ።,ሰብ,ዉሑጅ,እንስሳ,መክና,B |
|
ውረድ ዘይበቕልኻ ልቐቕ ___,ዘይርስትኻ,ገዛኻ,ሃገርካ,ዘይስላጣንካ,A |
|
ዝወዓለ ይንገርካ ___ ይምከርካ,ዘይነበረ,ዝፈተነ,ዘይፈተነ,ንጉስ,B |
|
ወዲ ሰራሕ ማዕጾ ___ ወሰዶ,መን,ዝብኢ,ሰብ,ወታደር,C |
|
ዓቕሊ ዋጋ ___,በቕሊ,ሃገር,የብሉን,ግመል,A |
|
ስኒ ___ቁሪ ወድኦ,ሓርማዝ,ዓሻ ,ለባም,ግመል,B |
|
ንዕዉር ይጣቕሱሉ ንጸማም ___,የሕሾኽሹኹሉ,ይንዕቕዎ,ይጣቕሱሉ,ይነግሪዎ,A |
|
ዓርኪ ሰባር ___,ነቓዕ,ጠንካራ,ፀማም,ሰባር,A |
|
___ መዓዲኡ ይጸልእ,ለባም,ሰብኣይ,ቖልዓ,ዓሻ,D |
|
ዓሻ ናይ ዕለቱ ___ ናይ ዓመቱ,ሰብኣይ,ቖልዓ,ለባም,ዓሻ,C |
|
___ ዝተኸሎ ለባም ነይነቕሎ,ዓሻ,ለባም,ነውሕ,ሓጽር,A |
|
___ ምዉት ይናፍቕ,ሰብ,እንስሳ,ዓሻ,ለባም,C |
|
ኣብ ዓዲ ዕዉራት ___ ይነግስ,ሓደ ዓይኑ,ህርኩት,ሰብኣይ,ነውሕ,A |
|
ዓውዲ ከም ንፋሱ ዓዲ ከም ___,ንዋሓቱ,ንጉሱ,ዋርድይኡ,ከባብኡ,B |
|
ዓይኒ ተሃካዪት ___ ጎያዪት,እዝኒ,አፍንጫ,ርእሲ,ብርኪ,D |
|
___ ናብ ሰብ ኢዳ ናብ መሶብ,ልባ,ከብዳ,ዓይና,ኢዳ,C |
|
እኽሊ ኣብ ዓውዱ ሰብ ኣብ ___,ሂወቱ,ከብዱ,እንጀርኡ,ዓዱ,D |
|
ክልተ ___ ገዓት ይኳለሱ,ለባማት,ነዋሕቲ,ዓያሹ,መሃዙት,C |
|
ወዲ ዓሻስ ክልተ ሳዒ ___,ይውሰድ,ይሽለም,ይህረም,ይምረቕ,C |
|
ካብ ንዓመታ ___ ንሎሚ ዘበን እንቋቑሖ,ብዕራይ,ደርሆ,ጤል,ላሕሚ,B |
|
___ ኣይትገራህ ብዓሻ ኣይትመራሕ,ብዓሻ,ብሰበይቲ,ብጎራሕ,ብለባም,C |
|
ወዲ ___ ዝብኢ ወሰዶ,ተማሃራይ,ዶክተር,ሰበይቲ,ሰራሕ ማዕጾ,D |
|
ዘረባ ___ ክንዲ ኩልሳስ,ለባም,ቆልዓ,ሃሳስ,መምህር,C |
|
___ ማይ ንዓቐብ,ወርሒ ሓጋይ,ቅኑዕ ዘበን,ዘበን ግርምቢጥ,ሓያል ክረምቲ,C |
|
ዝብእስ ክሳዕ ዝደልዎ ___,ይበልዕ,ይርብሽ,ይሕንክስ,ይልምን,C |
|
___ ነጊሮሙኻ ድቅስ ይሓድሩ,ዘየድቅስ,ዘሀፍትም,ዘሕልም,ዘደቅስ,A |
|
___ ገዛ ውዒላ ማይ ትጥልቂ,ደርሆስ,በግዕስ,ጤልስ,ኣድግስ,A |
|
___ ፍሉጥ ርእሱ ምሉጥ,ዓሻ,ለባም,ሃፍታም,ድኻ,D |
|
ድኽነት መዐሸዊ ሕማም ___,መበላሸዊ,ቀታሊ,መጠንከሪ,መሃፍተሚ,A |
|
ልቢ ጎበዝ ኣብ ___,ደረቱ,እግሩ,መልሓሱ,እዱ,A |
|
ብዘበን ገበል ዝሃበካ ___,ደርብዮ,ኣይትቀበል,ኣይትብላዕ,ተቐበል,D |
|
ንጐራሕ ጐራሕ ይፈልጦ ንነቲሕ ___ ይመልጦ,ዕንጉለ,ዝብኢ,ማይ,ከልቢ,A |
|
ካብ ጓል መን ፡ ___ መን!,ሰበይቲ,እኖ,ሓፍቲ,ቤተሰብ,A |
|
ወይ ዝበሉኻ ግበረሎም ወይ ___ ግደፈሎም,ቤተሰቦም,ዓዶም,ስረሖም,ንብረቶም,B |
|
ወዲ ጓህሪ ___,ነበልባል,ሓሙኽሽቲ,ማይ,ዕንጨይቲ,B |
|
ገንዘብን ሓጥያትን ___,ንእሽተይ,ተዋህላሊ,ዘይረብሕ,በራሪ,B |
|
ጓና ፈትዩኒ ኢልካ ___ ኣይተርሕቕ,ሃገርካ,ጓና,ሓውኻ,ፀላእኻ,C |
|
ብጎራሕ ኣይትገራህ ___ ኣይትመራሕ,ብለባም,ብፍልጠት,ብዓሻ,ብንጉስ,C |
|
ጋሻ ኰንካ ምጻእ ___ ውጽእ,ከይበላዕኻ,ከይመነዉኻ,ከይሓደርካ,ከይሰተኻ,B |
|
ጥዋፍ ንርእሳ ትሓርር ንኻልኦት ___,ተድርር,ተደናግር,ተሕርር,ተፀልምት,A |
|
ኣይትጥለም ኣማኒኻ ከይጠልመካ ___,ጠላሚኻ,ሓፍትኻ,ፀላእኻ,ፈጣሪኻ,D |
|
ካብ በዓል ጣፍ በዓል ___,ኣፍ,ግመል,ቅርሺ,ስልጣን,A |
|
ዝኣኽለን ጥሒነን ___ ይብላ,ኣይፈልጥን,ኣበላዕኩን,ኣይረኣኩን,በዓለ ማርያም,D |
|
ጥሜት ኣይቀትልን ___,ዘይድኽነት,ዘይድኻም,ዘይሕማም,ዘይሸብዳዕዳዕ,D |
|
ጥዑም ከይበልካዩ ___ ይሓልፍ,መሪር,መከራ,ድኽነት,ጥዑም,D |
|
ካብ ሕሜት ___,ስራሕ,ጥሜት,ጥንካሬ,ፅጋብ,B |
|
___ ኣሎ አንዳበልዎ ሞተ,ኣንበሳ,ሰብ,ኣባ ጨጎራ,ብዕራይ,C |
|
ዝጨነቖ ___ የእትው,ጥንስቲ,ኣረጊት,ሃፍታም,ህፃን,A |
|
ጭማራ ንዝገይሽ ___ ንዝሓርስ,ቆርበት,ከርፈስ,ሓዳር,ኣድጊ,B |
|
ካብ ምስ ትጸልኦ መኣዲ ምስ ትፈትዎ ___,ሓዳር,መኣዲ,መገዲ,ፅልኢ,C |
|
ንትጸልኦ ___ ሂብካ ኣፋንዎ,ጓልካ,ዝፈትዎ,ርግኦ,ቅርሺ,B |
|
ንጸላኢኻ ከመዓልካ ኣይትኽላእ ___ ልብካ ኣይትቕላዕ,ንፈታዊኻ,ንሃገርካ,ንሰበይትኻ,ንፀላእኻ,A |
|
___ በበይኑ ጸሎቶም,ሓዉን ሓፍትን,ክልተ መንግስቲ,ኣቦይን ኣደይን,ማንታ ቆልዑ,C |
|
ከይተጸውዐ ዝመጸ ___ ወጸ,ተገዲዱ,ከይጸገበ,ፀግቡ,ኪድ ከይተብሃለ,B |
|
___ ሓደ ደርፉ,ድኻ,ለባም,ጸማም,ዕዉር,C |
|
ጸብሕኻ ጨው አይዝመቶ ነገርካ ___ አይመጉቶ,ፀማም,ዳኛ,ለባም,ሃሳስ,B |
|
___ ከም ለይቲ ምኽኒት ከም ሰበይቲ!,ግርማ,ፍርሒ,ብርሃን,ፀልማት,A |
|
ክፉእ ዝገብር ___ ይሰብር,ዝበልዓሉ ጻሕሊ,በትሩ,ሰብ,እምኒ,A |
|
ንፅልኢ,ትዝታ,ሓጎስ,ፍሽኽታ,ባእሲ,A |
|
ንእሽቶ ፈላሲት ___,መፋተዊት,መተዓረቕት,መበኣሲት,ተኣማኒት,C |
|
እናፈለጠ ዝጋገ እናረኣየ ___።,ይመዊት,ኣኾልሶ,ቅበሮ,ንገሮ,C |
|
ከለኻ ፍቅሪ ሕኔአ ___,ንሞት,ንፍቕሪ,ንሕማም,ንፅልኢ,A |
|
___ የብጽሕ እምበር ኣይዋጋእን,ጥይት,ብዕራይ,ፈረስ,ሰብ,C |
|
ፍረድ ንነፍስኻ ብላዕ ___,ንጥዕናኻ,ንዳኛ,ንኸርስኻ,ንቤተሰብኻ,C |
|
ዓንጽዓንጾ ___,ንሰብ,ባዕላ,ንማዕጾ,ንንጉስ,C |
|
ሃሊሉያ ዝመጻካ __ ኣኽቢድካ ጸዓኖ,ኣድጊ,ብዕራይ,ጸገም,ሰብአይ,A |
|
ሃላይ ሰበይቲ __ ይጥዕማ,ሽንታ,ማያ,ጸብሓ,ስራሓ,C |
|
ሃመማ እንተ በዝሑ__ አይኸፍቱ,a and b,ቶፋን,መኽደን ላጋ,ማይ ቡንባ,A |
|
ህዉኽ __ ዝደቀሰ ድሙ ይቕስቅስ,ኣንጭዋ,ኸልቢ,ብዕራይ,ሰብአይ,A |
|
ህውከት ይሰድድ__,ጸሎት,ንብረት,በረኸት,ቅርሺ,C |
|
ህውኽ ዝብኢ __ ይነክስ።,ስጋ,መልሓስ,ኢድ,ቀርኒ,D |
|
ሓለቓ ዘይብሉ ህዝቢ፡ ሹም ዘይብሉ __,ዝንቢ,ደርቢ,ገዛ,ንህቢ,D |
|
ሌባ ሌባ ተበሉዋስ፡ __ ዝበሉዋ ይመስላ,ድኻ ድኻ,ልዋ ልዋ,ሃፍታም ሃፍታም,ኸደት ኽደት,B |
|
ላሕምሲ ብኢዲ ዝቀርባስ፡ ብእግራ __,ትሓክኽ,ትበልዕ,ትድቅስ,ትራጋሕ,A |
|
ላሕምኻ እምባሕ ትበለልካ እምበር፡ ዋላ __,ኣይት,ኣይትንበር,ኣይትውለድ,ኣይትታሓለብ,D |
|
ላዕላዩ ዝተዘርገ፡ ታሕታዩ __,ይስተ,ዝተበልዐ,አይጸሪ,ጽሩይ,C |
|
ልሳን __ የብሉን፡ ግና ዓጽሚ ይሰብር,በትሪ,ጉልበት,ዓጽሚ,ሓይሊ,C |
|
ድኻስያ አብ ክንዲ ዝዓምም___,ይልብም,ይሓምም,ይህፍትም,ይሃድም,B |
|
ሃፍታም ዝበላ ኹላ ሓቂ ፡ድኻ ዝበላ ኹላ __,ድንቂ,ጸይቂ,ዓንቂ,ዑንቂ,C |
|
__ተላህዩ ይወጽእ እምበር ኮሸምሸም መን አልመዶ,ብዕራይስያ,ሰብአይስያ,ድኻስያ,ሃፍታምስያ,C |
|
ሃፍታም ንሃፍታም ይወዳደስ ፡___,ብዕራይ ንብዕራይ ይጸማመድ,ሰብይቲ ንሰብይቲ ትለቃቀስ,ድኻ ንድኻ ይወቓቐስ,ሃፍታም ምስ እንስሳ ይናፈስ,C |
|
እንዳ ሃፍታም ጥብሲ ፡እንዳ ድኻ __ አይስኣንንዩ,ድብሲ,ምስላ,ሓምሊ,ጥቅሲ,D |
|
ዘይሓልፈሉያ ድኻስ __ ይጋብዝ,ሰበይቱ,ሃፍታም,ፈረንጂ,በዓል ስልጣን,B |
|
ሕማቅ ስብኣይ ምስ __ ይመክር፡ሕማቅ መጥሓን ዳጉሻ ይክርክር፡፡,ጓሉ,ሰብይቱ,ዓርኩ,ሓማቱ,D |
|
ክጸድቕ ኢለ እንተሓዘልኩዋስ __ ተረፈት,ሞይታ,ደው,ተንጠልጢላ,ደቂሳ,C |
|
ኮፍ በለለይ __,ክሓልፈካ,ክብለጸልካ,ክሳገረካ,ክሓተካ,B |
|
ወሓጥዮ እንተ በልኩዋስ __,ትበልዓሉ,ትስሕቐሉ,ትሰትየሉ,ትጐስመሉ,D |
|
ግደፍዮ እንተበልኩዋስ __,ትስሕቐሉ,ትጽበዮ,ትሓድገሉ,ትውስኸሉ,D |
|
ወራዙት ዝጠፍኡሉ፡ __ ይወራዘዩሉ,ህጻናት,ድኽታት,ሃፍታማት,በዓለገታት,D |
|
ወራዙት ከም ቆርበት ይቕደዱ፡ ግን ዘይግዳዱ,ወዲ ወሓለ,ወዲ ሃፍታም,ወዲ ድኻ,ወዲ ማእምን,D |
|
ወዓግ ተታሒዛ ትስዕስዕ፡ ኣድጊ ተጻዒና __,ተዀምስዕ,ትርገጽ,ትሃልል,ትስዕስዕ,A |
|
ወይ’ዝ ዓሻ ከዐሽወኒ __ ነቒዙ ይብለኒ,ቐለብ,ስገም,ጣፍ,ስርናይ,C |
|
ወዮ ብቐደሙ ዘይጽቡቕ ስኒ ___ቍሒሙ ድማ ይስሕቀኒ,ጫት,እንጣጢዕ,ቖሎ,ስርናይ,B |
|
ጥንስቲስያ እንተ __ ዝሓረሰት ይመስላ።,ፎሰወት,ወድቐት,ተዛረበት,በልዐት,A |
|
ዘይተምሃረን ኣየድሕን __ ኣይጥሒን።,ዘይተወቐጠ,ዘይተወቅረን,ዘይትሓጽበ,ዘይተወሃበ,B |
|
ካብ ምህሮ __,ኑሮ,ዜሮ,ግበሮ,ኣእምሮ,D |
|
ሰብ ናብ ሰብ ዝብኢ ናብ __,ስድራ,በረኻ,ገረብ,እንስሳ,C |
|
ድሕሪ __ ኣይትጠይቅ ነገር ከይትጽይቅ።,ሰላም,a and b,እሺ,ዳሓን,B |
|
ዓሻ ጽቡቅ ኣሎ __ ከፍእዎ ኣሎ።,ለባም,ዘመድ ዓሻ,ድኻ,ሃፍታም,B |
|
ዓሻ ሚዒድካዮ ናብ ልማዱ ኣድጊ ሓጺብካዮ ናብ __,ምጉያዩ,ሓመዱ,አዕርኽቱ,ምህላሉ,B |
|
ካብ ኩፉእ ዝገብሩካ ኩፉእ __,ዝምህሩኻ,ዝህቡኻ,ዝዛረቡኻ,ዝብሉኻ,A |
|
ካብ ዓሻ ጽብቅቲ፡ ለባም __,ክፍእቲ,ውርዝይቲ,ድኽይቲ,ሰብይቲ,A |
|
ብጎራሕ ኣይትገራህ ብዓሻ __,አይትወቓዕ,ኣይትፍራሕ,አይትቀደም,ኣይትመራሕ,D |
|
ምስ ህዝብካ ማዓት ዳርጋ __,አሽሓት,ልምዓት,ዓመት,ጋዓት,D |
|
ዓይኒ ትሃካዪት ብርኪ __,ጠላሚት,ጉያዪት,ሓማዪት,ዘላሊት,B |
|
ጓል ብጓላ ቡን __,ካብ ጀበናአ,ብትኩስታ,ብሓተልአ,ብኣወላ,D |
|
ሰብኣይ ክልተ ንየው ንጀው ክብል __,ነበረ,ሞተ,ሓደረ,ደቀሰ,B |
|
ሃይማኖት ብዘይ ግብሪ ጸሎት ብዘይ __ ኣይፈቱን ፈጣሪ,ስብ,ውህብቶ,ፍቕሪ,ጽልኢ,C |
|
ቈልዓ ከም መዕበይኡ መሬት ከም __,በዓልዋንኡ,ሽያጥኡ,ሓራሲኡ,ወሃቢኡ,C |
|
በትሪ ሓቂ __ እንበር ኣይትስበርን,ትቀጥን,a and c,ትምንምን,ትነብር,B |
|
ሓቂ ብርእሳ እንተ ቀበርካያ __ ትወጽእ።,ብርእሳ,ብኢዳ,ብዓይና,ብእግራ,D |
|
ሓራምዝ ክባኣሱ __ ይህሰ።,ስብ,ኣንበሳ,ሞንጎኛ,ሳዕሪ,D |
|
ተጽግበኒ__ ኣብ ሞቅሎኣ ከላ ይፈልጣ ።,ቖሎ,ቕጫ,እንጀራ,ስበይቲ,B |
|
ብፍትወት ኣብየን__,ብኢዳ,ብዋጣ,ብሓይሊ,ብሕንቢጣ,D |
|
ካብ ሃገር ዝገዝእ __ ዝገዝእ ይበልጽ,ገዛ,ሰብይቱ,ስብነቱ,ናብርኡ,C |
|
ካብ ሓጹር እሾኽ፡ ሓጹር __ ይጸንዕ,ገመድ,ሰብ,ስልኪ,ክዳን,B |
|
ካባኻ ንዘይሓልፍ ጋሻ አጥብካ __,ሰዓሞ,ሕተቶ,አንግዶ,ልአኮ,A |
|
ካብ ሕሱም በቕሊ፡ብሩኽ __ ይሓይሽ,ኣድጊ,ኸልቢ,ድሙ,ብዕራይ,A |
|
ካብ የጥዕመለይ ኢልካ __ የኽፋኣለይ ኢልካ ምሕዳግ,ምኽዳን,ምምልኻዕ,ምብላዕ,ምዝራብ,D |
|
ካብ ጕይይ መዓል __ ምሓዝ,ክሳድ,እግሪ,ኢድ,ወገን,A |
|
ክምብል በለ’ምበር __,አይተሰብረን,ኣይተኸዐወን,አይወደቐን,አይትተልዓለን,B |
|
ክበልዕ ዝደለየ __,ከፈር ከብዱ,ገደል ኣፉ,ከፈር አፉ,ገደል ከብዱ,B |
|
ዝነዓቕካዮ ጓሳ __,ይበሎ,የናብር,የጥንስ,ይጓሲ,C |
|
__ መን እንተበሉኻስ፡ መን ትብል።,ኮራሪማ,ዓሻ,ልባም,ዝንጅብል,D |
|
ዝኣረገ ኣንበሳ፡ መጻወቲ __ ይኸውን።,ማንቲለታት,ህበያት,ጽምብላሊዓት,ሃመማታት,D |
|
ዝኣኽለን ጥሒነን __ ይብላ፡፡,ብዓለ ማርያም,ገብረክርስቶስ,የብልናን,ኣይጠሓናን,A |
|
ይበዝሕ ይበዝሕ፡ ከም __ ይነዝሕ,ሑጻ,ጨው,እኽሊ,ጣፍ,B |
|
ደርሆ ሓሚማ ኢሎምሲ __ ሓሪዶምላ።,በጊዕ,ሓፍታ,ጤል,እንቛቁሖ,A |
|
ደድሕሪ ማይ ናብ __,በዓቲ,ሩባ,ውሕጅ,መንገዲ,A |
|
ድሎ ከይትዕሎ፡ ጽናዕ __,ከትቕላዕ,ከይትኹላዕ,ከይትምናዕ,ከይትስናዕ,C |
|
ግርማ ከም ለይቲ፡ ምኽኒት ከም __,ሰበይቲ,አረጊት,ሽማኒት,ቖናኒት,A |
|
__ የብለይ፡ ምስ ወዲ ነብሪ ጽልኢ የብለይ።,ስጋ,ጤል,በጊዕ,አድጊ,B |
|
__ መዐሸዊ፣ ሕማም መበላሸዊ።,ጥሜት,መልክዕ,ሰብ,ገንዘብ,A |
|
ጥንስቲ ሰበይቲ እንተ ጠረጣሲ __ ይመስላ።,ዝሓረሰት,ዝወለደት,ዝሞተት,a and b,D |
|
ጮግራፍ’ሲ ሃሪማ __,ትጥቕለል,ትኹሪ,ትነብር,ተእዊ,D |
|
ጽምብላሊዕስ መቐመጭኣ ዘይከደነት__ ከደነት።,ሰብአያ,መሬት,እግራ,ጎረቤት,B |
|
ፈታዊ ገንዘብ፡ ምስ __ ይላዘብ።,ጎረቤት,ሓላፊ,ባንኪ,ሰይጣን,D |
|
ፈኸራ ሕበይ ምስ __,ባዕላ,ነብሪ,ሓላፊ,አንበሳ,B |
|
ፈውሲ ደሊኻ ትኸዶም __ ይጸንሑኻ,ደቂሶም,ገይሾም,ሞይቶም,ወጺኦም,C |
|
ኩምራ ዓሻ፡ መጻወት __,ህበይ,ህጻን,ቕልዓ,ሰብይቲ,A |
|
ከይተቐብኡ __ ከይመንኮሱ ኣይጵጵሱ,አይንቀሳቐሱ,አይሕረሱ,አይፉከሱ,ኣይነግሱ,D |
|
ከይቀተልካ ጐፈሬ፡ ከየረጋገጽካ __,ምሕጓስ,ዘረባ,ምኻድ,ወሬ,D |
|
ከይጸገቡ ኣይዘሉ፡ ከይዘለሉ __,አይወድቁ,አይነብሩ,ኣይስንክሉ,አይሕጎሱ,C |
|
__ ኣይግንፍልን፡ ከይበጽሐ ኣይበስልን,ከይተጾምቀ,ከይተሰንከተ,ከይፈልሐ,ከይተሰኽተተ,C |
|
ከይጸውዕዎ ኣማኻሪ፡ ከይሾምዎ __,ግራዝማች,በዓል ስልጣን,ፊተውራሪ,ንጉስ,C |
|
ኩቱ እንታይ ይደሊ __,ክብረቱ,ኩዕንቱ,ናቱ,ዘይናቱ,D |
|
ክስርሓ ኢለን ዝወጻ __ መጻ,ተመርዒወን,ተሰሪሐን,ተኳሒለን,ተነጽየን,D |
|
ካብ ሽሕ መደረ፡ ሓንቲ __,ዝማረ,ወረ,ተግባረ,ጉራምረ,B |
|
ክነጽፍ ዝበለ ማይ ይጨኑ፡ ክበርስ ዝደለ ዓዲ __,ይዝረግ,ይዝምን,ይዓኑ,ይሓምም,C |
|
ክድቅሱ ነገር የኾምስዑ፡ ክትንስኡ ነገር __,ይበልዑ,ይጅምሩ,ይርስዑ,ይኹልሱ,C |
|
ካብ __ ዝወጸ ክሳብ ዝምለስ እንተጸዓንዎ ኣድጊ፡ እንተለጐምዎ ፈረስ,ወንበሩ,ሰበይቱ,ሃገሩ,ሰቡ,C |
|
ካብ ምስ እትጸልኦ __ ምስ እትፈትዎ መገዲ,መኣዲ,መንገዲ,ናብራ,ንግዲ,A |
|
ካብ ምስ ዓሻ ዘረባ፡ ምስ ለባም __,ፈጠራ,ዓጸባ,ፈኸራ,ናብራ,B |
|
ስዋ ብዘይ ሓተላ ሜስ ብዘይ __ ነጀው በላ,መዓር,ጌሾ,ኣምቦላ,ሓተላ,C |
|
ሸራፍ ስኒ መንፈሲ ስዋ፣ ሸራፍ__ መምጸጺ ስዋ,ጀሪካን,ዕትሮ,በርሚል,ኩባያ,B |
|
ሹመት ንዝፈልጦ የኽብዶ፡ ንዘይፈልጦ __,የሕፍሮ,የሰልጥኖ,የዕበድብዶ,የናብሮ,C |
|
ሹም ንሹም ይኳለሱ፡ ድኻ ንድኻ __,ይገባበዙ,ይላቐሱ,ይናፈሱ,ይናኸሱ,B |
|
ሻራ ከም ባይቶኻ፡ ታሪኽ ከም __,ስራሕኻ,ሰብካ,ዓድኻ,ነጋሪኻ,C |
|
ሽሕ መኻሪ፡ ሓደ __,ሰባሪ,ፎጋሪ,ወርዋሪ,ዘዋሪ,C |
|
ሽሕ ፈልጺ፡ መጥመሪአን __,ልሕጺ,ገመድ,ኣጻብዕቲ,ገይጺ,A |
|
ቀቢሩ ዝምለስ ያኢ __ ኣይመስሎን,ቀባሪ,ዝመውት,ዝነብር,ዝበልዕ,B |
|
ቀታሊ እንተርፈደ፣ ተቀታሊ __,ይድቅስ,ይትስእ,ይግስግስ,ይስዕስዕ,C |
|
ቀውዒ __ ሰብ ከይሞተ ኣይእመንን,ከይከተተ,እንተሎ,ከይበጽሐ,ከይሞተ,A |
|
__ ሒዝካ ጸሎት፡ ቁም ነገር ሒዝካ ተረት,ውህብቶ,ገንዘብ,ቂም,ጽልኢ,C |
|
___ ክትገብሪ፡ ጾምኪ ከይትሓድሪ,ዘልዓለም,ዘረባ,ዘይየለ,ቃል ዓለም,D |
|
__ ባዕልኻ ገዚእካዮ፡ ይልብልበካ,በርበረ,ጉዕ,ገንዘብ,ሽመል,A |
|
በቕሊ መን ኣቦኻ፡ እንተበልዎ፡ ፈረስ __,ኣኮይ,ሓወቦይ,በለ,ኣቦሓጎይ,A |
|
ልቐቕ ዘይምድርኻ፡ ውረድ __,ዘይበቕልኻ,ዘይዝባንካ,ዘይስልጣንካ,ዘይፈረሰካ,A |
|
ሓሉ ዝበልዎ ኣየጥፍእ___ ዝብልዎ ኣየኽፍእ።,ኣጸብቕ,ሰራቒ,ወሃቢ,ኣስተካኽል,A |
|
ሓሞ ኣይግፋዕ፡ ጸባ ___,ኣይበላዕ,ኣይድፋእ,ኣይሰተ,ኣይምዓር,B |
|
ሓሙስ ጽግቦ፡ ኣሽንዃይ ሰብስ __እኳ ትጸግቦ።,ላሕሚ,ቖቛሕ,ዑፍ,ደርሆ,C |
|
ሓሙኻ ሰዊት ሓጋይ __,አይኹን,በለ,እዩ,ኣይኣዝዝካ,D |
|
ሓሚሙ ዝተንሰአ__ ረስዐ።,ሓው,ሓታቲኡ,ፈጣሪኡ,ሓካሚኡ,C |
|
ሓምሊ ብዘውጽኦ ጸገም፡ ኣይትኹራዕ __,ዓመት,ሽዊት,ስገም,ዱባ,C |
|
ሓምሳ ለሚን ንሓምሳ ሰብ ጣዕሚ: ንሓደ ሰብ __,ስሚ,ዓቕሚ,ገዝሚ,ሸኽሚ,D |
|
__ ምብላዕ እንከሎ: ክንድዚ ኩርንዒት ዶ ኣሎ,ሓሪስካ,ደቂስካ,ሽቂልካ,ሰሪሕኻ,A |
|
ሕሪጭ __ ዝልቃሕ፡ ከይበልዐን ይብል ጋሕ።,ሃፍታም,ሰይጣን,ድኻ,ጎረቤት,B |
|
ሓርማዝ መዓኮሩ ኣሚኑ ጉንዲ __,ይውሕጥ,ይሽከም,ይድቅስ,ይቖርጽ,A |
|
__ ደምበ ኣብ ዝለምለመሉ: ሕማቕ ኣብ ዝፈርሓሉ።,ብዕራይ,ሃመማ,ኣድጊ,ሓሰኻ,D |
|
ሓሲኻ ኣይቅያሕ፡ ኣብ እምኒ ደይብካ__,አይብከ,ኣይንዋሕ,ኣይንበር,ኣይጽዋዕ,B |
|
ሓሳዊ ከም__ ሰራቒ ከም ኢዱ።,ሰቡ,መልሓሱ,ኣፉ,ልቡ,C |
|
ሓሳውን ስንቅን እናሓደረ __,ይፈኵስ,a and b,ይቐልል,ይነቅዝ,B |
|
ሓሶት ድራር ሓደ __,ምሸት,መዓልቲ,ዓመት,ሰብ,A |
|
ሓቂ ብርእሳ እንተቐበርካያ __ ትወጽእ,ብልባ,ብውሽጣ,ብእግራ,ብሓሳባ,C |
|
ሓቂ ንሓንቲ መዓልቲ ጭንቂ፣ ንዘለኣለም __,ጽድቂ,ነባሪት,ፍቕሪ,መንገዲ,A |
|
ሓቂ እናሓደረ ይኹላዕ ከም __,ብሪ,ወርቂ,ጽድቂ,ፍቕሪ,B |
|
ሓቅን __ እናጸንሐ ይግለጽ።,ጸልማትን,ወጋሕታን,መዓልትን,ጽድቅን,B |
|
ተሓቢኤን ይጠንስኦ __ይወልደኦ,ብሓኪም,ብሰብ,ዓዲ ኣኪበን,ተማኺረን,C |
|
ሓባል መጠመቲኣ __,ትገብር,ትወልድ,ትቑነን,ትኳሓል,A |
|
__ በልያ ከይትቅድመኪ።,ሓባል,ወሓለ,ጓዕማም,ቖንጆ,A |
|
ሓባእ ቁስሉ ሓባእ __,ሓኪሙ,ፈውሱ,ሕማሙ,ገዝኡ,B |
|
ሓያል ___ ንእምኒ ሓደጋ ይወድቆ,ሞዶሻ,ዱባ,ውሕጅ,ሓምሓም,D |
|
ሓደንያ ከምዘይተወልደ፡ ክልተ __,ቐረዩ,ክንዲ ሓደ,ክንዲ ሽሕ,ዓበዪ,B |
|
ሓደ ከይጽምብሩ __ ይሓድሩ።,እናተበአሱ,ጾሞም,ከይደቀሱ,በሊዖም,B |
|
ሓደ ዝወሳዲኡ ብዙሓት __,ተሓማይኡ,ወሃብትኡ,ወለድቱ,ሰማዕቱ,A |
|
ሓደ ግዜ ካብ ምዝራብ፡ ሰለስተ ግዜ __,ምኻድ,ምሕሳብ,ምብላዕ,ምስዳር,B |
|
ሕልፈት ንዘይፈልጥ __ኣርእዮ,ዑና ዓዲ,ድኽነት,ጥምየት,ከተማ,A |
|
ሕሙም መንጸርጸሪ ኣምላኽ ዝወሰኖ __,ነባሪ,ኣማኒ,ዘይቐሪ,ዘይዛሪ,C |
|
__ ዘይብሉ ሕሙም ስጋ በሊዑ ይሓምም,ጸገም,ሕማም,ገንዘብ,ሰዓል,B |
|
ሕማቕ ምስ ዝጸልእ __ ይኸልእ,አቤት,እሺ,ሕቶ,ከመዓልካ,D |
|
ሕማቕ ነዓቒ __ ሰሓቒ,ሃፍታም,ጓዕማም,ጸማም,ዘኽታም,C |
|
ሕነ ቀራናት __ ሕነ ሃብታማት ንዘኽታማት,ንጽጉማት,ንሕሙማት,ንጓዕማማት,ንጸማማት,C |
|
ሕነኡ ዘይፈዲ ወዲ __,እዝጊ,ወዲ ማእምን,ኣድጊ,ሰብይቲ,C |
|
መለበም ኣይግበርካ መለበም __,አይኽላእካ,ኢኻ,ይሃብካ,ይግበርካ,A |
|
መላኺ ዘይብሉ __ ይመልኮ,ሰይጣን,ኣምላኽ,ስልጣን,ኩሉ,A |
|
መምህር ንኻልእ ይምህር ንርእሱ __,የድሕን,ይድንቁር,የቕሕር,ይነብር,C |
|
__ ከይሓዛ መርዓ ክቋጸራ ይወዛወዛ,ማእገር,ጉልበት,እግሪ,መርዑት,D |
|
መርዓዊ ከይሓዛ __ ሓዛ,መርዓት,ሱፍ,ሽልማት,ዓርኪ,D |
|
መርገም ከውድቕ’ምበር __ ኣይረአን,ክበጽሕ,ክበልዕ,ክጠፍእ,ክወግእ,D |
|
መስሓቕ __,ሰናናት,ጽቡቓት,ጓዕማማት,ሸራፋት,D |
|
መን ምዃንካ ክነግረካ፡ ምስ መን ከም __ ንገረኒ።,ትኸይድ,ዘለኻ,ሓደርካ,ኢኻ,A |
|
መንቀኛ ሰብ ጸላኢኡ ይተክል፡ __ ይነቅል።,ዛፍ,ጸላኢኡ,ሓው,ፈታዊኡ,D |
|
መንገዲ ጥዕና __ ኪዶ።,ዓመት,ሎሚ,ሆስፒታል,ዘልዓለም,A |
|
መኻሪ ዘይብሉ ንጉስ፡ ዘይ___ ዘይነግስ።,ሓደ ዓመት,ዘልዓለም,ሽሕ ዓመት,ሓደ ሰዓት,A |
|
መዓልቱ ዝሓለፎ ስጋ __ ዘይተርፎ።,ምህላው,ምስታይ,ምጭናዉ,ምድራቑ,C |
|
መዓልትን ከልብን __ ይመጹ።,ከይጸዋዕካዮም,ብሓደ,እናተጸበኻዮም,ሰላም ከይበሉ,A |
|
መገዲ እንተ ጠፍኣካ__ድለ።,ጓል ሰበይቲ,ጓል ሰብ,ጓል ማእምን,ጓል መገዲ,D |
|
ዕዉር ንዕዉር ምስ ዝኽተል፡ ተተሓሒዞም __,ንነገር,ንወደል,ንገደል,ንበደል,C |
|
ዕዉር እንታይ’ደሊ __ ነጋዳይ እንታይ ይደሊ ደሓን።,መራሒ,ብበትሪ,ጸልማት,ብርሃን,D |
|
ዕዉር ከቕበጥብጥ __ ደርብዩ ኣብ ምድላይ ይኣቱ።,ሰበይቱ,ምርኩሱ,ኽዳኑ,መራሕኡ,B |
|
ዘሕምቆ ኣለኒ __ ሃቡኒ።,ስረይ,በትረይ,ሳእነይ,ቖቢዐይ,B |
|
ዘይሕማመን __,የራስነን,የባሳጭወን,የቕርረን,የጉርዐን,A |
|
ዘይምስል ኣብዲ፡ ዘየኾምስዕ __,ኣድጊ,በጊዕ,ብዕራይ,ፈረስ,A |
|
ዘይበልዐ __,ዘይመንዐ,ዘይሰሰዐ,ዝመንዐ,ዝኾምሰዐ,A |
|
ዘይተማህረ __ ዘይተወቕረ ኣየጥሕን።,ኣይጋግን,ኣየድሕን,ኣየስርሕ,ኣየብልዕ,B |
|
ዘይወግሕ መሲሉዋ፡ ኣብ __ ትሓርእ።,ገጻ,ኽዳና,ገዝአ,ቦኽራ,D |
|
ዘጽግበካ ቅጫስ፡ ኣብ __ ከሎ ይፍለጥ።,መቚሉኡ,መንገዱ,ገዝኡ,ዓውዱ,A |
|
ዝረኣዩዎ ክገብራ፡ ዓይነን __,ሰፈያ,ሰበራ,ቖነና,ኣንቆራ,D |
|
ዝረገጽክምዎ ለምለም፡ ዝተዛረብክምዎ ድማ __ ይኹነልኩም።,ወርቐት,ሓሸዋ,ዓለም,ቀለም,D |
|
ዝሰሓተ ይምከርካ፣ ዝወዓለ __,ይሃብካ,የርእይካ,ይሃብካ,ይንገርካ,D |
|
ዕረ ዘይጠዓመ፡ መቐረት __ ኣይፈልጥን።,ማይ,ስዋ,መዓር,ሽኮር,C |
|
ዕርቂ ደም መድረቒ __ ደም መተርከሲ።,ፍቕሪ,ባእሲ,ማእሲ,እምኒ,B |
|
ዕብራን ከብቲ፡ ህጥራን __,ንሓረስቲ,ነኽልብቲ,ንነገድቲ,ነንስቲ,B |
|
ዕንዳይ ናብ እንኡ፡ ማይ ኣብ __,ደንበኡ,ሩባኡ,ዕትርኡ,ሓሰሩ,B |
|
___ እንተዘይከሊእካዮ ሓዊ ኣይጠፍእን።,ገዛ,ዕንጸይቲ,ማይ,ሓመድ,B |
|
ዑፍ ብዓቕማ ብብርዒ __ ትሕጐም።,ስገም,ስርናይ,ጣፍ,መሸላ,A |
|
ዓለም ዘይጸገበ መናኒ __ ይሳናበት።,ኣሕዋቱ,ገዝኡ,ደቁ,ኣዋልድ,D |
|
ዓሻ ሰራቒ፡ ኣብ እግሪ __ ይርከብ።,ጣፍ,ቆፎ,ኦም,ገዛ,B |
|
ዓሻ ንሱ ዝብሎ’ምበር፡ ንሳቶም ዝብልዎ __,አይበልዕን,ኣይፈልጥን,አይገብርን,አይሰምዕን,B |
|
ዓሻ ከም ነጋሪኡ፡ መጥሓን ከም __,ወቓሪኡ,ተሸካሚኡ,ገዛኢኡ,ዕዳግኡ,A |
|
___ ዝተኸሎ፡ ለባም ኣይነቕሎ።,ሰብአይ,ቐሺ,ዓሻ,ቖልዓ,C |
|
ዓበቕ ዘምጽአ ፈጣሪ፡ መሕከኺ ኣይከልአ __,በትሪ,ጽፍሪ,ኣጻብዕቲ,ግብሪ,B |
|
__ ብሙያ፡ ቅድድም ብጉያ።,ድሕነት,ዓወት,ሰብነት,ናብራ,B |
|
ዓዋን ኣይሙት፡ ምእንቲ __,ከጻውት,ክዕወት,ክሰናበት,ሰብ,A |
|
ዓው ኢልካ ዘይትበኽየሉ ሞት __,ውሽማ,ወድኻ,ሕጹይ,ሰብአይካ,C |
|
ዓይኒ ከዳዕ ነባዒ __ ቃልዓለመኛ በላዒ።,አፍ,ከብዲ,ኢድ,ሓው,B |
|
ማይ ካብ ሩቡኡ፡ ሕሩጭ ካብ___,ብሒቑኡ,ዓውዱ,ቦኹሩኡ,ሎቖትኡ,C |
|
ማዕጾ ኣብ ልዳቱ፣ ሃካይ ኣብ __,ልዓቱ,ክዳኑ,ሓንጉሉ,ዓራቱ,D |
|
ምምካርሞ __ ይመክር፡ ስኣን ዝሰምዖ ይበኩር።,ዓሻ,ድኻ,በዓለገ,ልባም,C |
|
ምስ ቆልዓ ኣይትምከር: ምስ ከልቢ __,ኣይትቃለስ,ኣይትጉየ,ኣይትታሓባእ,ኣይትበኣስ,C |
|
ምስ __ ዝዋዓለስ፡ ሃ ተዘይለመደ፡ ጥራጥ ለመደ።,ነብሪ,ብዕራይ,ዝብኢ,ኣድጊ,D |
|
ምስ ከደ ዘይምለስ፡ ምስ ተጠውየ __,ዘይምለስ,ዘይስበር,ዘይቕለስ,ዘይብስብስ,C |
|
ምስ ጸዉዑኻ ምጻእ __ ውጻእ።,ከይበሉኻ,ከይደንጎኻ,ከይመነውኻ,ከይጸረፉኻ,C |
|
ምስላ ካብ ሕማቕ፡ ማይ ካብ __,ጽሟቕ,ጎቦ,ዓሚቕ,ሩባ,C |
|
ምብላዕ ምብልዑ __ ዓድና ይብልዓዮ ።,ብዕራይ,ዝብኢ,ነብሪ,ኣድጊ,B |
|
ምብላዕካ ዝለመደስ፡ እናርእየካ __,ይበኪ,ይበልዕ,ይጠሚ,የምባሁቕ,D |
|
ምኽሪ እንተ ጠፍአት፡ ኣብ __ ድለያ።,ውሻጠኻ,ስበይትኻ,ገዛኻ,ጁባኻ,A |
|
ምግቢ ምስ ጠመኻ: ናፍቆት ምስ __,ሰበይትኻ,ተፈላለኻ,ልብኻ,ተማነኻ,B |
|
ምጽላእስ ንጽላእ፡ __ ግን ኣይንካላእ።,ጸሎት,ፍርሒ,ፍትሒ,ጉርሒ,C |
|
ሞትን ___ ምንም ኣይተርፍን።,ውሕጅን,ክራማትን,ጥሜትን,ፍትሕን,B |
|
ሩባ ዘለዎ ፈሳሲ __ ዘለዎ መላሲ።,ገንዘብ,ልቓሕ,ሓው,ጎቦ,D |
|
ራዛ ኣበይ ደሊኻ? ምሳኻ፧ እንታይ ስንቅኻ፧ __,እንጀራኻ,ሰበይትኻ,ቖሎኻ,ንስኻ,D |
|
ርሑቕ ከይዱ ዝምርዖ፡ ሓደው ከታልል ሓደው __,ክመውት,ክጠፍእ,ክሕባእ,ክታለል,D |
|
ሰማይ ሰማይሲ ይትረፍድክን፡ __ ይባርኸልክን።,ጸጉሪ,ምድሪ,ታሕቲ,እግሪ,B |
|
ሰሪቕካ ካብ ምሕሳብ፡ __ ምእካብ።,ገንዘብካ,ኢድካ,ሰላምካ,እግርኻ,B |
|
ሰራቒ ከም ኢዱ፡ __ ከም ኣፉ።,ሃፍታም,ዓሻ,ነገርኛ,ሓሳዊ,D |
|
ሰበይቲ ዝለኣኸቶ ሞት __,ኣይረኽቦን,ኣይሰምዕን,ኣይፈርሕን,ኣይሞልሶን,C |
|
ሰብ ብዘይፈልጦ ይውጽዕ፡ እዝጊ ብዝፈልጦ __,ይንብዕ,ይቐጽዕ,ይህብ,ይሰምዕ,B |
|
ሰብኣይ ክልተ ናብዝን ናብትን ክብል __,ቐረየ,ሰኸረ,ሞተ,ሓደረ,C |
|
ሰይጣን ንኣመሉ፡ __ ይጠቅስ ይብሉ።,መጽሓፍ ቅዱስ,ጸሎት,ቅዱሳን,ሞት,A |
|
ሳእንኻ ማዕረ ___,ልብኻ,እግርኻ,ኢድካ,ቑመትካ,B |
|
ሳዕሪ ዘይሃብካያ ላም __ ኣይትህብን።,ጸባ,ዒባ,ስጋ,ምራኽ,A |
|
ስም ተራፊ፡ __ ሓላፊ።,ተግባር,ዕድመ,ብልዒ,ድኽነት,C |
|
ስሱዕ ክበልዕ ይሕነቕ፡ __ ክዛረብ ይስርነቕ።,ሓሳዊ,ድኻ,ዓሻ,ለፍላፊ,A |
|
ስጋስ እንተወደቐት __ ሒዛ ትትስእ።,ስብሒ,ዘመድ,ሓመድ,ገመድ,C |
|
ሸቡዓተ ዓመት ከይሓርስ፡ __ ይድንቁር።,ዓመት,ሰብዓ ዓመት,ዘልዓለም,እዝኑ,B |
|
__ መኻሪ፡ ሓደ ወርዋሪ።,ሰብ,ምኢቲ,ሽሕ,እኩብ,C |
|
ሽሕ ይሙቱ፡ __ኣይሙት።,ሃፍታም,ድኻ,ኣላይ ሽሕ,ሓደ,C |
|
ቀምሽ ኣደይ __,ከዲኑኒ,ሓጺሩኒ,ነዊሒኒ,ሓንኲሉኒ,D |
|
ቀረባ ሓውካ __,ልብኻ,ገንዘብካ,ሃፍትኻ,ወገንካ,B |
|
ቀሺ ዝበለካ ግበር፡ ቀሺ __ ኣይትግበር።,ዝብሎ,ዝብልዖ,ዝገበሮ,ዝዝረቦ,C |
|
ቀቅድሚ ሃገራ ዝወለደት __ ወይ ንወንጭፍ ወይ ንገበላ።,መሸላ,ስርናይ,ስገም,ሽዊት,A |
|
ቀታሊ ሰብኣይኪ፡ ተቐታሊ __ ዘይሩ ሓዘኑስ ናትኪ።,ንሱ,ዘመድኪ,ሓውኪ,ወድኺ,C |
|
ቁሓሚዮ ተበልኩዋስ __,ትጎስሞ,ትቑሕሞ,ትመልሶ,ትተፍኦ,A |
|
ቁሪ ናበይ ደሊኻ ናብ ክዱናት እቶም ዕሩቓት'ከ ንሶም ደኣ __,ቑሩራት,ትሑታት,ጸማማት,ትሑዛት,D |
|
__ ሒዝካ ጸሎት፡ ቁም ነገር ሒዝካ ተረት።,መጽሓፍ,ገንዘብ,ጽልኢ,ቂም,D |
|
ቃል __ ቃል እዝጊ።,ህዝቢ,ነባሪ,ቐሺ,ሓላፊ,A |
|
ቃል ዓለም ክትገብሪ፡ __ ከይትሓድሪ።,ጾምኪ,ዘይደቂስኪ,ዘይከድኪ,ደቂስኪ,A |
|
ቊልዓ ብንኡሱ፡ __ ብርሑሱ።,ሳዕሪ,ቊርበት,ዕንጸይቲ,ጨርቂ,B |
|
በትሪ ሓቂ ትቀጥን'ምበር __,ኣይትዕጸፍን,ኣይትጠፍእን,ኣይትስበርን,ኣይትቕበርን,C |
|
በዓለገ ብመልሓሱ፡ ከልቢ __ ይልለ።,ብአፉ,ብድምጹ,ብጭራኡ,ብጸጉሩ,C |
|
በይኑ ዝጐዪ ዝቕድሞ’ብሉ፡ በይኑ ዝምጉት___የብሉ።,ዝካተዖ,ዝሰምዖ,ዝዛረቦ,ዝረትዖ,D |
|
ባዕሉ ዝኣመነ መስክር ኣየድሊ፡ __ ዝመንመነ ምሳር ኣየድሊ።,ብታሕቱ,ብቖጽሉ,ብሱሩ,ብላዕሉ,C |
|
ባዕላ መቲራቶ __ ባዕላ ሰትያቶ ተሰርነቐት።,ተሽከመት,በልዐቶ,ትሓንገጠት,ተሓንቀት,D |
|
ባዕላ ወሊዳቶ ኣይመሰለን፡ ባዕላ __ ኣይበሰለን።,ጢሒናቶ,ለዊሳቶ,ጀሚራቶ,ሰንኪታቶ,D |
|
ብላዕ ንኸርስኻ፡ __ ንነብስኻ።,ስራሕ,ፍረድ,ጸሎት,ስተ,B |
|
ብልዒ ሓላፊ፡ __ ተራፊ።,ተግባር,ገንዘብ,ጉልበት,ሽም,D |
|
ብዕራይ ናብ ዘበለ ተበለ ___ ኣጽንዕ።,ነዊት,ዕርፊ,መስመር,ሓረስታይ,B |
|
ብዘሎካ ተወከፍ ብዘይብልካ __,ኣይትሰከፍ,ኣይትጎረር,ኣይትተሃወኽ,ኣይትፍራሕ,A |
|
ብዘመነይ ይጥዓሞ __,ወገነይ,ስመይ,ሰብነተይ,ዘመደይ,A |
|
__ ይኽዕወኦ፡ ተደቢረን ይሓፍሰኦ።,ተሳኒየን,ተሎ,ተጻልአን,ተሃዊኸን,D |
|
ተሓጓሚ ከሎስ፣ ትሓዝ ልቢ __,ይጠርጥ,ይኾርዕ,ይሞት,ይበልዕ,A |
|
ነዲኣ ገዲፋስ፡ __ ትናፍቕ።,ሰብአያ,ጓላ,ባኦላ,ሓትናኣ,D |
|
ነገርያ ዘይጸገበስ __ይሕጸ።,ጓል ዋጣ,ጓል ቖናኒት,ጓል ሰበይቲ,ጓል ምዕመን,A |
|
ንለባም __ ንዓሻ ዶርጉሓሉ።,ኣምተሉ,ስርሐሉ,ብልዐሉ,ስምዐሉ,A |
|
ንዓሻ መዓልቲ ኣንዋሕካሉ፣ ዕብዳን __,ኣብዛሕካሉ,ኣጥፋአካሉ,የብሉን,ወሰኽካሉ,D |
|
ንዝጸገበ ብላዕ ኣይትበሎ፡ ንዝፈረሀ __ ኣይትበሎ።,ትባዕ,ኩራዕ,ስራሕ,ስማዕ,A |
|
ኣባ ጨጎራ፡ __ እናበልዎ ሞተ።,ስማዕ,ኣሎ,ንዓ,ከደ,B |
|
ኣብ ከብዲ ጽጉብሲ __ የሎን,ቖሎ,ድኻ,ጥሙይ,ጥዑይ,C |
|
ኣብ ኲናት ዘይወዓለ __,ፈራሕ,በሊሕ,ወታደር,ተባዕ,B |
|
ኣብ ክንደይ ርእሳ፡ __ ይፈርሳ።,ገዝአ,ጸጉራ,መጥሓን,መዲድ,D |
|
ኣቦይ ቀሽ ዝበልዕዎ ሕምቶስ ኣደይ ኢታይ __ የጒስዔን።,ሜስ,ስጋ,ደም,ፈርሲ,D |
|
ኣንስቲ ኣይለምና፡ እንተ ለመና ኸኣ፡ __,ኣይከደና,ኣይስኣና,ኣይህባ,ኣይጽገባ,B |
|
ኣይትብከ እንዲዩ ___ ዘሎ።,ዝስመዐኒ,ዝንበዐኒ,ዘብክየኒ,ዝብለኒ,C |
|
እምኒ ዝረገጸ ኣሰር የብሉ፡ ማይ ዝሰተ __ የብሉ።,ሕብሪ,ሽታ,ትርጉም,ጣዕሚ,B |
|
__ ዕሾኽ'ያ ተውጽኣ።,መርፍእ,ዕንጸይቲ,ዕሾኽ,መንገዲ,C |
|
እናኸኣሎ ከሎ ዘይገብር፡ __ ይነብር።,እናሓሰበ,እናበኸየ,ክጥዓስ,ክበልዕ,C |
|
እንተዘይተበትኸስ ጽቡቕ ___,ቅጥኒ,ክሪ,ገመድ,እምነት,A |
|
እንካ ዘይፈልጥ፡ ሃባ መን __,በሎ,ከልኦ,ኣልመዶ,ክብሎ,C |
|
__ መሰታ ቀዳሞት።,ስዋ,እዝኒ,ኢድ,እግሪ,B |
|
ከልቢ ዝበልዖ ስጋ'ምበር፡ ዝተኣልሞ ___ ዘይርኢ።,ስራሕ,ነገር,ሽግር,በትሪ,D |
|
ከመ’ሎኻ ‘ይትበሎ፡ ኣብ ገጹ __,ጽፍዓዮ,ሰላም በሎ,ኣስተብህሎ,ራአዮ,C |
|
ከይመኸርካ ዝግበር፡ ከየብኳዕካ ዝጋገር፡ እቲ ይገፍሕ፡ እቲ __,ይጎድል,ይሓጽር,ይነውሕ,ይነፍሕ,D |
|
ከይተሓርደ ኣይርከብ ስብሑ፡ ከይመርመርካ ኣይፍለጥ __,ፍርሑ,ጉርሑ,ልቡ,ሽርሑ,B |
|
ከይተቐብኡ ኣይነግሱ፡ ከይመንኮሱ __,ኣይጵጵሱ,ኣይኽሰሱ,ኣይኾሉሱ,ኣይከሓሱ,A |
|
ከይተዓደመ __ ከይጸገበ ወጸ።,ዝአተወ,ዝመጸ,ዝሳዕሰዐ,ዝበልዐ,B |
|
ከይኮነ __ ከይተሰብረ ጸግን።,ስማዕ,ወስን,ግበር,ወግን,D |
|
__ ይወዓዓሉ፡ ከይተኣማመኑ ይማሓሓሉ።,ከይበልዑ,ከይሓደሩ,ከይወዓሉ,ከይሰምዑ,C |
|
ከይጠዓምኩ ካብ ሙዙ፡ ረኸብኩዎ __,ጣዕሙ,መርዙ,መዘዙ,ስርሑ,C |
|
ከይጸልኡና ሕራይ ንበሎም፡ ኣየነጸብቖ __,ከየልምዱና,ከይቕየሙና,ከይሰምዑና,ከየርስዑና,A |
|
ከይጸውዑኻ መጻእካ፡ ከይጸገብካ ወጻእካ፡ __,ብሓሳብካ,ብኽልተ ገጽካ,ገዛካ,ክልተ ሳዕ ከፋእካ,D |
|
ከይጸውዕዎ ዝመጸ፡ ከይጸገበ __,ወጸ,ስተየ,ኸደ,ሳዕሰዐ,A |
|
ከይጸገቡ ኣይዘሉ፡ __ ኣይስንክሉ።,ከይጎየዩ,ከይዘለሉ,ከይደየቡ,ከይተባእሱ,B |
|
ከይፈልሐ ኣይግንፍልን፡ ከይበጽሐ __,ኣይበስልን,አይዕወትን,እአይሽለምን,ኣይገፍሕን,A |
|
ኩሉ መዓልቲ ደሓን፡ ሓደ መዓልቲ ግን __,ሕማቕ,ኣይደሓን,ጽቡቕ,ኣሜን,B |
|
ኩቱ እንታይ ይደሊ __,ዘይናቱ,ጉቱ,ዘይግዱ,ኩዕንቱ,A |
|
ካብ ሓሚምካ ሕክምና፡ ተኸናኺንካ __,ጥዕና,ናብራ,ጨና,ዜና,A |
|
ካብ ምስ ዓሻ __ ምስ ለባም ዓጸባ።,ልዝብ,ዓለባ,ዘረባ,ጸባ,C |
|
ካብ ሳዕሳዕካስ __,ዝለል,ተቆጻጸ,ጉየ,ተሸለም,B |
|
ካብ ክልተ'ያ ዝወለደስ፣ __ ቆቢዑ።,ቄናን,ነዊሕ,ሓደ,ገፊሕ,A |
|
ካብ ጉይይ ምዓል፡ __ ምሓዝ።,ገንዘብ,ኢድ,ክሳድ,ልቢ,C |
|
ካብ ጸባ ዘይተረኽበስ፡ ካብ __,ማይ ጸባ,ቢራ,እንቋቑሖ,ስዋ,A |
|
ክመኽርዎ ልቢ ዘይገብር፡ ከብልዕዎ ዝዓብር፡ ነቲ ምኽሪ ክላእ፡ ነቲ __ ክላእ።,ስጋ,እንጀራ,ቕጫ,ገንዘብ,B |
|
ክምብል በለ እምበር፡ __,ኣይትተሰብረን,ኣይፈሰሰን,አይተኻዕወን,ኣይከደን,C |
|
ክሰርቀኒ ዝረኣኹዎ፡ ክህበኒ __,ኣይኣመንኩዎ,ኣይራኽዎን,ኣይሰማዕክዎን,ኣይበልክዎን,A |
|
ክስርሓ ኢለን __ ተነጽየን መጻ።,ዝወጻ,ተሰሪሐን,ዝኸዳ,ከይደን,A |
|
ክትሕሱ ንጽባሕ፡ ዝድገም __,ሓሱ,ተጻወት,ግበሮ,ቀኒሰሉ,A |
|
ክነጽፍ ዝበለ ማይ ይጨኑ፡ ክበርስ ዝደለ ዓዲ__,ይጽብቕ,ይረስሕ,ይኸውን,ይዓኑ,D |
|
ክዳን ዘለዎ ልዑል፡ ክዳን ዘይብሉ __,ድኻ,ልባም,ጽጉም,ድዑል,D |
|
ክድቅሱ ነገር የኾምስዑ፡ ክትንስኡ ነገር __,ይበልዑ,ይኹልሱ,ይርስዑ,ይስስዑ,C |
|
ኮራዪ ጓሳስ ምስሑ እተሓስበ __ ይኸውን።,ድራሩ,ጣዕሞቱ,ቁርሱ,ኩሉ ግዜ,A |
|
ወዲ ሰራሒ ማዕጾ’ሲ፡ __ ይወስዶ።,ዝብኢ,ኣድጊ,ነብሪ,ድሙ,A |
|
ወዲ ኣማኒኻ ሓንግሮ፡ __ ኣታትዮ።,ወዲ ጓና,ወድኻ,ወዲ ሰብይትኻ,ወዲ ሓውካ,B |
|
ዋሕስካ ንቕድሜኻ፡ __ ንድሕሬኻ።,ወላዲኻ,ሰብይትኻ,ልብኻ,ናብራኻ,A |
|
ዋንኣ ዝኣመነት በጊዕ፡ __ ደገ ይሓድር።,ክሳዳ,ጸጉራ,እግራ,ኮልኮላ,D |
|
ሕንቁቅ ቆልዓስ ብኣቅሓ ኣብኡ __,ይጻወት,ይስዕስዕ,ይበልዕ,ይኸብር,A |
|
ክንዳና ዘይኣኽላ__ ይወዓላ,ብኣና,ምሳና,ገዛና,በገንዘብና,A |
|
ክንብርኵት ከይንብርኵት ኣብ __ ንብጻሕ,ማይ,ዓውዲ,ፍረ,ሽዊት,A |
|
ክዳን’ምበር ሕማቕ ዘረባ __ እዩ,ኣይደርቕን,ኣይበልን,ኣይኽደንን,ኣይረስሕን,B |
|
ወዮ ናታ ንሓማታ፡ ወዮ ንኡሶም ኮነ __,ሓላፊኦም,ሰቦም,ንጉሶም,ምዕባዮም,C |
|
ካብ ምስ ተወቕዑ ምንጽርጻር፡ ከሎ ገና __,ኽዳን ምኽዳን,ካብ ዓዲ ምጥፋእ,ሓጹር ምሕጻር,ገጹ ምኽዋል,C |
|
ካብ ምድብዳብ፡ ይሓይሽ __,ምእዳብ,ምልባም,ምጽራፍ,ምኽዳን,A |
|
ካብ ሽሕ ሰራራይ፡ ሓደ ዘይብሎም መኻራይ፡ ንኹሎም ኣኻኺብካ ናብ __,ቃላይ,ገዛይ,ሰማይ,ማይ,A |
|
ካብ ሽሕ ሃተፍ፡ ሓደ __,ደገፍ,ልቢ,ተግባር,ከተፍ,D |
|
ካብ ክፉእ __ ክፉእ ዘልምዱኻ,ዝገብሩኻ,ዝመኹሩኻ,ዝዛረቡኻ,ዝብሉኻ,A |
|
ካብ ክልተ ደቅኖ ኣይተዳሉ፡ __ ኣይትሓሉ,ህጓጕ መሸላ,ዓውዲ,ዝባጽሐ ስርናይ,ዝወለደ ስገም,A |
|
ካብ ክልተ ጥነሲ፡ ምእታን __,ከይትሕጐሲ,ክትመላለሲ,ክትወልዲ,ክትሓርሲ,A |
|
ካብ ወደይ __ ካብ ካልእ ሃገር ዓደይ,ወገነይ,ዘመደይ,ከብደይ,ገንዘበይ,C |
|
ካብ __ ዘገልገለ፡ ቀውዒ ሰፍኢ ዘቐበለ,ቀውዒ,ኩሉ ግዜ,ሓጋይ,ክረምቲ,D |
|
ካብ ዝወርወረ ዝመኸረ፡ ካብ __ ዝሰደረ,ዝዘለለ,ዝሓሰበ,ዝኣመተ,ዝጎየየ,C |
|
ካብ ዝደፈረ ዝተጠራጠረ፡ ካብ ዝተጠራጠረ __,ዝተብዐ,ዝደፈረ,ዝወሰነ,ዝተመራመረ,D |
|
ካብ ዝጸድፉ፡ ቈንጠጠፈ __,ይብልዑ,ይቕረጹ,ይሓዙ,ይሓቝፉ,D |
|
ክልተ ሳዕ ዝበልዑ ይተፍኡ፡ ክልተ ሳዕ ዝዛረቡ __,ይኸብሩ,ይነብሩ,ይኸፍኡ,ይሕስው,C |
|
ክርክር ካብ ስራሕካ __,የብኩር,ይጥፍእ,ይጥፍእ,የዛናግዕ,A |
|
ክሳብ ዝወጸለይ __ ጽግዕ ኢለ’ጸንሕ ኣብ ከረነይ,ገዛይ,ዘመነይ,ወገነይ,ክዳነይ,B |
|
ክቡር የኽብረካ መጠን __ ሕሱር የሕስረካ መጠን ርእሱ,ነብሱ,ኽብሩ,ስሙ,ተግባሩ,A |
|
ክብራ ንኽብራ፡ __ ንዓለም ትነብራ,ናብራ,ተኸባቢራ,ክትብል,ብጽፍራ,B |
|
ክናብ ኣብ ማሕረሱ፡ ኣባይ ኣብ __,ዳሱ,ክሱ,መልሓሱ,መንከሱ,C |
|
ክንዲ ዘኾለስኩ __ ተነኸስኩ,ልበይ,ባዕለይ,እግረይ,ኢደይ,C |
|
ክንድ ትገድፍ ትነድፍ፡ ክንድ ትለምጽ __,ትቑንድፍ,ትሕርፍፍ,ትኸትፍ,ትህፍትፍ,A |
|
ክዉን ኣይምለስ፡ ጓህሪ __,ኣይኵለስ,ኣይጠፍእ,ኣይረስን,ኣይሰምዕ,A |