ProverbEval / tir /tir_fill_2.csv
israel's picture
Update tir/tir_fill_2.csv
593b765 verified
raw
history blame
52.8 kB
Proverb,A,B,C,D,Answer
ሃላይ ሰዓሚ __,ኩሉ ግዜ ቆዛሚ,መባላሸዊ ጭሕሚ, መበላሸዊ ጸጉሪ,ሃላይ ላሕሚ,B
ክልተ ጎራሓት ___,ተስፋ ስንቆም,ዓርኪ ሃፍታማት,ይበልዑ ሽሮኦም,ሓሙኽሽቲ ስንቆም,D
ዘኽብርዎ ድሙ__,ሃብዎ ዓጽሙ,ሃብተማርያም ስሙ,ካብ ገዛ ኣይወጽእዎ,ዘልአለም ስሙ,B
ዓሻ ጠሓኒት ምስ__ተውግዕ,ፈታሊት,ሓላፊት መንገዲ,ደራፊት,ቆናኒት,A
ንጸብሒ መን ይፈልጦ __,በላዒ,ጋሻ,መንቀላወጢ,ጸባሒ,C
ክበልዕዋ ያ ዝደለዩ አባጉምባሕስ __ይብልዋ,እንቋቁሖ ኣውዲቓ,ጤል,ዛግራ,ደርሆ,C
"ቀጢነ እንተረአየኒ __ እንካ ለመነኒ
",ጅማት,ደም,እግሪ,ገንዘብ,A
ሐምሳ ለሚን ንሐምሳ ሰብ ጣዕሚ __,ንሓምሳ ሰብ ሸኽሚ,ይህብ,የብሉን,ንሐደ ሰብ ሸኸሚ,D
ሂብካ ኣይትኽላእ ፈቲኻ __,ለምኖ,ኣይትጽላእ,ኽልዓዮ,ኣይትፍቶ,B
__ ንኣመሉ መገዲ ዕዳጋ ይጸቦ,ቁጡን,ህሩፍ,ዲኻ,ለማኒ,B
ሃህ ንዝበለ ኣንበሳ ኣይትቃለሶ፡ __,ሕዘነሉ,ቅተሎ,ስጋ ኣኾልሶ,ህደም,C
ሃላይ ሰላሊ፡ __ ተታለሊ,ቆልዓ,ዓሻ,ጠንቋይ,ለባም,B
__ ህበይ ይገብር,እንካ,ምዝላለ,ሃበኒ,ምጉያይ,C
__ ብምጽዋቱ፡ ድኻ ብጸሎቱ,ቐሺ,ጸሎተኛ,ድኻ,ሃብታም,D
ሃብታም ብገንዘቡ ድኻ __ ይቀራረቡ,ብፀሎቱ,ብድኽነቱ,ብጥበቡ,ብሓልዮቱ,C
ሃብታም እንተ ሃበ ዓይኒ ድኻ __,ደም ሰረበ,ተዓመተ,ተኣለየ,ኣፍጠጠ,A
ሃሊሉ ንዝመጸካ ኣድጊ __,ከይረግሐካ ተጠንቀቕ,ሳዕሪ ሃቦ,ማይ ኣስቲዮ,ኣኽቢድካ ጽዓኖ,D
ሃብታም በዲሉ ___፡ ጭጉራፍ ሃሪማ ባዕላ ተእውይ,ይቅርታ ይብል,ይኸስስ,ገንዘብ ይኸፍል,ዘረባ ይጠውይ,D
ሃብታም በዲሉ ይብል ፈንጠርጠር፡ ድኻ ተበዲሉ ___,ይብለ ደንገርገር,ይብል ቀብጠርጠር,ይብል ተበዲለ,ይፃረፍ,B
ሃብታም ንሃብታም ይካሰሱ፡ድኻ ንድኻ ___,ይበኣሱ,ይፀራረፉ,ይላቐሱ,ይናኸሱ,C
ሃዳናይ ንኸርሱ፡ መናኒ ___,ንሃገሩ,ንስግኡ,ንደቁ,ንነፍሱ,D
ንጽብቕቲ ጸወታ ___ ጸየቐታ,ሃበኒ,ኣይህብን,ፀርፊ,እንካ,A
___ድራር ሓደ ምሸት,ምግቢ,ገንዘብ,ሓቂ,ሓሶት,D
ተሃዊኸን ይኽዕወኦ ___ ይሓፍስኦ,እናሰሓቓ,ተደቢረን,ተኣክበን,ከይቖፀራ,B
ትንዕ ዝበለካ ዳርጋ ___,ዝሃረመካ,ዝመረቐካ,ዝለመነካ,ዝነዓቐካ,A
___ ቁስሊ ንቖልዓ ገጽ ኣይተርኢ,ንሰብ,ንከለቢ,ንዝብኢ,ንሃመማ,D
ክህቡ ብንያት ክኸልኡ ___,ብምኽንያት,ብዘይ ምኽንያት,ብሕጊ,ብፅልኢ,A
ለሚን እንተ ዘይበላዕካዮ ዕንጉለ፡ ትምህርቲ እንተ ዘይፈለጥካዮ ___,የሀፍቲመካ,ይሓይሽ,ጽላለ,ታርኽ,C
___ ሰበይቲ ብምስዓም ትስንገል,ለባም,ዓሻ,በሰሮ,ሓያል,A
ለባም እንተ ፈከረ ___ ይወግእ,ብካራ,ለባም,ንዓርሱ,ዓሻ,D
ለባም ይሓስብ ናይ ዓመት፡ ዓሻ ይሓስብ ___,ናይ ለይቲ,ናይ ዕለት,ናይ ኩሉ ግዜ,ናይ ክልት ዓመት,B
ለባም ይሕረድካ፡ ዋዕላ ___,ይፅላእኻ,ይፍረድካ,ኣይስማዕኻ,ኣየግንኻ,B
ለይቲ ምድሪ ይግስግሱ፡ ___ ሓዚሎም ይምለሱ,መልኣክ,ሰይጣን,ገንዘብ,ሽግር,B
ለጋስ እንተ ለገሰ ___ እምበር ኣይህብን,ቃል ይኣቲ,ለጋስ እየ,እሺ,የለቅሕ,D
___ እንተ በልዋስ ልዋ ልዋ ዝበልዋ ይመስላ,ጋሻ,ሌባ ሌባ,ለባም,ሃፍታም,B
ልሙጽ መልሓስ እናሓደረ ___,ይኸፍእ,ይሕርፍፍ,ይነዊሕ,ይለምፅ,B
ልቢ ሰብ ክትምርምር ___ ጀምር,ፀሎት,ስራሕ,ብናይ ሰበይትኻ,ብናትካ,D
___ ክንዲ መርፍእ ንሳኳ እንተ ሰዓምካያ ትጠፍእ,ልቢ ጓል,ስምዕት ጓል,ልቢ ወዲ,ዓይኒ ጓል,A
___ ሳዕርን እናሓደር ይበቁል,እግሪን,ልብን,ተኽልን,እኽልን,B
ተለጋገስ ከም ኣሕዋት፡ ተጸባጸብ ከም ___,ኣሕዋት,በዓል ሃፍቲ,ቤተሰብ,ጓና,D
___ ደርብይዮ ኣብ ዕነ።,ንሎሚ ዘይኮነ,ዘይረብሕ,ዘይናትካ,ዘብላዕ,A
ኣይትሃብ ኣይትለግስ ፣ ___ባዕላ ትገስግስ።,ስራሕ,ዕድል ,ሰበይቲ,ነብሲ,B
ከመይ ኣለኻ ዝብል ለባም፡ ከመይ ኣለኻ ዝደጋግም ___,ገልጣም,ፀላእኻ,ፈታዊኻ,ብጣዕሚ ለባም,A
ካብ ሰይጣን ዝልቃሕ ከይበልዐን ___,ይህፍትም,ይፈርሕ,ይፍንጭሕ,ይምልሰን,C
ዝሓበጠት ልቢ ___,ኣይትዓቢ,ከይተንከፍኻ,ድቃስ መድሓኒታ,ማሕጎማ ፈውሳ,D
ዘየለቅሕ ቀታሊ ዘይመልስ ___,መታለሊ,ሓቀኛ,ከታሪ,ፈታዊ,C
ካብ ሌባ ___,ተቐባል ሌባ,ቤተሰብ ሌባ,ሓሻዊ,ዓርኪ ሌባ,A
ዝሃቡኻ ኣይትአበይ ___ ኣይትረስዕ,ዝበላዕኻዮ,ዝለመኑኻ,ዝገበሩኻ,ዝሰተኻዮ,C
ልቢ እንተ ኣለካ ተኸተል ___,ሓውካ,ፀላእካ,ጎረቤትካ,ሓለቓኻ,D
___ መጠመቲኣ ትኮሓል,ኣረጊት,ሓባል,ቀያሕ,ፅብቕቲ,B
ሓወይ ኢልካ ሰብ ኣይትእመን ድሙኻ ኳ ___,ትቕየም,ምስ ሞትካ ትበልዓካ,ትጠልመካ,ተምጽኣልካ ተመን,D
ሓዊ እንተተደጎለ ___ ይመስል,ጓህሪ,ሓመድ,ሓመኹሽቲ,ዝጠፍአ,D
ሓያል ውሕጅ ___,ንሰብ,ወዳኢ ሓመድ,ንዓቐብ,ንዝራእቲ,C
___ በላ ኣይተጻዕድወላ,ሕራይ,ሕማቕ,እንቢ,ፅቢቕቲ,A
___ ይጠንስኦ ሰብ ኣኪበን ይሓርስኦ,ተሓቢአን,ከይፈተዋ,ፀሊአን,ተኣኪበን,A
ሓሶትን ስንቅን እናሓደር ___,ይዉስኽ,ይጠፍኡ,ይኸብር,ይፈኩስ,D
ሐጺር አድጊ ወትሩ___,መዘንግዒ,ኣይረኣይን,ሓያል,ዒሉ,D
ንዕልቲ ሕማም ___,እዝኒ,ዓይኒ,ኩርምቲ,ደሓር,A
ኣሓስ ምስ ___ ማይ ይሰትያ,ሓራዲአን,ደርሁ,ፈታዊአን,መፅዓኛ,A
እንዳ ሕኑቕ ___ ኣይትበል,መርዓ,ገመድ,ቀብሪ,ሞት,B
ከብዲ ከምዘልመድካዮ ሕልሚ ___,ከምዝፈታሕካዮ,ኩሉ ግዜ ስሕተት,ከምዝሓለምካዮ,ተፃራሪ,A
ከብድኻ ሓምሊ ምልኣዮ፡ ዝባንካ ___,እኖኻ ኣይርኣዮ,ፈታዊኻ ኣይርኣዮ,ወደቦ ኣይርኣዮ,በትሪ ኣይሕለፎ,C
___ ካብ ክልተ ውለድ,ንክትሕጎስ,ንክትደኪ,ንክትህፍትም,ከይትሕጎስ,D
ኩሉ ይሓልፍ ክሳብ ዝሓልፍ ___,የሕልፍ,የዲክም,ምንም ኣይኮነን,ስራሕ,A
ዘየተሓድር ___,ርሓቆ,ኣየዋዕልካ,ኣየናግርካ,ኣየማሲ,D
___ ኣይመርገም ኣይምርቓ,ዝሓሰብካዮ ኣይትርከብ,ሰላም ኣይትስኣን,ዘይሓሰብካዮ ርኸብ,ዕድመ ይሃብካ,C
ጥፍኣ ዝበለን ___ ምስ ንፋስ ይቀዳደማ,ሓርጭሲ,ፀጉሪሲ,ማይሲ,ደመናሲ,A
___ ፈሪሖም ድቃስ ለይቲ ይስእኑ,ድኽነት,ድኻም,ሕልሚ,ባእሲ,C
___ ኣብያስ ብሕምቢጣጦ,ብቀምስ,ብኾበሮ,ፀዋታ,ብደርፊ,B
ቀሺ ናብ ዳዊቱ ሓረስታይ ናብ ___,ነዊቱ,ገዝኡ,ፀሎቱ,ንግዱ,A
ኩሉ ሓላፊ ___ ተራፊ,ክእለት,ዓፅሚ,ስም,ዓለም,C
___ ዘገም ኣይትህወክ ኣይትቕደም,መንገዲ,ስራሕ,ሕሶት,ሓቂ,D
መታን ክመስሎ ___,መስለሉ,ኣርእዮ,ሰርሓሉ,ሓስየሉ,A
መገዲ ምሰ ___,ሰበይቲኻ,ወዲ ዓዲ,ቆለዓ,ጓና,B
መርዓዊ ከይሓዛ ___, ዓርኪ ሓዛ,መርዓዊት ሃዛ,ክዳን ይገዝኣ,ኣይምርዐዋን,A
___ ዘሊላ ዘሊላ ኣብ ምድሪ,ዕፍ,ማንቲለ,ደርሆ,ዛግራ,B
ማይ ካብ ዓማቑ ምስላ ካብ ___,ሒማቕ,ነዊሕ,ሓፅር,ቅኑዕ,A
ምስ ኣረጊት ምኸር ምስ ___ ውፈር,ቆለዓ,ድኹም,ሓያል,መሓዛኻ,C
እንተ ዘይሞትክን ___ ኣሎክን,ሕማም,ጥዕና,ስራሕ,ሃገር,B
ርኣዩኒ ርኣዩኒ ___,ሕብኡኒ ሕብኡኒ,ውሰዱኒ ዉሰዱኒ,ሓዙኒ ሓዙኒ,ሕደጉኒ,A
ማይ ኣይጓዳእ ___ ኣይውዳእ,ዕድመ,ዘረባ,ምግቢ,መንገዲ,B
መልክዕ ህድሞ ገበላ፣ መልክዕ ክዳን ነጸላ፣ መልክዕ ዘረባ ___,በዝሒ,ሃፍቲ,ምስላ,ፀዋታ,C
ኣይረኣኹን ኣይሰማዕኩን ሓንቲ ርእየ ሰሚዔ ___,ብዝሕቲ,ሓንቲ,ንእሽተይ,ድኻም,A
ምሰ ሰብካ መዓት ___,ዘይድፈር,ዳርጋ ገዓት,ክፉእ,ከብድ,B
___ ዘይብሉ ቤት ጥሪት ከም ዘይብሉ ደምበ,ቆልዓ,ሃፍቲ,ሰበይቲ,ሰብኣይ,C
ሰኣን ___ ትህረም ሰበይቲ,ስራሕ,ሰብኣይ,እምቢ,ሕራይ,D
ሰብኣይን ደሊኽን ___ ጸሊእክን,እድ,ምስዓም,ጭሕም,እግሪ,C
ካብ ___ ዝደሊ ከም ሳእኒ ይበሊ,ሰብ,ሃፍታም,ጓና,ድኻ,A
ዘይትሰምዖ ጸርፊ ዳርጋ ___,ደርፊ,መርዓ,ምራቐ,ፅልኢ,A
ሰብ ኣብ ___ እክሊ ኣብ ዓውዱ,ትምህርቱ,መርዕኡ,ዓዱ,ሓዘኑ,C
ቀጢን ኢልካ ___ ኣይትርገጽ,ኣንበጣ,ተመን,ሰብ,እግሪ,B
በዓለገ ቱፍ እንተበለ ናብ ___,ከብዱ,ክዳኑ,እግሩ,እዱ,A
ካብ ማይ ባሕሪ ___,ንእድካ,ብጀሪካን,ብኩባያ,ብጭልፋ,C
ናጽነት የኹርዕ፡ ስራሕ ___,የፅልእ,የድክም,የዘኽትም,የብልዕ,D
ንመግቢ ኣኾምሲዕካ ፡ ንነገር ___,ኣስተውዒልካ,ሓርቅካ,ሓብእካ,ተፃድፍካ,A
___መገዲ ይጸቦ,ንነፋግ,ንሃብታም,ንነዊሕ,ንድኻ,A
ወዮ ናታ___,ንሰብኣያ,ንደቃ,ንሓማታ,ንሓፍታ,C
ሓጺር ኣድጊ ወትሩ ___,ደፋር,ዒሉ,ቅልጡፍ,ሓያል,B
ኣንበሳ ኣብ ዱሩ ሰብ ኣብ ___,መደቀሲኡ,ሃገሩ,ገዝኡ,መውዐልኡ,B
ኣንጭዋ ___ ምእንቲ መጎጎ,ትሕለፍ,ትብላዕ,ትሙት,ትውለድ,A
ኣዲኣ ገዲፋ ___ ትናፍቕ,ሰብኣያ,ጎረቤታ,መሓዘኣ,ሓውቲኖኣ,D
___ ዘይብሉ በቕሊ ይንዕቕ,ግመል,ብዕራይ,ኣድጊ,መክና,C
___ ዘይብል ሃባ መን ኣልመዶ,እንካ,ሃባ,ብላዕ,ስተ,A
ክንዲ ዘኾለስኩ ___ ተነኸስኩ,ኢደይ,ከንፈረይ,እግረይ,መልሓሰይ,A
ካብ ኣፍ ዝወጸ ካብ ልቢ ___,ዝተፈትወ,ዝተሃንጸ,ዘይነበረ,ዘይትሓሰበ,B
ጸሎት ምስ ፍቕሪ ___ ምስ ግብሪ,ስራሕ,ሰላም,ትምህርቲ,ሃይማኖት,D
___ ማዕረ እግርኻ,ንብራኻ,ክዳንካ,ሳእንኻ,ስረኻ,C
ንሰብ ብዘመድ ንኣድጊ ___,ብገመድ,ብክብደት,ንትሕትና,ብበትሪ,A
ኣመል ምስ ___,ክዳን,መልሓስ,ክብረት,መግነዝ,D
እንተ ዘይሞትክን ___ ኣለክን,ጥዕና,ሃፍቲ,ሃገር,ዘመድ,A
ኣነ ይገድድ ምሳኺ ___,ዝበለዕ,ዝሰርሕ,ዘኹድድ,ዝናገር,C
ኣብ ኲናት ዘይወዓለ ___,በሊሕ,ሃካይ,ታርኸኛ,ፈራሕ,A
ካብ ጉይይ ምውዓል ___ ምሓዝ,እግሪ,ኣፍ,እዝኒ,ክሳድ,D
ካብታ ክፉእ ዝገብሩኻ ___ ዝምህሩኻ,ፅቡቕ,ክፉእ,ብዙሕ,ታርኽ,B
ክርክር ካብ ___ ዬብኵር,ስራሕካ,ብልዕኻ,ድቃስካ,ትምህርቲኻ,A
ከመይ ኣለኻ ኣይትበሎ ኣብ ___ ርኣዮ,ዓይኑ,እዱ,ገጹ,እግሩ,C
___ ኣይምለስ ጓህሪ ኣይኹለስ,ንጉስ,እግሪ,ዲኻ,ክዉን,D
ክልተ ጎርሓት ___ ስንቆም,ሓሙኹሽቲ,ሽሮ,ብርኩታ,ስጋ,A
ንእሽቶ ውራይ እሞ ግበር ___ ፍለጥ,ደቅኻ,ሃገርካ,ፈታዊኻን ጸላኢኻን,ስራሕኻ,C
ከይወልድካ ___,ስራሕ,ደቅስ,ብላዕ,ኣይትንበር,C
ወሓጥዮ እንተ በልኩዋስ ___,ትተፍኦ,ትናገር,ትሓይኮ,ትጎስመሉ,D
___ ኣብ ዘይትረኽበሉ ዓዲ ኣይትቀመጥ,ዝብላዕ,ስራሕ,ዋሕስ,ሰብ,C
ውሑጅ ከይመጸ መገዲ ___ ጽረግ።,ሰብ,መክና,እንስሳ,ዉሑጅ,D
ውረድ ዘይበቕልኻ ልቐቕ ___,ገዛኻ,ሃገርካ,ዘይርስትኻ,ዘይስላጣንካ,C
ዝወዓለ ይንገርካ ___ ይምከርካ,ዝፈተነ,ንጉስ,ዘይነበረ,ዘይፈተነ,A
ወዲ ሰራሕ ማዕጾ ___ ወሰዶ,ወታደር,ሰብ,መን,ዝብኢ,B
ዓቕሊ ዋጋ ___,በቕሊ,ግመል,የብሉን,ሃገር,A
ስኒ ___ቁሪ ወድኦ,ሓርማዝ,ለባም,ግመል,ዓሻ ,D
ንዕዉር ይጣቕሱሉ ንጸማም ___,ይነግሪዎ,ይንዕቕዎ,የሕሾኽሹኹሉ,ይጣቕሱሉ,C
ዓርኪ ሰባር ___,ፀማም,ሰባር,ነቓዕ,ጠንካራ,C
___ መዓዲኡ ይጸልእ,ዓሻ,ሰብኣይ,ቖልዓ,ለባም,A
ዓሻ ናይ ዕለቱ ___ ናይ ዓመቱ,ዓሻ,ለባም,ቖልዓ,ሰብኣይ,B
___ ዝተኸሎ ለባም ነይነቕሎ,ነውሕ,ሓጽር,ዓሻ,ለባም,C
___ ምዉት ይናፍቕ,ዓሻ,እንስሳ,ሰብ,ለባም,A
ኣብ ዓዲ ዕዉራት ___ ይነግስ,ነውሕ,ህርኩት,ሓደ ዓይኑ,ሰብኣይ,C
ዓውዲ ከም ንፋሱ ዓዲ ከም ___,ዋርድይኡ,ንጉሱ,ንዋሓቱ,ከባብኡ,B
ዓይኒ ተሃካዪት ___ ጎያዪት,ርእሲ,ብርኪ,አፍንጫ,እዝኒ,B
___ ናብ ሰብ ኢዳ ናብ መሶብ,ኢዳ,ዓይና,ከብዳ,ልባ,B
እኽሊ ኣብ ዓውዱ ሰብ ኣብ ___,እንጀርኡ,ዓዱ,ከብዱ,ሂወቱ,B
ክልተ ___ ገዓት ይኳለሱ,ነዋሕቲ,ዓያሹ,ለባማት,መሃዙት,B
ወዲ ዓሻስ ክልተ ሳዒ ___,ይውሰድ,ይሽለም,ይምረቕ,ይህረም,D
ካብ ንዓመታ ___ ንሎሚ ዘበን እንቋቑሖ,ብዕራይ,ላሕሚ,ደርሆ,ጤል,C
___ ኣይትገራህ ብዓሻ ኣይትመራሕ,ብለባም,ብዓሻ,ብሰበይቲ,ብጎራሕ,D
ወዲ ___ ዝብኢ ወሰዶ,ተማሃራይ,ዶክተር,ሰበይቲ,ሰራሕ ማዕጾ,D
ዘረባ ___ ክንዲ ኩልሳስ,ቆልዓ,ሃሳስ,ለባም,መምህር,B
___ ማይ ንዓቐብ,ዘበን ግርምቢጥ,ወርሒ ሓጋይ,ሓያል ክረምቲ,ቅኑዕ ዘበን,A
ዝብእስ ክሳዕ ዝደልዎ ___,ይልምን,ይርብሽ,ይበልዕ,ይሕንክስ,D
___ ነጊሮሙኻ ድቅስ ይሓድሩ,ዘደቅስ,ዘየድቅስ,ዘሕልም,ዘሀፍትም,B
___ ገዛ ውዒላ ማይ ትጥልቂ,ኣድግስ,በግዕስ,ጤልስ,ደርሆስ,D
___ ፍሉጥ ርእሱ ምሉጥ,ሃፍታም,ለባም,ድኻ,ዓሻ,C
ድኽነት መዐሸዊ ሕማም ___,መበላሸዊ,መጠንከሪ,ቀታሊ,መሃፍተሚ,A
ልቢ ጎበዝ ኣብ ___,ደረቱ,እዱ,መልሓሱ,እግሩ,A
ብዘበን ገበል ዝሃበካ ___,ደርብዮ,ኣይትቀበል,ተቐበል,ኣይትብላዕ,C
ንጐራሕ ጐራሕ ይፈልጦ ንነቲሕ ___ ይመልጦ,ከልቢ,ማይ,ዝብኢ,ዕንጉለ,D
ካብ ጓል መን ፡ ___ መን!,ቤተሰብ,ሓፍቲ,እኖ,ሰበይቲ,D
ወይ ዝበሉኻ ግበረሎም ወይ ___ ግደፈሎም,ንብረቶም,ቤተሰቦም,ዓዶም,ስረሖም,C
ወዲ ጓህሪ ___,ማይ,ዕንጨይቲ,ነበልባል,ሓሙኽሽቲ,D
ገንዘብን ሓጥያትን ___,ተዋህላሊ,በራሪ,ዘይረብሕ,ንእሽተይ,A
ጓና ፈትዩኒ ኢልካ ___ ኣይተርሕቕ,ጓና,ሓውኻ,ፀላእኻ,ሃገርካ,B
ብጎራሕ ኣይትገራህ ___ ኣይትመራሕ,ብንጉስ,ብለባም,ብፍልጠት,ብዓሻ,D
ጋሻ ኰንካ ምጻእ ___ ውጽእ,ከይበላዕኻ,ከይሰተኻ,ከይመነዉኻ,ከይሓደርካ,C
ጥዋፍ ንርእሳ ትሓርር ንኻልኦት ___,ተድርር,ተደናግር,ተፀልምት,ተሕርር,A
ኣይትጥለም ኣማኒኻ ከይጠልመካ ___,ጠላሚኻ,ፀላእኻ,ፈጣሪኻ,ሓፍትኻ,C
ካብ በዓል ጣፍ በዓል ___,ስልጣን,ግመል,ቅርሺ,ኣፍ,D
ዝኣኽለን ጥሒነን ___ ይብላ,ኣይረኣኩን,ኣበላዕኩን,በዓለ ማርያም,ኣይፈልጥን,C
ጥሜት ኣይቀትልን ___,ዘይድኻም,ዘይሸብዳዕዳዕ,ዘይድኽነት,ዘይሕማም,B
ጥዑም ከይበልካዩ ___ ይሓልፍ,ጥዑም,መሪር,መከራ,ድኽነት,A
ካብ ሕሜት ___,ስራሕ,ፅጋብ,ጥሜት,ጥንካሬ,C
___ ኣሎ አንዳበልዎ ሞተ,ብዕራይ,ኣባ ጨጎራ,ኣንበሳ,ሰብ,B
ዝጨነቖ ___ የእትው,ህፃን,ኣረጊት,ጥንስቲ,ሃፍታም,C
ጭማራ ንዝገይሽ ___ ንዝሓርስ,ኣድጊ,ቆርበት,ከርፈስ,ሓዳር,C
ካብ ምስ ትጸልኦ መኣዲ ምስ ትፈትዎ ___,ፅልኢ,መገዲ,ሓዳር,መኣዲ,B
ንትጸልኦ ___ ሂብካ ኣፋንዎ,ጓልካ,ርግኦ,ቅርሺ,ዝፈትዎ,D
ንጸላኢኻ ከመዓልካ ኣይትኽላእ ___ ልብካ ኣይትቕላዕ,ንፀላእኻ,ንሰበይትኻ,ንፈታዊኻ,ንሃገርካ,C
___ በበይኑ ጸሎቶም,ሓዉን ሓፍትን,ኣቦይን ኣደይን,ክልተ መንግስቲ,ማንታ ቆልዑ,B
ከይተጸውዐ ዝመጸ ___ ወጸ,ከይጸገበ,ፀግቡ,ኪድ ከይተብሃለ,ተገዲዱ,A
___ ሓደ ደርፉ,ዕዉር,ለባም,ጸማም,ድኻ,C
ጸብሕኻ ጨው አይዝመቶ ነገርካ ___ አይመጉቶ,ፀማም,ለባም,ሃሳስ,ዳኛ,D
___ ከም ለይቲ ምኽኒት ከም ሰበይቲ!,ፀልማት,ፍርሒ,ግርማ,ብርሃን,C
ክፉእ ዝገብር ___ ይሰብር,ሰብ,በትሩ,እምኒ,ዝበልዓሉ ጻሕሊ,D
ንፅልኢ,ትዝታ,ፍሽኽታ,ባእሲ,ሓጎስ,A
ንእሽቶ ፈላሲት ___,መፋተዊት,መተዓረቕት,መበኣሲት,ተኣማኒት,C
እናፈለጠ ዝጋገ እናረኣየ ___።,ይመዊት,ኣኾልሶ,ቅበሮ,ንገሮ,C
ከለኻ ፍቅሪ ሕኔአ ___,ንፍቕሪ,ንሕማም,ንፅልኢ,ንሞት,D
___ የብጽሕ እምበር ኣይዋጋእን,ሰብ,ብዕራይ,ፈረስ,ጥይት,C
ፍረድ ንነፍስኻ ብላዕ ___,ንቤተሰብኻ,ንዳኛ,ንጥዕናኻ,ንኸርስኻ,D
ዓንጽዓንጾ ___,ንማዕጾ,ንንጉስ,ባዕላ,ንሰብ,A
ሃሊሉያ ዝመጻካ __ ኣኽቢድካ ጸዓኖ,ኣድጊ,ጸገም,ብዕራይ,ሰብአይ,A
ሃላይ ሰበይቲ __ ይጥዕማ,ማያ,ጸብሓ,ስራሓ,ሽንታ,B
ሃመማ እንተ በዝሑ__ አይኸፍቱ,መኽደን ላጋ,ማይ ቡንባ,ቶፋን,a and b,D
ህዉኽ __ ዝደቀሰ ድሙ ይቕስቅስ,ኣንጭዋ,ብዕራይ,ኸልቢ,ሰብአይ,A
ህውከት ይሰድድ__,ጸሎት,ንብረት,ቅርሺ,በረኸት,D
ህውኽ ዝብኢ __ ይነክስ።,ኢድ,ስጋ,መልሓስ,ቀርኒ,D
ሓለቓ ዘይብሉ ህዝቢ፡ ሹም ዘይብሉ __,ደርቢ,ዝንቢ,ንህቢ,ገዛ,C
ሌባ ሌባ ተበሉዋስ፡ __ ዝበሉዋ ይመስላ,ልዋ ልዋ,ሃፍታም ሃፍታም,ኸደት ኽደት,ድኻ ድኻ,A
ላሕምሲ ብኢዲ ዝቀርባስ፡ ብእግራ __,ትሓክኽ,ትበልዕ,ትራጋሕ,ትድቅስ,A
ላሕምኻ እምባሕ ትበለልካ እምበር፡ ዋላ __,ኣይት,ኣይትታሓለብ,ኣይትንበር,ኣይትውለድ,B
ላዕላዩ ዝተዘርገ፡ ታሕታዩ __,አይጸሪ,ጽሩይ,ዝተበልዐ,ይስተ,A
ልሳን __ የብሉን፡ ግና ዓጽሚ ይሰብር,ጉልበት,ሓይሊ,በትሪ,ዓጽሚ,D
ድኻስያ አብ ክንዲ ዝዓምም___,ይልብም,ይሃድም,ይሓምም,ይህፍትም,C
ሃፍታም ዝበላ ኹላ ሓቂ ፡ድኻ ዝበላ ኹላ __,ጸይቂ,ድንቂ,ዑንቂ,ዓንቂ,D
__ተላህዩ ይወጽእ እምበር ኮሸምሸም መን አልመዶ,ሃፍታምስያ,ብዕራይስያ,ሰብአይስያ,ድኻስያ,D
ሃፍታም ንሃፍታም ይወዳደስ ፡___,ብዕራይ ንብዕራይ ይጸማመድ,ድኻ ንድኻ ይወቓቐስ,ሰብይቲ ንሰብይቲ ትለቃቀስ,ሃፍታም ምስ እንስሳ ይናፈስ,B
እንዳ ሃፍታም ጥብሲ ፡እንዳ ድኻ __ አይስኣንንዩ,ድብሲ,ጥቅሲ,ምስላ,ሓምሊ,B
ዘይሓልፈሉያ ድኻስ __ ይጋብዝ,ሰበይቱ,ፈረንጂ,ሃፍታም,በዓል ስልጣን,C
ሕማቅ ስብኣይ ምስ __ ይመክር፡ሕማቅ መጥሓን ዳጉሻ ይክርክር፡፡,ጓሉ,ሰብይቱ,ዓርኩ,ሓማቱ,D
ክጸድቕ ኢለ እንተሓዘልኩዋስ __ ተረፈት,ሞይታ,ደቂሳ,ደው,ተንጠልጢላ,D
ኮፍ በለለይ __,ክሓተካ,ክሓልፈካ,ክሳገረካ,ክብለጸልካ,D
ወሓጥዮ እንተ በልኩዋስ __,ትጐስመሉ,ትበልዓሉ,ትሰትየሉ,ትስሕቐሉ,A
ግደፍዮ እንተበልኩዋስ __,ትጽበዮ,ትሓድገሉ,ትስሕቐሉ,ትውስኸሉ,D
ወራዙት ዝጠፍኡሉ፡ __ ይወራዘዩሉ,ሃፍታማት,ድኽታት,በዓለገታት,ህጻናት,C
ወራዙት ከም ቆርበት ይቕደዱ፡ ግን ዘይግዳዱ,ወዲ ወሓለ,ወዲ ድኻ,ወዲ ሃፍታም,ወዲ ማእምን,D
ወዓግ ተታሒዛ ትስዕስዕ፡ ኣድጊ ተጻዒና __,ተዀምስዕ,ትሃልል,ትስዕስዕ,ትርገጽ,A
ወይ’ዝ ዓሻ ከዐሽወኒ __ ነቒዙ ይብለኒ,ስርናይ,ቐለብ,ስገም,ጣፍ,D
ወዮ ብቐደሙ ዘይጽቡቕ ስኒ ___ቍሒሙ ድማ ይስሕቀኒ,ቖሎ,ስርናይ,ጫት,እንጣጢዕ,D
ጥንስቲስያ እንተ __ ዝሓረሰት ይመስላ።,በልዐት,ፎሰወት,ወድቐት,ተዛረበት,B
ዘይተምሃረን ኣየድሕን __ ኣይጥሒን።,ዘይተወቐጠ,ዘይተወሃበ,ዘይትሓጽበ,ዘይተወቅረን,D
ካብ ምህሮ __,ኣእምሮ,ኑሮ,ግበሮ,ዜሮ,A
ሰብ ናብ ሰብ ዝብኢ ናብ __,እንስሳ,ገረብ,በረኻ,ስድራ,B
ድሕሪ __ ኣይትጠይቅ ነገር ከይትጽይቅ።,ሰላም,ዳሓን,እሺ,a and b,D
ዓሻ ጽቡቅ ኣሎ __ ከፍእዎ ኣሎ።,ድኻ,ለባም,ዘመድ ዓሻ,ሃፍታም,C
ዓሻ ሚዒድካዮ ናብ ልማዱ ኣድጊ ሓጺብካዮ ናብ __,አዕርኽቱ,ምህላሉ,ምጉያዩ,ሓመዱ,D
ካብ ኩፉእ ዝገብሩካ ኩፉእ __,ዝምህሩኻ,ዝዛረቡኻ,ዝብሉኻ,ዝህቡኻ,A
ካብ ዓሻ ጽብቅቲ፡ ለባም __,ድኽይቲ,ውርዝይቲ,ሰብይቲ,ክፍእቲ,D
ብጎራሕ ኣይትገራህ ብዓሻ __,ኣይትመራሕ,አይትቀደም,አይትወቓዕ,ኣይትፍራሕ,A
ምስ ህዝብካ ማዓት ዳርጋ __,አሽሓት,ልምዓት,ጋዓት,ዓመት,C
ዓይኒ ትሃካዪት ብርኪ __,ዘላሊት,ሓማዪት,ጠላሚት,ጉያዪት,D
ጓል ብጓላ ቡን __,ብሓተልአ,ብትኩስታ,ብኣወላ,ካብ ጀበናአ,C
ሰብኣይ ክልተ ንየው ንጀው ክብል __,ደቀሰ,ነበረ,ሞተ,ሓደረ,C
ሃይማኖት ብዘይ ግብሪ ጸሎት ብዘይ __ ኣይፈቱን ፈጣሪ,ጽልኢ,ስብ,ፍቕሪ,ውህብቶ,C
ቈልዓ ከም መዕበይኡ መሬት ከም __,ወሃቢኡ,ሽያጥኡ,በዓልዋንኡ,ሓራሲኡ,D
በትሪ ሓቂ __ እንበር ኣይትስበርን,ትቀጥን,ትነብር,ትምንምን,a and c,D
ሓቂ ብርእሳ እንተ ቀበርካያ __ ትወጽእ።,ብዓይና,ብርእሳ,ብእግራ,ብኢዳ,C
ሓራምዝ ክባኣሱ __ ይህሰ።,ስብ,ኣንበሳ,ሞንጎኛ,ሳዕሪ,D
ተጽግበኒ__ ኣብ ሞቅሎኣ ከላ ይፈልጣ ።,ስበይቲ,ቕጫ,እንጀራ,ቖሎ,B
ብፍትወት ኣብየን__,ብሓይሊ,ብኢዳ,ብሕንቢጣ,ብዋጣ,C
ካብ ሃገር ዝገዝእ __ ዝገዝእ ይበልጽ,ናብርኡ,ሰብይቱ,ገዛ,ስብነቱ,D
ካብ ሓጹር እሾኽ፡ ሓጹር __ ይጸንዕ,ሰብ,ክዳን,ገመድ,ስልኪ,A
ካባኻ ንዘይሓልፍ ጋሻ አጥብካ __,ሕተቶ,አንግዶ,ልአኮ,ሰዓሞ,D
ካብ ሕሱም በቕሊ፡ብሩኽ __ ይሓይሽ,ኸልቢ,ኣድጊ,ድሙ,ብዕራይ,B
ካብ የጥዕመለይ ኢልካ __ የኽፋኣለይ ኢልካ ምሕዳግ,ምዝራብ,ምኽዳን,ምምልኻዕ,ምብላዕ,A
ካብ ጕይይ መዓል __ ምሓዝ,እግሪ,ወገን,ክሳድ,ኢድ,C
ክምብል በለ’ምበር __,አይትተልዓለን,አይተሰብረን,አይወደቐን,ኣይተኸዐወን,D
ክበልዕ ዝደለየ __,ከፈር ከብዱ,ገደል ከብዱ,ገደል ኣፉ,ከፈር አፉ,C
ዝነዓቕካዮ ጓሳ __,የጥንስ,የናብር,ይጓሲ,ይበሎ,A
__ መን እንተበሉኻስ፡ መን ትብል።,ልባም,ኮራሪማ,ዓሻ,ዝንጅብል,D
ዝኣረገ ኣንበሳ፡ መጻወቲ __ ይኸውን።,ማንቲለታት,ሃመማታት,ጽምብላሊዓት,ህበያት,B
ዝኣኽለን ጥሒነን __ ይብላ፡፡,ኣይጠሓናን,ብዓለ ማርያም,ገብረክርስቶስ,የብልናን,B
ይበዝሕ ይበዝሕ፡ ከም __ ይነዝሕ,እኽሊ,ጨው,ሑጻ,ጣፍ,B
ደርሆ ሓሚማ ኢሎምሲ __ ሓሪዶምላ።,ሓፍታ,እንቛቁሖ,በጊዕ,ጤል,C
ደድሕሪ ማይ ናብ __,ውሕጅ,በዓቲ,ሩባ,መንገዲ,B
ድሎ ከይትዕሎ፡ ጽናዕ __,ከይትምናዕ,ከይትኹላዕ,ከትቕላዕ,ከይትስናዕ,A
ግርማ ከም ለይቲ፡ ምኽኒት ከም __,ቖናኒት,ሽማኒት,ሰበይቲ,አረጊት,C
__ የብለይ፡ ምስ ወዲ ነብሪ ጽልኢ የብለይ።,በጊዕ,አድጊ,ጤል,ስጋ,C
__ መዐሸዊ፣ ሕማም መበላሸዊ።,ጥሜት,ገንዘብ,ሰብ,መልክዕ,A
ጥንስቲ ሰበይቲ እንተ ጠረጣሲ __ ይመስላ።,a and b,ዝወለደት,ዝሞተት,ዝሓረሰት,A
ጮግራፍ’ሲ ሃሪማ __,ትነብር,ትኹሪ,ትጥቕለል,ተእዊ,D
ጽምብላሊዕስ መቐመጭኣ ዘይከደነት__ ከደነት።,እግራ,ሰብአያ,መሬት,ጎረቤት,C
ፈታዊ ገንዘብ፡ ምስ __ ይላዘብ።,ጎረቤት,ባንኪ,ሰይጣን,ሓላፊ,C
ፈኸራ ሕበይ ምስ __,ባዕላ,አንበሳ,ነብሪ,ሓላፊ,C
ፈውሲ ደሊኻ ትኸዶም __ ይጸንሑኻ,ሞይቶም,ገይሾም,ወጺኦም,ደቂሶም,A
ኩምራ ዓሻ፡ መጻወት __,ሰብይቲ,ህጻን,ህበይ,ቕልዓ,C
ከይተቐብኡ __ ከይመንኮሱ ኣይጵጵሱ,አይፉከሱ,ኣይነግሱ,አይንቀሳቐሱ,አይሕረሱ,B
ከይቀተልካ ጐፈሬ፡ ከየረጋገጽካ __,ዘረባ,ምኻድ,ወሬ,ምሕጓስ,C
ከይጸገቡ ኣይዘሉ፡ ከይዘለሉ __,አይነብሩ,አይሕጎሱ,አይወድቁ,ኣይስንክሉ,D
__ ኣይግንፍልን፡ ከይበጽሐ ኣይበስልን,ከይፈልሐ,ከይተሰኽተተ,ከይተሰንከተ,ከይተጾምቀ,A
ከይጸውዕዎ ኣማኻሪ፡ ከይሾምዎ __,በዓል ስልጣን,ንጉስ,ፊተውራሪ,ግራዝማች,C
ኩቱ እንታይ ይደሊ __,ዘይናቱ,ኩዕንቱ,ናቱ,ክብረቱ,A
ክስርሓ ኢለን ዝወጻ __ መጻ,ተነጽየን,ተኳሒለን,ተሰሪሐን,ተመርዒወን,A
ካብ ሽሕ መደረ፡ ሓንቲ __,ጉራምረ,ተግባረ,ወረ,ዝማረ,C
ክነጽፍ ዝበለ ማይ ይጨኑ፡ ክበርስ ዝደለ ዓዲ __,ይዝረግ,ይዝምን,ይሓምም,ይዓኑ,D
ክድቅሱ ነገር የኾምስዑ፡ ክትንስኡ ነገር __,ይጅምሩ,ይኹልሱ,ይበልዑ,ይርስዑ,D
ካብ __ ዝወጸ ክሳብ ዝምለስ እንተጸዓንዎ ኣድጊ፡ እንተለጐምዎ ፈረስ,ሰበይቱ,ወንበሩ,ሰቡ,ሃገሩ,D
ካብ ምስ እትጸልኦ __ ምስ እትፈትዎ መገዲ,መንገዲ,ናብራ,መኣዲ,ንግዲ,C
ካብ ምስ ዓሻ ዘረባ፡ ምስ ለባም __,ናብራ,ፈጠራ,ፈኸራ,ዓጸባ,D
ስዋ ብዘይ ሓተላ ሜስ ብዘይ __ ነጀው በላ,መዓር,ጌሾ,ኣምቦላ,ሓተላ,C
ሸራፍ ስኒ መንፈሲ ስዋ፣ ሸራፍ__ መምጸጺ ስዋ,ጀሪካን,ዕትሮ,ኩባያ,በርሚል,B
ሹመት ንዝፈልጦ የኽብዶ፡ ንዘይፈልጦ __,የናብሮ,የሰልጥኖ,የሕፍሮ,የዕበድብዶ,D
ሹም ንሹም ይኳለሱ፡ ድኻ ንድኻ __,ይናፈሱ,ይገባበዙ,ይናኸሱ,ይላቐሱ,D
ሻራ ከም ባይቶኻ፡ ታሪኽ ከም __,ነጋሪኻ,ዓድኻ,ስራሕኻ,ሰብካ,B
ሽሕ መኻሪ፡ ሓደ __,ፎጋሪ,ዘዋሪ,ሰባሪ,ወርዋሪ,D
ሽሕ ፈልጺ፡ መጥመሪአን __,ኣጻብዕቲ,ገይጺ,ልሕጺ,ገመድ,C
ቀቢሩ ዝምለስ ያኢ __ ኣይመስሎን,ዝመውት,ቀባሪ,ዝነብር,ዝበልዕ,A
ቀታሊ እንተርፈደ፣ ተቀታሊ __,ይትስእ,ይድቅስ,ይግስግስ,ይስዕስዕ,C
ቀውዒ __ ሰብ ከይሞተ ኣይእመንን,ከይበጽሐ,ከይሞተ,እንተሎ,ከይከተተ,D
__ ሒዝካ ጸሎት፡ ቁም ነገር ሒዝካ ተረት,ቂም,ጽልኢ,ውህብቶ,ገንዘብ,A
___ ክትገብሪ፡ ጾምኪ ከይትሓድሪ,ዘልዓለም,ዘይየለ,ቃል ዓለም,ዘረባ,C
__ ባዕልኻ ገዚእካዮ፡ ይልብልበካ,ሽመል,በርበረ,ገንዘብ,ጉዕ,B
በቕሊ መን ኣቦኻ፡ እንተበልዎ፡ ፈረስ __,ኣቦሓጎይ,በለ,ሓወቦይ,ኣኮይ,D
ልቐቕ ዘይምድርኻ፡ ውረድ __,ዘይስልጣንካ,ዘይዝባንካ,ዘይበቕልኻ,ዘይፈረሰካ,C
ሓሉ ዝበልዎ ኣየጥፍእ___ ዝብልዎ ኣየኽፍእ።,ኣስተካኽል,ኣጸብቕ,ወሃቢ,ሰራቒ,B
ሓሞ ኣይግፋዕ፡ ጸባ ___,ኣይድፋእ,ኣይሰተ,ኣይበላዕ,ኣይምዓር,A
ሓሙስ ጽግቦ፡ ኣሽንዃይ ሰብስ __እኳ ትጸግቦ።,ዑፍ,ላሕሚ,ቖቛሕ,ደርሆ,A
ሓሙኻ ሰዊት ሓጋይ __,እዩ,ኣይኣዝዝካ,አይኹን,በለ,B
ሓሚሙ ዝተንሰአ__ ረስዐ።,ሓታቲኡ,ሓው,ሓካሚኡ,ፈጣሪኡ,D
ሓምሊ ብዘውጽኦ ጸገም፡ ኣይትኹራዕ __,ዱባ,ሽዊት,ስገም,ዓመት,C
ሓምሳ ለሚን ንሓምሳ ሰብ ጣዕሚ: ንሓደ ሰብ __,ስሚ,ዓቕሚ,ሸኽሚ,ገዝሚ,C
__ ምብላዕ እንከሎ: ክንድዚ ኩርንዒት ዶ ኣሎ,ሓሪስካ,ሽቂልካ,ሰሪሕኻ,ደቂስካ,A
ሕሪጭ __ ዝልቃሕ፡ ከይበልዐን ይብል ጋሕ።,ሃፍታም,ሰይጣን,ድኻ,ጎረቤት,B
ሓርማዝ መዓኮሩ ኣሚኑ ጉንዲ __,ይሽከም,ይድቅስ,ይቖርጽ,ይውሕጥ,D
__ ደምበ ኣብ ዝለምለመሉ: ሕማቕ ኣብ ዝፈርሓሉ።,ሃመማ,ሓሰኻ,ኣድጊ,ብዕራይ,B
ሓሲኻ ኣይቅያሕ፡ ኣብ እምኒ ደይብካ__,ኣይጽዋዕ,አይብከ,ኣይንበር,ኣይንዋሕ,D
ሓሳዊ ከም__ ሰራቒ ከም ኢዱ።,ሰቡ,ልቡ,ኣፉ,መልሓሱ,C
ሓሳውን ስንቅን እናሓደረ __,ይፈኵስ,ይነቅዝ,ይቐልል,a and b,D
ሓሶት ድራር ሓደ __,ሰብ,ዓመት,ምሸት,መዓልቲ,C
ሓቂ ብርእሳ እንተቐበርካያ __ ትወጽእ,ብሓሳባ,ብውሽጣ,ብልባ,ብእግራ,D
ሓቂ ንሓንቲ መዓልቲ ጭንቂ፣ ንዘለኣለም __,ነባሪት,ፍቕሪ,መንገዲ,ጽድቂ,D
ሓቂ እናሓደረ ይኹላዕ ከም __,ብሪ,ፍቕሪ,ጽድቂ,ወርቂ,D
ሓቅን __ እናጸንሐ ይግለጽ።,ወጋሕታን,ጽድቅን,መዓልትን,ጸልማትን,A
ተሓቢኤን ይጠንስኦ __ይወልደኦ,ብሰብ,ዓዲ ኣኪበን,ብሓኪም,ተማኺረን,B
ሓባል መጠመቲኣ __,ትገብር,ትወልድ,ትቑነን,ትኳሓል,A
__ በልያ ከይትቅድመኪ።,ቖንጆ,ጓዕማም,ወሓለ,ሓባል,D
ሓባእ ቁስሉ ሓባእ __,ፈውሱ,ሕማሙ,ሓኪሙ,ገዝኡ,A
ሓያል ___ ንእምኒ ሓደጋ ይወድቆ,ውሕጅ,ሞዶሻ,ዱባ,ሓምሓም,D
ሓደንያ ከምዘይተወልደ፡ ክልተ __,ክንዲ ሓደ,ክንዲ ሽሕ,ቐረዩ,ዓበዪ,A
ሓደ ከይጽምብሩ __ ይሓድሩ።,በሊዖም,እናተበአሱ,ጾሞም,ከይደቀሱ,C
ሓደ ዝወሳዲኡ ብዙሓት __,ወለድቱ,ወሃብትኡ,ሰማዕቱ,ተሓማይኡ,D
ሓደ ግዜ ካብ ምዝራብ፡ ሰለስተ ግዜ __,ምኻድ,ምሕሳብ,ምብላዕ,ምስዳር,B
ሕልፈት ንዘይፈልጥ __ኣርእዮ,ዑና ዓዲ,ከተማ,ድኽነት,ጥምየት,A
ሕሙም መንጸርጸሪ ኣምላኽ ዝወሰኖ __,ነባሪ,ኣማኒ,ዘይዛሪ,ዘይቐሪ,D
__ ዘይብሉ ሕሙም ስጋ በሊዑ ይሓምም,ገንዘብ,ጸገም,ሕማም,ሰዓል,C
ሕማቕ ምስ ዝጸልእ __ ይኸልእ,እሺ,ከመዓልካ,አቤት,ሕቶ,B
ሕማቕ ነዓቒ __ ሰሓቒ,ዘኽታም,ጸማም,ሃፍታም,ጓዕማም,B
ሕነ ቀራናት __ ሕነ ሃብታማት ንዘኽታማት,ንሕሙማት,ንጽጉማት,ንጓዕማማት,ንጸማማት,C
ሕነኡ ዘይፈዲ ወዲ __,ሰብይቲ,ወዲ ማእምን,እዝጊ,ኣድጊ,D
መለበም ኣይግበርካ መለበም __,ይግበርካ,አይኽላእካ,ኢኻ,ይሃብካ,B
መላኺ ዘይብሉ __ ይመልኮ,ኩሉ,ኣምላኽ,ሰይጣን,ስልጣን,C
መምህር ንኻልእ ይምህር ንርእሱ __,ይድንቁር,የቕሕር,የድሕን,ይነብር,B
__ ከይሓዛ መርዓ ክቋጸራ ይወዛወዛ,መርዑት,ጉልበት,ማእገር,እግሪ,A
መርዓዊ ከይሓዛ __ ሓዛ,መርዓት,ዓርኪ,ሱፍ,ሽልማት,B
መርገም ከውድቕ’ምበር __ ኣይረአን,ክበልዕ,ክጠፍእ,ክበጽሕ,ክወግእ,D
መስሓቕ __,ሸራፋት,ጽቡቓት,ሰናናት,ጓዕማማት,A
መን ምዃንካ ክነግረካ፡ ምስ መን ከም __ ንገረኒ።,ትኸይድ,ኢኻ,ዘለኻ,ሓደርካ,A
መንቀኛ ሰብ ጸላኢኡ ይተክል፡ __ ይነቅል።,ሓው,ፈታዊኡ,ዛፍ,ጸላኢኡ,B
መንገዲ ጥዕና __ ኪዶ።,ዘልዓለም,ሎሚ,ሆስፒታል,ዓመት,D
መኻሪ ዘይብሉ ንጉስ፡ ዘይ___ ዘይነግስ።,ሓደ ሰዓት,ዘልዓለም,ሓደ ዓመት,ሽሕ ዓመት,C
መዓልቱ ዝሓለፎ ስጋ __ ዘይተርፎ።,ምስታይ,ምህላው,ምድራቑ,ምጭናዉ,D
መዓልትን ከልብን __ ይመጹ።,ከይጸዋዕካዮም,ሰላም ከይበሉ,እናተጸበኻዮም,ብሓደ,A
መገዲ እንተ ጠፍኣካ__ድለ።,ጓል ማእምን,ጓል ሰብ,ጓል ሰበይቲ,ጓል መገዲ,D
ዕዉር ንዕዉር ምስ ዝኽተል፡ ተተሓሒዞም __,ንወደል,ንበደል,ንገደል,ንነገር,C
ዕዉር እንታይ’ደሊ __ ነጋዳይ እንታይ ይደሊ ደሓን።,ብበትሪ,ጸልማት,መራሒ,ብርሃን,D
ዕዉር ከቕበጥብጥ __ ደርብዩ ኣብ ምድላይ ይኣቱ።,ሰበይቱ,መራሕኡ,ኽዳኑ,ምርኩሱ,D
ዘሕምቆ ኣለኒ __ ሃቡኒ።,ሳእነይ,ስረይ,በትረይ,ቖቢዐይ,C
ዘይሕማመን __,የራስነን,የባሳጭወን,የቕርረን,የጉርዐን,A
ዘይምስል ኣብዲ፡ ዘየኾምስዕ __,ብዕራይ,ኣድጊ,በጊዕ,ፈረስ,B
ዘይበልዐ __,ዘይሰሰዐ,ዘይመንዐ,ዝመንዐ,ዝኾምሰዐ,B
ዘይተማህረ __ ዘይተወቕረ ኣየጥሕን።,ኣየድሕን,ኣየብልዕ,ኣይጋግን,ኣየስርሕ,A
ዘይወግሕ መሲሉዋ፡ ኣብ __ ትሓርእ።,ገጻ,ኽዳና,ገዝአ,ቦኽራ,D
ዘጽግበካ ቅጫስ፡ ኣብ __ ከሎ ይፍለጥ።,መንገዱ,መቚሉኡ,ዓውዱ,ገዝኡ,B
ዝረኣዩዎ ክገብራ፡ ዓይነን __,ኣንቆራ,ሰበራ,ቖነና,ሰፈያ,A
ዝረገጽክምዎ ለምለም፡ ዝተዛረብክምዎ ድማ __ ይኹነልኩም።,ቀለም,ዓለም,ሓሸዋ,ወርቐት,A
ዝሰሓተ ይምከርካ፣ ዝወዓለ __,ይሃብካ,የርእይካ,ይሃብካ,ይንገርካ,D
ዕረ ዘይጠዓመ፡ መቐረት __ ኣይፈልጥን።,ስዋ,መዓር,ማይ,ሽኮር,B
ዕርቂ ደም መድረቒ __ ደም መተርከሲ።,እምኒ,ፍቕሪ,ባእሲ,ማእሲ,C
ዕብራን ከብቲ፡ ህጥራን __,ነኽልብቲ,ነንስቲ,ንነገድቲ,ንሓረስቲ,A
ዕንዳይ ናብ እንኡ፡ ማይ ኣብ __,ደንበኡ,ሓሰሩ,ሩባኡ,ዕትርኡ,C
___ እንተዘይከሊእካዮ ሓዊ ኣይጠፍእን።,ገዛ,ማይ,ሓመድ,ዕንጸይቲ,D
ዑፍ ብዓቕማ ብብርዒ __ ትሕጐም።,ስገም,መሸላ,ስርናይ,ጣፍ,A
ዓለም ዘይጸገበ መናኒ __ ይሳናበት።,ደቁ,ገዝኡ,ኣሕዋቱ,ኣዋልድ,D
ዓሻ ሰራቒ፡ ኣብ እግሪ __ ይርከብ።,ቆፎ,ገዛ,ኦም,ጣፍ,A
ዓሻ ንሱ ዝብሎ’ምበር፡ ንሳቶም ዝብልዎ __,ኣይፈልጥን,አይገብርን,አይሰምዕን,አይበልዕን,A
ዓሻ ከም ነጋሪኡ፡ መጥሓን ከም __,ገዛኢኡ,ወቓሪኡ,ተሸካሚኡ,ዕዳግኡ,B
___ ዝተኸሎ፡ ለባም ኣይነቕሎ።,ቖልዓ,ዓሻ,ቐሺ,ሰብአይ,B
ዓበቕ ዘምጽአ ፈጣሪ፡ መሕከኺ ኣይከልአ __,ጽፍሪ,ኣጻብዕቲ,በትሪ,ግብሪ,A
__ ብሙያ፡ ቅድድም ብጉያ።,ሰብነት,ድሕነት,ዓወት,ናብራ,C
ዓዋን ኣይሙት፡ ምእንቲ __,ክዕወት,ከጻውት,ሰብ,ክሰናበት,B
ዓው ኢልካ ዘይትበኽየሉ ሞት __,ሕጹይ,ሰብአይካ,ወድኻ,ውሽማ,A
ዓይኒ ከዳዕ ነባዒ __ ቃልዓለመኛ በላዒ።,አፍ,ሓው,ከብዲ,ኢድ,C
ማይ ካብ ሩቡኡ፡ ሕሩጭ ካብ___,ዓውዱ,ቦኹሩኡ,ብሒቑኡ,ሎቖትኡ,B
ማዕጾ ኣብ ልዳቱ፣ ሃካይ ኣብ __,ልዓቱ,ዓራቱ,ክዳኑ,ሓንጉሉ,B
ምምካርሞ __ ይመክር፡ ስኣን ዝሰምዖ ይበኩር።,ድኻ,ዓሻ,በዓለገ,ልባም,C
ምስ ቆልዓ ኣይትምከር: ምስ ከልቢ __,ኣይትታሓባእ,ኣይትበኣስ,ኣይትጉየ,ኣይትቃለስ,A
ምስ __ ዝዋዓለስ፡ ሃ ተዘይለመደ፡ ጥራጥ ለመደ።,ብዕራይ,ዝብኢ,ኣድጊ,ነብሪ,C
ምስ ከደ ዘይምለስ፡ ምስ ተጠውየ __,ዘይስበር,ዘይቕለስ,ዘይብስብስ,ዘይምለስ,B
ምስ ጸዉዑኻ ምጻእ __ ውጻእ።,ከይደንጎኻ,ከይጸረፉኻ,ከይበሉኻ,ከይመነውኻ,D
ምስላ ካብ ሕማቕ፡ ማይ ካብ __,ዓሚቕ,ሩባ,ጽሟቕ,ጎቦ,A
ምብላዕ ምብልዑ __ ዓድና ይብልዓዮ ።,ብዕራይ,ነብሪ,ኣድጊ,ዝብኢ,D
ምብላዕካ ዝለመደስ፡ እናርእየካ __,የምባሁቕ,ይጠሚ,ይበኪ,ይበልዕ,A
ምኽሪ እንተ ጠፍአት፡ ኣብ __ ድለያ።,ስበይትኻ,ውሻጠኻ,ጁባኻ,ገዛኻ,B
ምግቢ ምስ ጠመኻ: ናፍቆት ምስ __,ተፈላለኻ,ሰበይትኻ,ልብኻ,ተማነኻ,A
ምጽላእስ ንጽላእ፡ __ ግን ኣይንካላእ።,ጉርሒ,ጸሎት,ፍትሒ,ፍርሒ,C
ሞትን ___ ምንም ኣይተርፍን።,ፍትሕን,ውሕጅን,ጥሜትን,ክራማትን,D
ሩባ ዘለዎ ፈሳሲ __ ዘለዎ መላሲ።,ሓው,ገንዘብ,ጎቦ,ልቓሕ,C
ራዛ ኣበይ ደሊኻ? ምሳኻ፧ እንታይ ስንቅኻ፧ __,እንጀራኻ,ቖሎኻ,ሰበይትኻ,ንስኻ,D
ርሑቕ ከይዱ ዝምርዖ፡ ሓደው ከታልል ሓደው __,ክመውት,ክታለል,ክሕባእ,ክጠፍእ,B
ሰማይ ሰማይሲ ይትረፍድክን፡ __ ይባርኸልክን።,ታሕቲ,ምድሪ,ጸጉሪ,እግሪ,B
ሰሪቕካ ካብ ምሕሳብ፡ __ ምእካብ።,እግርኻ,ገንዘብካ,ሰላምካ,ኢድካ,D
ሰራቒ ከም ኢዱ፡ __ ከም ኣፉ።,ነገርኛ,ሃፍታም,ሓሳዊ,ዓሻ,C
ሰበይቲ ዝለኣኸቶ ሞት __,ኣይፈርሕን,ኣይረኽቦን,ኣይሰምዕን,ኣይሞልሶን,A
ሰብ ብዘይፈልጦ ይውጽዕ፡ እዝጊ ብዝፈልጦ __,ይቐጽዕ,ይንብዕ,ይሰምዕ,ይህብ,A
ሰብኣይ ክልተ ናብዝን ናብትን ክብል __,ሞተ,ቐረየ,ሓደረ,ሰኸረ,A
ሰይጣን ንኣመሉ፡ __ ይጠቅስ ይብሉ።,ጸሎት,ሞት,ቅዱሳን,መጽሓፍ ቅዱስ,D
ሳእንኻ ማዕረ ___,ቑመትካ,ኢድካ,ልብኻ,እግርኻ,D
ሳዕሪ ዘይሃብካያ ላም __ ኣይትህብን።,ዒባ,ስጋ,ምራኽ,ጸባ,D
ስም ተራፊ፡ __ ሓላፊ።,ድኽነት,ብልዒ,ዕድመ,ተግባር,B
ስሱዕ ክበልዕ ይሕነቕ፡ __ ክዛረብ ይስርነቕ።,ዓሻ,ለፍላፊ,ሓሳዊ,ድኻ,C
ስጋስ እንተወደቐት __ ሒዛ ትትስእ።,ሓመድ,ገመድ,ስብሒ,ዘመድ,A
ሸቡዓተ ዓመት ከይሓርስ፡ __ ይድንቁር።,እዝኑ,ዓመት,ዘልዓለም,ሰብዓ ዓመት,D
__ መኻሪ፡ ሓደ ወርዋሪ።,ምኢቲ,ሽሕ,እኩብ,ሰብ,B
ሽሕ ይሙቱ፡ __ኣይሙት።,ኣላይ ሽሕ,ድኻ,ሃፍታም,ሓደ,A
ቀምሽ ኣደይ __,ሓንኲሉኒ,ሓጺሩኒ,ነዊሒኒ,ከዲኑኒ,A
ቀረባ ሓውካ __,ሃፍትኻ,ገንዘብካ,ልብኻ,ወገንካ,B
ቀሺ ዝበለካ ግበር፡ ቀሺ __ ኣይትግበር።,ዝብልዖ,ዝብሎ,ዝዝረቦ,ዝገበሮ,D
ቀቅድሚ ሃገራ ዝወለደት __ ወይ ንወንጭፍ ወይ ንገበላ።,ሽዊት,ስገም,ስርናይ,መሸላ,D
ቀታሊ ሰብኣይኪ፡ ተቐታሊ __ ዘይሩ ሓዘኑስ ናትኪ።,ሓውኪ,ወድኺ,ዘመድኪ,ንሱ,A
ቁሓሚዮ ተበልኩዋስ __,ትተፍኦ,ትጎስሞ,ትቑሕሞ,ትመልሶ,B
ቁሪ ናበይ ደሊኻ ናብ ክዱናት እቶም ዕሩቓት'ከ ንሶም ደኣ __,ጸማማት,ትሑታት,ቑሩራት,ትሑዛት,D
__ ሒዝካ ጸሎት፡ ቁም ነገር ሒዝካ ተረት።,ቂም,ጽልኢ,መጽሓፍ,ገንዘብ,A
ቃል __ ቃል እዝጊ።,ነባሪ,ቐሺ,ሓላፊ,ህዝቢ,D
ቃል ዓለም ክትገብሪ፡ __ ከይትሓድሪ።,ደቂስኪ,ዘይደቂስኪ,ጾምኪ,ዘይከድኪ,C
ቊልዓ ብንኡሱ፡ __ ብርሑሱ።,ቊርበት,ሳዕሪ,ዕንጸይቲ,ጨርቂ,A
በትሪ ሓቂ ትቀጥን'ምበር __,ኣይትጠፍእን,ኣይትዕጸፍን,ኣይትስበርን,ኣይትቕበርን,C
በዓለገ ብመልሓሱ፡ ከልቢ __ ይልለ።,ብድምጹ,ብጸጉሩ,ብጭራኡ,ብአፉ,C
በይኑ ዝጐዪ ዝቕድሞ’ብሉ፡ በይኑ ዝምጉት___የብሉ።,ዝዛረቦ,ዝካተዖ,ዝሰምዖ,ዝረትዖ,D
ባዕሉ ዝኣመነ መስክር ኣየድሊ፡ __ ዝመንመነ ምሳር ኣየድሊ።,ብሱሩ,ብቖጽሉ,ብታሕቱ,ብላዕሉ,A
ባዕላ መቲራቶ __ ባዕላ ሰትያቶ ተሰርነቐት።,በልዐቶ,ተሓንቀት,ተሽከመት,ትሓንገጠት,B
ባዕላ ወሊዳቶ ኣይመሰለን፡ ባዕላ __ ኣይበሰለን።,ጢሒናቶ,ለዊሳቶ,ሰንኪታቶ,ጀሚራቶ,C
ብላዕ ንኸርስኻ፡ __ ንነብስኻ።,ስተ,ጸሎት,ፍረድ,ስራሕ,C
ብልዒ ሓላፊ፡ __ ተራፊ።,ሽም,ገንዘብ,ጉልበት,ተግባር,A
ብዕራይ ናብ ዘበለ ተበለ ___ ኣጽንዕ።,ነዊት,መስመር,ሓረስታይ,ዕርፊ,D
ብዘሎካ ተወከፍ ብዘይብልካ __,ኣይትጎረር,ኣይትፍራሕ,ኣይትተሃወኽ,ኣይትሰከፍ,D
ብዘመነይ ይጥዓሞ __,ስመይ,ወገነይ,ዘመደይ,ሰብነተይ,B
__ ይኽዕወኦ፡ ተደቢረን ይሓፍሰኦ።,ተሳኒየን,ተሎ,ተሃዊኸን,ተጻልአን,C
ተሓጓሚ ከሎስ፣ ትሓዝ ልቢ __,ይጠርጥ,ይኾርዕ,ይበልዕ,ይሞት,A
ነዲኣ ገዲፋስ፡ __ ትናፍቕ።,ባኦላ,ጓላ,ሓትናኣ,ሰብአያ,C
ነገርያ ዘይጸገበስ __ይሕጸ።,ጓል ቖናኒት,ጓል ምዕመን,ጓል ሰበይቲ,ጓል ዋጣ,D
ንለባም __ ንዓሻ ዶርጉሓሉ።,ኣምተሉ,ስርሐሉ,ስምዐሉ,ብልዐሉ,A
ንዓሻ መዓልቲ ኣንዋሕካሉ፣ ዕብዳን __,የብሉን,ወሰኽካሉ,ኣጥፋአካሉ,ኣብዛሕካሉ,B
ንዝጸገበ ብላዕ ኣይትበሎ፡ ንዝፈረሀ __ ኣይትበሎ።,ስራሕ,ኩራዕ,ስማዕ,ትባዕ,D
ኣባ ጨጎራ፡ __ እናበልዎ ሞተ።,ንዓ,ኣሎ,ስማዕ,ከደ,B
ኣብ ከብዲ ጽጉብሲ __ የሎን,ድኻ,ጥሙይ,ጥዑይ,ቖሎ,B
ኣብ ኲናት ዘይወዓለ __,ወታደር,ፈራሕ,ተባዕ,በሊሕ,D
ኣብ ክንደይ ርእሳ፡ __ ይፈርሳ።,ጸጉራ,መዲድ,ገዝአ,መጥሓን,B
ኣቦይ ቀሽ ዝበልዕዎ ሕምቶስ ኣደይ ኢታይ __ የጒስዔን።,ስጋ,ሜስ,ደም,ፈርሲ,D
ኣንስቲ ኣይለምና፡ እንተ ለመና ኸኣ፡ __,ኣይህባ,ኣይስኣና,ኣይጽገባ,ኣይከደና,B
ኣይትብከ እንዲዩ ___ ዘሎ።,ዘብክየኒ,ዝስመዐኒ,ዝብለኒ,ዝንበዐኒ,A
እምኒ ዝረገጸ ኣሰር የብሉ፡ ማይ ዝሰተ __ የብሉ።,ሕብሪ,ትርጉም,ሽታ,ጣዕሚ,C
__ ዕሾኽ'ያ ተውጽኣ።,ዕሾኽ,ዕንጸይቲ,መንገዲ,መርፍእ,A
እናኸኣሎ ከሎ ዘይገብር፡ __ ይነብር።,ክጥዓስ,እናሓሰበ,እናበኸየ,ክበልዕ,A
እንተዘይተበትኸስ ጽቡቕ ___,እምነት,ክሪ,ቅጥኒ,ገመድ,C
እንካ ዘይፈልጥ፡ ሃባ መን __,ኣልመዶ,ከልኦ,በሎ,ክብሎ,A
__ መሰታ ቀዳሞት።,እግሪ,ኢድ,እዝኒ,ስዋ,C
ከልቢ ዝበልዖ ስጋ'ምበር፡ ዝተኣልሞ ___ ዘይርኢ።,በትሪ,ሽግር,ነገር,ስራሕ,A
ከመ’ሎኻ ‘ይትበሎ፡ ኣብ ገጹ __,ጽፍዓዮ,ኣስተብህሎ,ራአዮ,ሰላም በሎ,B
ከይመኸርካ ዝግበር፡ ከየብኳዕካ ዝጋገር፡ እቲ ይገፍሕ፡ እቲ __,ይጎድል,ይነፍሕ,ይነውሕ,ይሓጽር,B
ከይተሓርደ ኣይርከብ ስብሑ፡ ከይመርመርካ ኣይፍለጥ __,ጉርሑ,ልቡ,ሽርሑ,ፍርሑ,A
ከይተቐብኡ ኣይነግሱ፡ ከይመንኮሱ __,ኣይከሓሱ,ኣይኾሉሱ,ኣይኽሰሱ,ኣይጵጵሱ,D
ከይተዓደመ __ ከይጸገበ ወጸ።,ዝመጸ,ዝአተወ,ዝበልዐ,ዝሳዕሰዐ,A
ከይኮነ __ ከይተሰብረ ጸግን።,ወስን,ግበር,ወግን,ስማዕ,C
__ ይወዓዓሉ፡ ከይተኣማመኑ ይማሓሓሉ።,ከይሓደሩ,ከይበልዑ,ከይወዓሉ,ከይሰምዑ,C
ከይጠዓምኩ ካብ ሙዙ፡ ረኸብኩዎ __,መርዙ,ስርሑ,ጣዕሙ,መዘዙ,D
ከይጸልኡና ሕራይ ንበሎም፡ ኣየነጸብቖ __,ከይቕየሙና,ከየልምዱና,ከይሰምዑና,ከየርስዑና,B
ከይጸውዑኻ መጻእካ፡ ከይጸገብካ ወጻእካ፡ __,ክልተ ሳዕ ከፋእካ,ገዛካ,ብኽልተ ገጽካ,ብሓሳብካ,A
ከይጸውዕዎ ዝመጸ፡ ከይጸገበ __,ስተየ,ሳዕሰዐ,ወጸ,ኸደ,C
ከይጸገቡ ኣይዘሉ፡ __ ኣይስንክሉ።,ከይጎየዩ,ከይተባእሱ,ከይደየቡ,ከይዘለሉ,D
ከይፈልሐ ኣይግንፍልን፡ ከይበጽሐ __,ኣይገፍሕን,ኣይበስልን,እአይሽለምን,አይዕወትን,B
ኩሉ መዓልቲ ደሓን፡ ሓደ መዓልቲ ግን __,ኣይደሓን,ጽቡቕ,ሕማቕ,ኣሜን,A
ኩቱ እንታይ ይደሊ __,ዘይግዱ,ኩዕንቱ,ዘይናቱ,ጉቱ,C
ካብ ሓሚምካ ሕክምና፡ ተኸናኺንካ __,ዜና,ናብራ,ጨና,ጥዕና,D
ካብ ምስ ዓሻ __ ምስ ለባም ዓጸባ።,ዘረባ,ጸባ,ልዝብ,ዓለባ,A
ካብ ሳዕሳዕካስ __,ተቆጻጸ,ዝለል,ተሸለም,ጉየ,A
ካብ ክልተ'ያ ዝወለደስ፣ __ ቆቢዑ።,ሓደ,ነዊሕ,ቄናን,ገፊሕ,C
ካብ ጉይይ ምዓል፡ __ ምሓዝ።,ገንዘብ,ልቢ,ኢድ,ክሳድ,D
ካብ ጸባ ዘይተረኽበስ፡ ካብ __,ማይ ጸባ,ስዋ,እንቋቑሖ,ቢራ,A
ክመኽርዎ ልቢ ዘይገብር፡ ከብልዕዎ ዝዓብር፡ ነቲ ምኽሪ ክላእ፡ ነቲ __ ክላእ።,እንጀራ,ገንዘብ,ቕጫ,ስጋ,A
ክምብል በለ እምበር፡ __,ኣይከደን,አይተኻዕወን,ኣይትተሰብረን,ኣይፈሰሰን,B
ክሰርቀኒ ዝረኣኹዎ፡ ክህበኒ __,ኣይሰማዕክዎን,ኣይበልክዎን,ኣይራኽዎን,ኣይኣመንኩዎ,D
ክስርሓ ኢለን __ ተነጽየን መጻ።,ከይደን,ዝኸዳ,ዝወጻ,ተሰሪሐን,C
ክትሕሱ ንጽባሕ፡ ዝድገም __,ተጻወት,ግበሮ,ቀኒሰሉ,ሓሱ,D
ክነጽፍ ዝበለ ማይ ይጨኑ፡ ክበርስ ዝደለ ዓዲ__,ይጽብቕ,ይዓኑ,ይኸውን,ይረስሕ,B
ክዳን ዘለዎ ልዑል፡ ክዳን ዘይብሉ __,ልባም,ድዑል,ጽጉም,ድኻ,B
ክድቅሱ ነገር የኾምስዑ፡ ክትንስኡ ነገር __,ይርስዑ,ይኹልሱ,ይስስዑ,ይበልዑ,A
ኮራዪ ጓሳስ ምስሑ እተሓስበ __ ይኸውን።,ኩሉ ግዜ,ቁርሱ,ድራሩ,ጣዕሞቱ,C
ወዲ ሰራሒ ማዕጾ’ሲ፡ __ ይወስዶ።,ዝብኢ,ኣድጊ,ነብሪ,ድሙ,A
ወዲ ኣማኒኻ ሓንግሮ፡ __ ኣታትዮ።,ወዲ ጓና,ወድኻ,ወዲ ሓውካ,ወዲ ሰብይትኻ,B
ዋሕስካ ንቕድሜኻ፡ __ ንድሕሬኻ።,ወላዲኻ,ሰብይትኻ,ልብኻ,ናብራኻ,A
ዋንኣ ዝኣመነት በጊዕ፡ __ ደገ ይሓድር።,ክሳዳ,ኮልኮላ,እግራ,ጸጉራ,B
ሕንቁቅ ቆልዓስ ብኣቅሓ ኣብኡ __,ይስዕስዕ,ይኸብር,ይበልዕ,ይጻወት,D
ክንዳና ዘይኣኽላ__ ይወዓላ,ምሳና,በገንዘብና,ገዛና,ብኣና,D
ክንብርኵት ከይንብርኵት ኣብ __ ንብጻሕ,ዓውዲ,ፍረ,ሽዊት,ማይ,D
ክዳን’ምበር ሕማቕ ዘረባ __ እዩ,ኣይደርቕን,ኣይረስሕን,ኣይበልን,ኣይኽደንን,C
ወዮ ናታ ንሓማታ፡ ወዮ ንኡሶም ኮነ __,ንጉሶም,ሰቦም,ምዕባዮም,ሓላፊኦም,A
ካብ ምስ ተወቕዑ ምንጽርጻር፡ ከሎ ገና __,ገጹ ምኽዋል,ካብ ዓዲ ምጥፋእ,ሓጹር ምሕጻር,ኽዳን ምኽዳን,C
ካብ ምድብዳብ፡ ይሓይሽ __,ምኽዳን,ምእዳብ,ምልባም,ምጽራፍ,B
ካብ ሽሕ ሰራራይ፡ ሓደ ዘይብሎም መኻራይ፡ ንኹሎም ኣኻኺብካ ናብ __,ቃላይ,ሰማይ,ማይ,ገዛይ,A
ካብ ሽሕ ሃተፍ፡ ሓደ __,ልቢ,ተግባር,ደገፍ,ከተፍ,D
ካብ ክፉእ __ ክፉእ ዘልምዱኻ,ዝገብሩኻ,ዝዛረቡኻ,ዝመኹሩኻ,ዝብሉኻ,A
ካብ ክልተ ደቅኖ ኣይተዳሉ፡ __ ኣይትሓሉ,ህጓጕ መሸላ,ዝባጽሐ ስርናይ,ዓውዲ,ዝወለደ ስገም,A
ካብ ክልተ ጥነሲ፡ ምእታን __,ክትሓርሲ,ከይትሕጐሲ,ክትወልዲ,ክትመላለሲ,B
ካብ ወደይ __ ካብ ካልእ ሃገር ዓደይ,ገንዘበይ,ዘመደይ,ከብደይ,ወገነይ,C
ካብ __ ዘገልገለ፡ ቀውዒ ሰፍኢ ዘቐበለ,ቀውዒ,ኩሉ ግዜ,ሓጋይ,ክረምቲ,D
ካብ ዝወርወረ ዝመኸረ፡ ካብ __ ዝሰደረ,ዝጎየየ,ዝኣመተ,ዝዘለለ,ዝሓሰበ,B
ካብ ዝደፈረ ዝተጠራጠረ፡ ካብ ዝተጠራጠረ __,ዝተብዐ,ዝወሰነ,ዝተመራመረ,ዝደፈረ,C
ካብ ዝጸድፉ፡ ቈንጠጠፈ __,ይቕረጹ,ይሓዙ,ይብልዑ,ይሓቝፉ,D
ክልተ ሳዕ ዝበልዑ ይተፍኡ፡ ክልተ ሳዕ ዝዛረቡ __,ይነብሩ,ይኸፍኡ,ይኸብሩ,ይሕስው,B
ክርክር ካብ ስራሕካ __,የብኩር,የዛናግዕ,ይጥፍእ,ይጥፍእ,A
ክሳብ ዝወጸለይ __ ጽግዕ ኢለ’ጸንሕ ኣብ ከረነይ,ክዳነይ,ዘመነይ,ወገነይ,ገዛይ,B
ክቡር የኽብረካ መጠን __ ሕሱር የሕስረካ መጠን ርእሱ,ኽብሩ,ነብሱ,ስሙ,ተግባሩ,B
ክብራ ንኽብራ፡ __ ንዓለም ትነብራ,ተኸባቢራ,ናብራ,ብጽፍራ,ክትብል,A
ክናብ ኣብ ማሕረሱ፡ ኣባይ ኣብ __,መንከሱ,ክሱ,ዳሱ,መልሓሱ,D
ክንዲ ዘኾለስኩ __ ተነኸስኩ,እግረይ,ልበይ,ኢደይ,ባዕለይ,A
ክንድ ትገድፍ ትነድፍ፡ ክንድ ትለምጽ __,ትህፍትፍ,ትኸትፍ,ትቑንድፍ,ትሕርፍፍ,C
ክዉን ኣይምለስ፡ ጓህሪ __,ኣይሰምዕ,ኣይጠፍእ,ኣይኵለስ,ኣይረስን,C