|
Proverb,A,B,C,D,Answer |
|
ሃላይ ሰዓሚ __, መበላሸዊ ጸጉሪ,ሃላይ ላሕሚ,መባላሸዊ ጭሕሚ,ኩሉ ግዜ ቆዛሚ,C |
|
ክልተ ጎራሓት ___,ይበልዑ ሽሮኦም,ተስፋ ስንቆም,ዓርኪ ሃፍታማት,ሓሙኽሽቲ ስንቆም,D |
|
ዘኽብርዎ ድሙ__,ሃብተማርያም ስሙ,ዘልአለም ስሙ,ካብ ገዛ ኣይወጽእዎ,ሃብዎ ዓጽሙ,A |
|
ዓሻ ጠሓኒት ምስ__ተውግዕ,ቆናኒት,ፈታሊት,ሓላፊት መንገዲ,ደራፊት,B |
|
ንጸብሒ መን ይፈልጦ __,ጋሻ,በላዒ,ጸባሒ,መንቀላወጢ,D |
|
ክበልዕዋ ያ ዝደለዩ አባጉምባሕስ __ይብልዋ,ዛግራ,እንቋቁሖ ኣውዲቓ,ጤል,ደርሆ,A |
|
"ቀጢነ እንተረአየኒ __ እንካ ለመነኒ |
|
",ጅማት,ደም,ገንዘብ,እግሪ,A |
|
ሐምሳ ለሚን ንሐምሳ ሰብ ጣዕሚ __,ንሐደ ሰብ ሸኸሚ,ንሓምሳ ሰብ ሸኽሚ,ይህብ,የብሉን,A |
|
ሂብካ ኣይትኽላእ ፈቲኻ __,ኣይትፍቶ,ኽልዓዮ,ለምኖ,ኣይትጽላእ,D |
|
__ ንኣመሉ መገዲ ዕዳጋ ይጸቦ,ህሩፍ,ለማኒ,ቁጡን,ዲኻ,A |
|
ሃህ ንዝበለ ኣንበሳ ኣይትቃለሶ፡ __,ሕዘነሉ,ቅተሎ,ህደም,ስጋ ኣኾልሶ,D |
|
ሃላይ ሰላሊ፡ __ ተታለሊ,ቆልዓ,ለባም,ጠንቋይ,ዓሻ,D |
|
__ ህበይ ይገብር,ሃበኒ,ምዝላለ,ምጉያይ,እንካ,A |
|
__ ብምጽዋቱ፡ ድኻ ብጸሎቱ,ድኻ,ሃብታም,ቐሺ,ጸሎተኛ,B |
|
ሃብታም ብገንዘቡ ድኻ __ ይቀራረቡ,ብሓልዮቱ,ብድኽነቱ,ብፀሎቱ,ብጥበቡ,D |
|
ሃብታም እንተ ሃበ ዓይኒ ድኻ __,ተዓመተ,ደም ሰረበ,ተኣለየ,ኣፍጠጠ,B |
|
ሃሊሉ ንዝመጸካ ኣድጊ __,ኣኽቢድካ ጽዓኖ,ሳዕሪ ሃቦ,ማይ ኣስቲዮ,ከይረግሐካ ተጠንቀቕ,A |
|
ሃብታም በዲሉ ___፡ ጭጉራፍ ሃሪማ ባዕላ ተእውይ,ይኸስስ,ይቅርታ ይብል,ገንዘብ ይኸፍል,ዘረባ ይጠውይ,D |
|
ሃብታም በዲሉ ይብል ፈንጠርጠር፡ ድኻ ተበዲሉ ___,ይፃረፍ,ይብለ ደንገርገር,ይብል ተበዲለ,ይብል ቀብጠርጠር,D |
|
ሃብታም ንሃብታም ይካሰሱ፡ድኻ ንድኻ ___,ይናኸሱ,ይላቐሱ,ይበኣሱ,ይፀራረፉ,B |
|
ሃዳናይ ንኸርሱ፡ መናኒ ___,ንነፍሱ,ንሃገሩ,ንደቁ,ንስግኡ,A |
|
ንጽብቕቲ ጸወታ ___ ጸየቐታ,ፀርፊ,እንካ,ኣይህብን,ሃበኒ,D |
|
___ድራር ሓደ ምሸት,ሓቂ,ገንዘብ,ሓሶት,ምግቢ,C |
|
ተሃዊኸን ይኽዕወኦ ___ ይሓፍስኦ,ተኣክበን,ተደቢረን,እናሰሓቓ,ከይቖፀራ,B |
|
ትንዕ ዝበለካ ዳርጋ ___,ዝመረቐካ,ዝሃረመካ,ዝነዓቐካ,ዝለመነካ,B |
|
___ ቁስሊ ንቖልዓ ገጽ ኣይተርኢ,ንከለቢ,ንዝብኢ,ንሃመማ,ንሰብ,C |
|
ክህቡ ብንያት ክኸልኡ ___,ብፅልኢ,ብምኽንያት,ብዘይ ምኽንያት,ብሕጊ,B |
|
ለሚን እንተ ዘይበላዕካዮ ዕንጉለ፡ ትምህርቲ እንተ ዘይፈለጥካዮ ___,የሀፍቲመካ,ጽላለ,ታርኽ,ይሓይሽ,B |
|
___ ሰበይቲ ብምስዓም ትስንገል,ለባም,በሰሮ,ዓሻ,ሓያል,A |
|
ለባም እንተ ፈከረ ___ ይወግእ,ንዓርሱ,ዓሻ,ብካራ,ለባም,B |
|
ለባም ይሓስብ ናይ ዓመት፡ ዓሻ ይሓስብ ___,ናይ ዕለት,ናይ ክልት ዓመት,ናይ ለይቲ,ናይ ኩሉ ግዜ,A |
|
ለባም ይሕረድካ፡ ዋዕላ ___,ይፅላእኻ,ኣየግንኻ,ኣይስማዕኻ,ይፍረድካ,D |
|
ለይቲ ምድሪ ይግስግሱ፡ ___ ሓዚሎም ይምለሱ,መልኣክ,ሽግር,ገንዘብ,ሰይጣን,D |
|
ለጋስ እንተ ለገሰ ___ እምበር ኣይህብን,ለጋስ እየ,የለቅሕ,ቃል ይኣቲ,እሺ,B |
|
___ እንተ በልዋስ ልዋ ልዋ ዝበልዋ ይመስላ,ጋሻ,ሌባ ሌባ,ለባም,ሃፍታም,B |
|
ልሙጽ መልሓስ እናሓደረ ___,ይለምፅ,ይነዊሕ,ይኸፍእ,ይሕርፍፍ,D |
|
ልቢ ሰብ ክትምርምር ___ ጀምር,ስራሕ,ፀሎት,ብናትካ,ብናይ ሰበይትኻ,C |
|
___ ክንዲ መርፍእ ንሳኳ እንተ ሰዓምካያ ትጠፍእ,ዓይኒ ጓል,ልቢ ወዲ,ልቢ ጓል,ስምዕት ጓል,C |
|
___ ሳዕርን እናሓደር ይበቁል,ተኽልን,እኽልን,እግሪን,ልብን,D |
|
ተለጋገስ ከም ኣሕዋት፡ ተጸባጸብ ከም ___,ቤተሰብ,ጓና,በዓል ሃፍቲ,ኣሕዋት,B |
|
___ ደርብይዮ ኣብ ዕነ።,ንሎሚ ዘይኮነ,ዘብላዕ,ዘይረብሕ,ዘይናትካ,A |
|
ኣይትሃብ ኣይትለግስ ፣ ___ባዕላ ትገስግስ።,ስራሕ,ዕድል ,ሰበይቲ,ነብሲ,B |
|
ከመይ ኣለኻ ዝብል ለባም፡ ከመይ ኣለኻ ዝደጋግም ___,ፀላእኻ,ፈታዊኻ,ብጣዕሚ ለባም,ገልጣም,D |
|
ካብ ሰይጣን ዝልቃሕ ከይበልዐን ___,ይምልሰን,ይህፍትም,ይፈርሕ,ይፍንጭሕ,D |
|
ዝሓበጠት ልቢ ___,ኣይትዓቢ,ማሕጎማ ፈውሳ,ድቃስ መድሓኒታ,ከይተንከፍኻ,B |
|
ዘየለቅሕ ቀታሊ ዘይመልስ ___,መታለሊ,ፈታዊ,ሓቀኛ,ከታሪ,D |
|
ካብ ሌባ ___,ዓርኪ ሌባ,ቤተሰብ ሌባ,ተቐባል ሌባ,ሓሻዊ,C |
|
ዝሃቡኻ ኣይትአበይ ___ ኣይትረስዕ,ዝገበሩኻ,ዝበላዕኻዮ,ዝለመኑኻ,ዝሰተኻዮ,A |
|
ልቢ እንተ ኣለካ ተኸተል ___,ሓለቓኻ,ጎረቤትካ,ፀላእካ,ሓውካ,A |
|
___ መጠመቲኣ ትኮሓል,ሓባል,ቀያሕ,ኣረጊት,ፅብቕቲ,A |
|
ሓወይ ኢልካ ሰብ ኣይትእመን ድሙኻ ኳ ___,ትጠልመካ,ምስ ሞትካ ትበልዓካ,ትቕየም,ተምጽኣልካ ተመን,D |
|
ሓዊ እንተተደጎለ ___ ይመስል,ጓህሪ,ሓመድ,ሓመኹሽቲ,ዝጠፍአ,D |
|
ሓያል ውሕጅ ___,ንሰብ,ወዳኢ ሓመድ,ንዓቐብ,ንዝራእቲ,C |
|
___ በላ ኣይተጻዕድወላ,ሕራይ,ፅቢቕቲ,ሕማቕ,እንቢ,A |
|
___ ይጠንስኦ ሰብ ኣኪበን ይሓርስኦ,ከይፈተዋ,ተኣኪበን,ፀሊአን,ተሓቢአን,D |
|
ሓሶትን ስንቅን እናሓደር ___,ይኸብር,ይጠፍኡ,ይዉስኽ,ይፈኩስ,D |
|
ሐጺር አድጊ ወትሩ___,ሓያል,ዒሉ,ኣይረኣይን,መዘንግዒ,B |
|
ንዕልቲ ሕማም ___,እዝኒ,ዓይኒ,ኩርምቲ,ደሓር,A |
|
ኣሓስ ምስ ___ ማይ ይሰትያ,ደርሁ,ፈታዊአን,መፅዓኛ,ሓራዲአን,D |
|
እንዳ ሕኑቕ ___ ኣይትበል,መርዓ,ሞት,ገመድ,ቀብሪ,C |
|
ከብዲ ከምዘልመድካዮ ሕልሚ ___,ተፃራሪ,ከምዝፈታሕካዮ,ከምዝሓለምካዮ,ኩሉ ግዜ ስሕተት,B |
|
ከብድኻ ሓምሊ ምልኣዮ፡ ዝባንካ ___,ወደቦ ኣይርኣዮ,እኖኻ ኣይርኣዮ,ፈታዊኻ ኣይርኣዮ,በትሪ ኣይሕለፎ,A |
|
___ ካብ ክልተ ውለድ,ከይትሕጎስ,ንክትደኪ,ንክትሕጎስ,ንክትህፍትም,A |
|
ኩሉ ይሓልፍ ክሳብ ዝሓልፍ ___,ምንም ኣይኮነን,የዲክም,ስራሕ,የሕልፍ,D |
|
ዘየተሓድር ___,ኣየማሲ,ኣየናግርካ,ኣየዋዕልካ,ርሓቆ,A |
|
___ ኣይመርገም ኣይምርቓ,ሰላም ኣይትስኣን,ዝሓሰብካዮ ኣይትርከብ,ዕድመ ይሃብካ,ዘይሓሰብካዮ ርኸብ,D |
|
ጥፍኣ ዝበለን ___ ምስ ንፋስ ይቀዳደማ,ሓርጭሲ,ማይሲ,ደመናሲ,ፀጉሪሲ,A |
|
___ ፈሪሖም ድቃስ ለይቲ ይስእኑ,ድኻም,ባእሲ,ድኽነት,ሕልሚ,D |
|
___ ኣብያስ ብሕምቢጣጦ,ብኾበሮ,ብደርፊ,ፀዋታ,ብቀምስ,A |
|
ቀሺ ናብ ዳዊቱ ሓረስታይ ናብ ___,ገዝኡ,ንግዱ,ነዊቱ,ፀሎቱ,C |
|
ኩሉ ሓላፊ ___ ተራፊ,ክእለት,ዓፅሚ,ስም,ዓለም,C |
|
___ ዘገም ኣይትህወክ ኣይትቕደም,ሓቂ,ሕሶት,ስራሕ,መንገዲ,A |
|
መታን ክመስሎ ___,ኣርእዮ,ሓስየሉ,መስለሉ,ሰርሓሉ,C |
|
መገዲ ምሰ ___,ወዲ ዓዲ,ጓና,ሰበይቲኻ,ቆለዓ,A |
|
መርዓዊ ከይሓዛ ___, ዓርኪ ሓዛ,መርዓዊት ሃዛ,ክዳን ይገዝኣ,ኣይምርዐዋን,A |
|
___ ዘሊላ ዘሊላ ኣብ ምድሪ,ዛግራ,ደርሆ,ማንቲለ,ዕፍ,C |
|
ማይ ካብ ዓማቑ ምስላ ካብ ___,ሓፅር,ቅኑዕ,ሒማቕ,ነዊሕ,C |
|
ምስ ኣረጊት ምኸር ምስ ___ ውፈር,ቆለዓ,ድኹም,መሓዛኻ,ሓያል,D |
|
እንተ ዘይሞትክን ___ ኣሎክን,ሃገር,ጥዕና,ስራሕ,ሕማም,B |
|
ርኣዩኒ ርኣዩኒ ___,ሓዙኒ ሓዙኒ,ሕደጉኒ,ሕብኡኒ ሕብኡኒ,ውሰዱኒ ዉሰዱኒ,C |
|
ማይ ኣይጓዳእ ___ ኣይውዳእ,ምግቢ,መንገዲ,ዕድመ,ዘረባ,D |
|
መልክዕ ህድሞ ገበላ፣ መልክዕ ክዳን ነጸላ፣ መልክዕ ዘረባ ___,ሃፍቲ,በዝሒ,ፀዋታ,ምስላ,D |
|
ኣይረኣኹን ኣይሰማዕኩን ሓንቲ ርእየ ሰሚዔ ___,ሓንቲ,ድኻም,ብዝሕቲ,ንእሽተይ,C |
|
ምሰ ሰብካ መዓት ___,ዳርጋ ገዓት,ከብድ,ክፉእ,ዘይድፈር,A |
|
___ ዘይብሉ ቤት ጥሪት ከም ዘይብሉ ደምበ,ሰበይቲ,ሃፍቲ,ቆልዓ,ሰብኣይ,A |
|
ሰኣን ___ ትህረም ሰበይቲ,ስራሕ,ሕራይ,ሰብኣይ,እምቢ,B |
|
ሰብኣይን ደሊኽን ___ ጸሊእክን,እድ,እግሪ,ምስዓም,ጭሕም,D |
|
ካብ ___ ዝደሊ ከም ሳእኒ ይበሊ,ጓና,ድኻ,ሃፍታም,ሰብ,D |
|
ዘይትሰምዖ ጸርፊ ዳርጋ ___,ፅልኢ,መርዓ,ምራቐ,ደርፊ,D |
|
ሰብ ኣብ ___ እክሊ ኣብ ዓውዱ,መርዕኡ,ዓዱ,ሓዘኑ,ትምህርቱ,B |
|
ቀጢን ኢልካ ___ ኣይትርገጽ,ኣንበጣ,ሰብ,ተመን,እግሪ,C |
|
በዓለገ ቱፍ እንተበለ ናብ ___,ክዳኑ,እዱ,እግሩ,ከብዱ,D |
|
ካብ ማይ ባሕሪ ___,ንእድካ,ብጭልፋ,ብኩባያ,ብጀሪካን,C |
|
ናጽነት የኹርዕ፡ ስራሕ ___,የፅልእ,የዘኽትም,የብልዕ,የድክም,C |
|
ንመግቢ ኣኾምሲዕካ ፡ ንነገር ___,ሓብእካ,ሓርቅካ,ተፃድፍካ,ኣስተውዒልካ,D |
|
___መገዲ ይጸቦ,ንሃብታም,ንነፋግ,ንነዊሕ,ንድኻ,B |
|
ወዮ ናታ___,ንሓፍታ,ንሰብኣያ,ንሓማታ,ንደቃ,C |
|
ሓጺር ኣድጊ ወትሩ ___,ቅልጡፍ,ሓያል,ዒሉ,ደፋር,C |
|
ኣንበሳ ኣብ ዱሩ ሰብ ኣብ ___,መደቀሲኡ,መውዐልኡ,ሃገሩ,ገዝኡ,C |
|
ኣንጭዋ ___ ምእንቲ መጎጎ,ትውለድ,ትሙት,ትሕለፍ,ትብላዕ,C |
|
ኣዲኣ ገዲፋ ___ ትናፍቕ,መሓዘኣ,ጎረቤታ,ሰብኣያ,ሓውቲኖኣ,D |
|
___ ዘይብሉ በቕሊ ይንዕቕ,ግመል,መክና,ብዕራይ,ኣድጊ,D |
|
___ ዘይብል ሃባ መን ኣልመዶ,ስተ,ብላዕ,እንካ,ሃባ,C |
|
ክንዲ ዘኾለስኩ ___ ተነኸስኩ,ኢደይ,እግረይ,ከንፈረይ,መልሓሰይ,A |
|
ካብ ኣፍ ዝወጸ ካብ ልቢ ___,ዘይነበረ,ዘይትሓሰበ,ዝተፈትወ,ዝተሃንጸ,D |
|
ጸሎት ምስ ፍቕሪ ___ ምስ ግብሪ,ሰላም,ትምህርቲ,ስራሕ,ሃይማኖት,D |
|
___ ማዕረ እግርኻ,ክዳንካ,ሳእንኻ,ንብራኻ,ስረኻ,B |
|
ንሰብ ብዘመድ ንኣድጊ ___,ብክብደት,ብገመድ,ንትሕትና,ብበትሪ,B |
|
ኣመል ምስ ___,መግነዝ,ክብረት,መልሓስ,ክዳን,A |
|
እንተ ዘይሞትክን ___ ኣለክን,ዘመድ,ሃፍቲ,ጥዕና,ሃገር,C |
|
ኣነ ይገድድ ምሳኺ ___,ዝናገር,ዝሰርሕ,ዝበለዕ,ዘኹድድ,D |
|
ኣብ ኲናት ዘይወዓለ ___,ሃካይ,በሊሕ,ታርኸኛ,ፈራሕ,B |
|
ካብ ጉይይ ምውዓል ___ ምሓዝ,እግሪ,ክሳድ,እዝኒ,ኣፍ,B |
|
ካብታ ክፉእ ዝገብሩኻ ___ ዝምህሩኻ,ብዙሕ,ፅቡቕ,ክፉእ,ታርኽ,C |
|
ክርክር ካብ ___ ዬብኵር,ድቃስካ,ብልዕኻ,ስራሕካ,ትምህርቲኻ,C |
|
ከመይ ኣለኻ ኣይትበሎ ኣብ ___ ርኣዮ,እዱ,ዓይኑ,ገጹ,እግሩ,C |
|
___ ኣይምለስ ጓህሪ ኣይኹለስ,ክዉን,እግሪ,ዲኻ,ንጉስ,A |
|
ክልተ ጎርሓት ___ ስንቆም,ሽሮ,ሓሙኹሽቲ,ስጋ,ብርኩታ,B |
|
ንእሽቶ ውራይ እሞ ግበር ___ ፍለጥ,ስራሕኻ,ፈታዊኻን ጸላኢኻን,ሃገርካ,ደቅኻ,B |
|
ከይወልድካ ___,ደቅስ,ብላዕ,ኣይትንበር,ስራሕ,B |
|
ወሓጥዮ እንተ በልኩዋስ ___,ትተፍኦ,ትሓይኮ,ትጎስመሉ,ትናገር,C |
|
___ ኣብ ዘይትረኽበሉ ዓዲ ኣይትቀመጥ,ስራሕ,ዝብላዕ,ዋሕስ,ሰብ,C |
|
ውሑጅ ከይመጸ መገዲ ___ ጽረግ።,እንስሳ,ዉሑጅ,ሰብ,መክና,B |
|
ውረድ ዘይበቕልኻ ልቐቕ ___,ዘይርስትኻ,ሃገርካ,ዘይስላጣንካ,ገዛኻ,A |
|
ዝወዓለ ይንገርካ ___ ይምከርካ,ዝፈተነ,ንጉስ,ዘይፈተነ,ዘይነበረ,A |
|
ወዲ ሰራሕ ማዕጾ ___ ወሰዶ,መን,ሰብ,ወታደር,ዝብኢ,B |
|
ዓቕሊ ዋጋ ___,ግመል,በቕሊ,ሃገር,የብሉን,B |
|
ስኒ ___ቁሪ ወድኦ,ሓርማዝ,ዓሻ ,ለባም,ግመል,B |
|
ንዕዉር ይጣቕሱሉ ንጸማም ___,ይጣቕሱሉ,ይንዕቕዎ,ይነግሪዎ,የሕሾኽሹኹሉ,D |
|
ዓርኪ ሰባር ___,ፀማም,ነቓዕ,ሰባር,ጠንካራ,B |
|
___ መዓዲኡ ይጸልእ,ለባም,ሰብኣይ,ዓሻ,ቖልዓ,C |
|
ዓሻ ናይ ዕለቱ ___ ናይ ዓመቱ,ቖልዓ,ለባም,ዓሻ,ሰብኣይ,B |
|
___ ዝተኸሎ ለባም ነይነቕሎ,ዓሻ,ለባም,ነውሕ,ሓጽር,A |
|
___ ምዉት ይናፍቕ,ለባም,ሰብ,ዓሻ,እንስሳ,C |
|
ኣብ ዓዲ ዕዉራት ___ ይነግስ,ነውሕ,ህርኩት,ሓደ ዓይኑ,ሰብኣይ,C |
|
ዓውዲ ከም ንፋሱ ዓዲ ከም ___,ከባብኡ,ንዋሓቱ,ዋርድይኡ,ንጉሱ,D |
|
ዓይኒ ተሃካዪት ___ ጎያዪት,ብርኪ,እዝኒ,አፍንጫ,ርእሲ,A |
|
___ ናብ ሰብ ኢዳ ናብ መሶብ,ኢዳ,ከብዳ,ዓይና,ልባ,C |
|
እኽሊ ኣብ ዓውዱ ሰብ ኣብ ___,ከብዱ,ዓዱ,እንጀርኡ,ሂወቱ,B |
|
ክልተ ___ ገዓት ይኳለሱ,ነዋሕቲ,መሃዙት,ለባማት,ዓያሹ,D |
|
ወዲ ዓሻስ ክልተ ሳዒ ___,ይውሰድ,ይህረም,ይምረቕ,ይሽለም,B |
|
ካብ ንዓመታ ___ ንሎሚ ዘበን እንቋቑሖ,ብዕራይ,ደርሆ,ጤል,ላሕሚ,B |
|
___ ኣይትገራህ ብዓሻ ኣይትመራሕ,ብለባም,ብዓሻ,ብሰበይቲ,ብጎራሕ,D |
|
ወዲ ___ ዝብኢ ወሰዶ,ዶክተር,ተማሃራይ,ሰራሕ ማዕጾ,ሰበይቲ,C |
|
ዘረባ ___ ክንዲ ኩልሳስ,ቆልዓ,ሃሳስ,ለባም,መምህር,B |
|
___ ማይ ንዓቐብ,ዘበን ግርምቢጥ,ቅኑዕ ዘበን,ሓያል ክረምቲ,ወርሒ ሓጋይ,A |
|
ዝብእስ ክሳዕ ዝደልዎ ___,ይርብሽ,ይበልዕ,ይልምን,ይሕንክስ,D |
|
___ ነጊሮሙኻ ድቅስ ይሓድሩ,ዘሕልም,ዘደቅስ,ዘየድቅስ,ዘሀፍትም,C |
|
___ ገዛ ውዒላ ማይ ትጥልቂ,ጤልስ,ኣድግስ,በግዕስ,ደርሆስ,D |
|
___ ፍሉጥ ርእሱ ምሉጥ,ድኻ,ሃፍታም,ለባም,ዓሻ,A |
|
ድኽነት መዐሸዊ ሕማም ___,ቀታሊ,መበላሸዊ,መሃፍተሚ,መጠንከሪ,B |
|
ልቢ ጎበዝ ኣብ ___,እግሩ,ደረቱ,እዱ,መልሓሱ,B |
|
ብዘበን ገበል ዝሃበካ ___,ኣይትቀበል,ኣይትብላዕ,ተቐበል,ደርብዮ,C |
|
ንጐራሕ ጐራሕ ይፈልጦ ንነቲሕ ___ ይመልጦ,ከልቢ,ዝብኢ,ዕንጉለ,ማይ,C |
|
ካብ ጓል መን ፡ ___ መን!,እኖ,ሓፍቲ,ቤተሰብ,ሰበይቲ,D |
|
ወይ ዝበሉኻ ግበረሎም ወይ ___ ግደፈሎም,ቤተሰቦም,ስረሖም,ንብረቶም,ዓዶም,D |
|
ወዲ ጓህሪ ___,ሓሙኽሽቲ,ማይ,ነበልባል,ዕንጨይቲ,A |
|
ገንዘብን ሓጥያትን ___,ተዋህላሊ,ዘይረብሕ,በራሪ,ንእሽተይ,A |
|
ጓና ፈትዩኒ ኢልካ ___ ኣይተርሕቕ,ሃገርካ,ጓና,ፀላእኻ,ሓውኻ,D |
|
ብጎራሕ ኣይትገራህ ___ ኣይትመራሕ,ብንጉስ,ብለባም,ብፍልጠት,ብዓሻ,D |
|
ጋሻ ኰንካ ምጻእ ___ ውጽእ,ከይሰተኻ,ከይሓደርካ,ከይበላዕኻ,ከይመነዉኻ,D |
|
ጥዋፍ ንርእሳ ትሓርር ንኻልኦት ___,ተሕርር,ተድርር,ተፀልምት,ተደናግር,B |
|
ኣይትጥለም ኣማኒኻ ከይጠልመካ ___,ፀላእኻ,ጠላሚኻ,ፈጣሪኻ,ሓፍትኻ,C |
|
ካብ በዓል ጣፍ በዓል ___,ኣፍ,ቅርሺ,ስልጣን,ግመል,A |
|
ዝኣኽለን ጥሒነን ___ ይብላ,ኣበላዕኩን,በዓለ ማርያም,ኣይፈልጥን,ኣይረኣኩን,B |
|
ጥሜት ኣይቀትልን ___,ዘይሕማም,ዘይድኽነት,ዘይሸብዳዕዳዕ,ዘይድኻም,C |
|
ጥዑም ከይበልካዩ ___ ይሓልፍ,መሪር,ጥዑም,መከራ,ድኽነት,B |
|
ካብ ሕሜት ___,ፅጋብ,ጥንካሬ,ስራሕ,ጥሜት,D |
|
___ ኣሎ አንዳበልዎ ሞተ,ኣባ ጨጎራ,ሰብ,ብዕራይ,ኣንበሳ,A |
|
ዝጨነቖ ___ የእትው,ሃፍታም,ኣረጊት,ጥንስቲ,ህፃን,C |
|
ጭማራ ንዝገይሽ ___ ንዝሓርስ,ኣድጊ,ከርፈስ,ቆርበት,ሓዳር,B |
|
ካብ ምስ ትጸልኦ መኣዲ ምስ ትፈትዎ ___,ሓዳር,መኣዲ,ፅልኢ,መገዲ,D |
|
ንትጸልኦ ___ ሂብካ ኣፋንዎ,ዝፈትዎ,ርግኦ,ቅርሺ,ጓልካ,A |
|
ንጸላኢኻ ከመዓልካ ኣይትኽላእ ___ ልብካ ኣይትቕላዕ,ንሰበይትኻ,ንፀላእኻ,ንሃገርካ,ንፈታዊኻ,D |
|
___ በበይኑ ጸሎቶም,ሓዉን ሓፍትን,ክልተ መንግስቲ,ማንታ ቆልዑ,ኣቦይን ኣደይን,D |
|
ከይተጸውዐ ዝመጸ ___ ወጸ,ፀግቡ,ከይጸገበ,ኪድ ከይተብሃለ,ተገዲዱ,B |
|
___ ሓደ ደርፉ,ድኻ,ለባም,ዕዉር,ጸማም,D |
|
ጸብሕኻ ጨው አይዝመቶ ነገርካ ___ አይመጉቶ,ፀማም,ለባም,ዳኛ,ሃሳስ,C |
|
___ ከም ለይቲ ምኽኒት ከም ሰበይቲ!,ፍርሒ,ፀልማት,ብርሃን,ግርማ,D |
|
ክፉእ ዝገብር ___ ይሰብር,ዝበልዓሉ ጻሕሊ,ሰብ,በትሩ,እምኒ,A |
|
ንፅልኢ,ሓጎስ,ባእሲ,ትዝታ,ፍሽኽታ,C |
|
ንእሽቶ ፈላሲት ___,መተዓረቕት,መበኣሲት,መፋተዊት,ተኣማኒት,B |
|
እናፈለጠ ዝጋገ እናረኣየ ___።,ቅበሮ,ይመዊት,ንገሮ,ኣኾልሶ,A |
|
ከለኻ ፍቅሪ ሕኔአ ___,ንሕማም,ንሞት,ንፅልኢ,ንፍቕሪ,B |
|
___ የብጽሕ እምበር ኣይዋጋእን,ሰብ,ፈረስ,ብዕራይ,ጥይት,B |
|
ፍረድ ንነፍስኻ ብላዕ ___,ንዳኛ,ንጥዕናኻ,ንቤተሰብኻ,ንኸርስኻ,D |
|
ዓንጽዓንጾ ___,ንሰብ,ንንጉስ,ንማዕጾ,ባዕላ,C |
|
ሃሊሉያ ዝመጻካ __ ኣኽቢድካ ጸዓኖ,ጸገም,ሰብአይ,ብዕራይ,ኣድጊ,D |
|
ሃላይ ሰበይቲ __ ይጥዕማ,ማያ,ሽንታ,ጸብሓ,ስራሓ,C |
|
ሃመማ እንተ በዝሑ__ አይኸፍቱ,ቶፋን,ማይ ቡንባ,a and b,መኽደን ላጋ,C |
|
ህዉኽ __ ዝደቀሰ ድሙ ይቕስቅስ,ኣንጭዋ,ሰብአይ,ብዕራይ,ኸልቢ,A |
|
ህውከት ይሰድድ__,ቅርሺ,በረኸት,ጸሎት,ንብረት,B |
|
ህውኽ ዝብኢ __ ይነክስ።,መልሓስ,ቀርኒ,ስጋ,ኢድ,B |
|
ሓለቓ ዘይብሉ ህዝቢ፡ ሹም ዘይብሉ __,ገዛ,ደርቢ,ዝንቢ,ንህቢ,D |
|
ሌባ ሌባ ተበሉዋስ፡ __ ዝበሉዋ ይመስላ,ድኻ ድኻ,ሃፍታም ሃፍታም,ልዋ ልዋ,ኸደት ኽደት,C |
|
ላሕምሲ ብኢዲ ዝቀርባስ፡ ብእግራ __,ትበልዕ,ትሓክኽ,ትድቅስ,ትራጋሕ,B |
|
ላሕምኻ እምባሕ ትበለልካ እምበር፡ ዋላ __,ኣይትንበር,ኣይት,ኣይትውለድ,ኣይትታሓለብ,D |
|
ላዕላዩ ዝተዘርገ፡ ታሕታዩ __,ጽሩይ,ዝተበልዐ,አይጸሪ,ይስተ,C |
|
ልሳን __ የብሉን፡ ግና ዓጽሚ ይሰብር,ጉልበት,ዓጽሚ,በትሪ,ሓይሊ,B |
|
ድኻስያ አብ ክንዲ ዝዓምም___,ይሓምም,ይልብም,ይሃድም,ይህፍትም,A |
|
ሃፍታም ዝበላ ኹላ ሓቂ ፡ድኻ ዝበላ ኹላ __,ድንቂ,ጸይቂ,ዑንቂ,ዓንቂ,D |
|
__ተላህዩ ይወጽእ እምበር ኮሸምሸም መን አልመዶ,ሰብአይስያ,ብዕራይስያ,ሃፍታምስያ,ድኻስያ,D |
|
ሃፍታም ንሃፍታም ይወዳደስ ፡___,ድኻ ንድኻ ይወቓቐስ,ሰብይቲ ንሰብይቲ ትለቃቀስ,ብዕራይ ንብዕራይ ይጸማመድ,ሃፍታም ምስ እንስሳ ይናፈስ,A |
|
እንዳ ሃፍታም ጥብሲ ፡እንዳ ድኻ __ አይስኣንንዩ,ምስላ,ሓምሊ,ድብሲ,ጥቅሲ,D |
|
ዘይሓልፈሉያ ድኻስ __ ይጋብዝ,ፈረንጂ,ሃፍታም,በዓል ስልጣን,ሰበይቱ,B |
|
ሕማቅ ስብኣይ ምስ __ ይመክር፡ሕማቅ መጥሓን ዳጉሻ ይክርክር፡፡,ሰብይቱ,ዓርኩ,ጓሉ,ሓማቱ,D |
|
ክጸድቕ ኢለ እንተሓዘልኩዋስ __ ተረፈት,ተንጠልጢላ,ሞይታ,ደው,ደቂሳ,A |
|
ኮፍ በለለይ __,ክሓልፈካ,ክብለጸልካ,ክሳገረካ,ክሓተካ,B |
|
ወሓጥዮ እንተ በልኩዋስ __,ትስሕቐሉ,ትጐስመሉ,ትሰትየሉ,ትበልዓሉ,B |
|
ግደፍዮ እንተበልኩዋስ __,ትሓድገሉ,ትስሕቐሉ,ትውስኸሉ,ትጽበዮ,C |
|
ወራዙት ዝጠፍኡሉ፡ __ ይወራዘዩሉ,ሃፍታማት,በዓለገታት,ድኽታት,ህጻናት,B |
|
ወራዙት ከም ቆርበት ይቕደዱ፡ ግን ዘይግዳዱ,ወዲ ሃፍታም,ወዲ ማእምን,ወዲ ድኻ,ወዲ ወሓለ,B |
|
ወዓግ ተታሒዛ ትስዕስዕ፡ ኣድጊ ተጻዒና __,ትሃልል,ተዀምስዕ,ትስዕስዕ,ትርገጽ,B |
|
ወይ’ዝ ዓሻ ከዐሽወኒ __ ነቒዙ ይብለኒ,ስርናይ,ቐለብ,ጣፍ,ስገም,C |
|
ወዮ ብቐደሙ ዘይጽቡቕ ስኒ ___ቍሒሙ ድማ ይስሕቀኒ,ጫት,ቖሎ,እንጣጢዕ,ስርናይ,C |
|
ጥንስቲስያ እንተ __ ዝሓረሰት ይመስላ።,በልዐት,ፎሰወት,ወድቐት,ተዛረበት,B |
|
ዘይተምሃረን ኣየድሕን __ ኣይጥሒን።,ዘይተወቐጠ,ዘይተወሃበ,ዘይትሓጽበ,ዘይተወቅረን,D |
|
ካብ ምህሮ __,ኣእምሮ,ግበሮ,ዜሮ,ኑሮ,A |
|
ሰብ ናብ ሰብ ዝብኢ ናብ __,እንስሳ,ስድራ,በረኻ,ገረብ,D |
|
ድሕሪ __ ኣይትጠይቅ ነገር ከይትጽይቅ።,a and b,ሰላም,እሺ,ዳሓን,A |
|
ዓሻ ጽቡቅ ኣሎ __ ከፍእዎ ኣሎ።,ድኻ,ዘመድ ዓሻ,ለባም,ሃፍታም,B |
|
ዓሻ ሚዒድካዮ ናብ ልማዱ ኣድጊ ሓጺብካዮ ናብ __,አዕርኽቱ,ሓመዱ,ምጉያዩ,ምህላሉ,B |
|
ካብ ኩፉእ ዝገብሩካ ኩፉእ __,ዝህቡኻ,ዝዛረቡኻ,ዝምህሩኻ,ዝብሉኻ,C |
|
ካብ ዓሻ ጽብቅቲ፡ ለባም __,ክፍእቲ,ድኽይቲ,ሰብይቲ,ውርዝይቲ,A |
|
ብጎራሕ ኣይትገራህ ብዓሻ __,አይትወቓዕ,አይትቀደም,ኣይትመራሕ,ኣይትፍራሕ,C |
|
ምስ ህዝብካ ማዓት ዳርጋ __,ልምዓት,ዓመት,ጋዓት,አሽሓት,C |
|
ዓይኒ ትሃካዪት ብርኪ __,ሓማዪት,ጉያዪት,ዘላሊት,ጠላሚት,B |
|
ጓል ብጓላ ቡን __,ካብ ጀበናአ,ብትኩስታ,ብኣወላ,ብሓተልአ,C |
|
ሰብኣይ ክልተ ንየው ንጀው ክብል __,ሞተ,ደቀሰ,ሓደረ,ነበረ,A |
|
ሃይማኖት ብዘይ ግብሪ ጸሎት ብዘይ __ ኣይፈቱን ፈጣሪ,ስብ,ጽልኢ,ውህብቶ,ፍቕሪ,D |
|
ቈልዓ ከም መዕበይኡ መሬት ከም __,በዓልዋንኡ,ሓራሲኡ,ወሃቢኡ,ሽያጥኡ,B |
|
በትሪ ሓቂ __ እንበር ኣይትስበርን,ትነብር,a and c,ትምንምን,ትቀጥን,B |
|
ሓቂ ብርእሳ እንተ ቀበርካያ __ ትወጽእ።,ብርእሳ,ብዓይና,ብእግራ,ብኢዳ,C |
|
ሓራምዝ ክባኣሱ __ ይህሰ።,ኣንበሳ,ስብ,ሳዕሪ,ሞንጎኛ,C |
|
ተጽግበኒ__ ኣብ ሞቅሎኣ ከላ ይፈልጣ ።,እንጀራ,ቖሎ,ስበይቲ,ቕጫ,D |
|
ብፍትወት ኣብየን__,ብሓይሊ,ብኢዳ,ብሕንቢጣ,ብዋጣ,C |
|
ካብ ሃገር ዝገዝእ __ ዝገዝእ ይበልጽ,ገዛ,ሰብይቱ,ስብነቱ,ናብርኡ,C |
|
ካብ ሓጹር እሾኽ፡ ሓጹር __ ይጸንዕ,ስልኪ,ሰብ,ገመድ,ክዳን,B |
|
ካባኻ ንዘይሓልፍ ጋሻ አጥብካ __,ሕተቶ,ሰዓሞ,አንግዶ,ልአኮ,B |
|
ካብ ሕሱም በቕሊ፡ብሩኽ __ ይሓይሽ,ኣድጊ,ኸልቢ,ድሙ,ብዕራይ,A |
|
ካብ የጥዕመለይ ኢልካ __ የኽፋኣለይ ኢልካ ምሕዳግ,ምኽዳን,ምምልኻዕ,ምዝራብ,ምብላዕ,C |
|
ካብ ጕይይ መዓል __ ምሓዝ,እግሪ,ክሳድ,ኢድ,ወገን,B |
|
ክምብል በለ’ምበር __,አይወደቐን,ኣይተኸዐወን,አይተሰብረን,አይትተልዓለን,B |
|
ክበልዕ ዝደለየ __,ከፈር ከብዱ,ገደል ከብዱ,ከፈር አፉ,ገደል ኣፉ,D |
|
ዝነዓቕካዮ ጓሳ __,ይበሎ,ይጓሲ,የናብር,የጥንስ,D |
|
__ መን እንተበሉኻስ፡ መን ትብል።,ዝንጅብል,ልባም,ኮራሪማ,ዓሻ,A |
|
ዝኣረገ ኣንበሳ፡ መጻወቲ __ ይኸውን።,ማንቲለታት,ሃመማታት,ጽምብላሊዓት,ህበያት,B |
|
ዝኣኽለን ጥሒነን __ ይብላ፡፡,ኣይጠሓናን,የብልናን,ገብረክርስቶስ,ብዓለ ማርያም,D |
|
ይበዝሕ ይበዝሕ፡ ከም __ ይነዝሕ,ጣፍ,ጨው,እኽሊ,ሑጻ,B |
|
ደርሆ ሓሚማ ኢሎምሲ __ ሓሪዶምላ።,ሓፍታ,ጤል,እንቛቁሖ,በጊዕ,D |
|
ደድሕሪ ማይ ናብ __,ሩባ,በዓቲ,ውሕጅ,መንገዲ,B |
|
ድሎ ከይትዕሎ፡ ጽናዕ __,ከይትኹላዕ,ከይትስናዕ,ከይትምናዕ,ከትቕላዕ,C |
|
ግርማ ከም ለይቲ፡ ምኽኒት ከም __,ቖናኒት,አረጊት,ሰበይቲ,ሽማኒት,C |
|
__ የብለይ፡ ምስ ወዲ ነብሪ ጽልኢ የብለይ።,አድጊ,በጊዕ,ጤል,ስጋ,C |
|
__ መዐሸዊ፣ ሕማም መበላሸዊ።,ጥሜት,ገንዘብ,መልክዕ,ሰብ,A |
|
ጥንስቲ ሰበይቲ እንተ ጠረጣሲ __ ይመስላ።,ዝወለደት,a and b,ዝሓረሰት,ዝሞተት,B |
|
ጮግራፍ’ሲ ሃሪማ __,ተእዊ,ትጥቕለል,ትነብር,ትኹሪ,A |
|
ጽምብላሊዕስ መቐመጭኣ ዘይከደነት__ ከደነት።,ሰብአያ,እግራ,መሬት,ጎረቤት,C |
|
ፈታዊ ገንዘብ፡ ምስ __ ይላዘብ።,ሓላፊ,ሰይጣን,ባንኪ,ጎረቤት,B |
|
ፈኸራ ሕበይ ምስ __,ሓላፊ,ባዕላ,አንበሳ,ነብሪ,D |
|
ፈውሲ ደሊኻ ትኸዶም __ ይጸንሑኻ,ወጺኦም,ገይሾም,ደቂሶም,ሞይቶም,D |
|
ኩምራ ዓሻ፡ መጻወት __,ሰብይቲ,ቕልዓ,ህጻን,ህበይ,D |
|
ከይተቐብኡ __ ከይመንኮሱ ኣይጵጵሱ,ኣይነግሱ,አይፉከሱ,አይሕረሱ,አይንቀሳቐሱ,A |
|
ከይቀተልካ ጐፈሬ፡ ከየረጋገጽካ __,ዘረባ,ምኻድ,ምሕጓስ,ወሬ,D |
|
ከይጸገቡ ኣይዘሉ፡ ከይዘለሉ __,አይወድቁ,አይሕጎሱ,ኣይስንክሉ,አይነብሩ,C |
|
__ ኣይግንፍልን፡ ከይበጽሐ ኣይበስልን,ከይተሰንከተ,ከይተሰኽተተ,ከይፈልሐ,ከይተጾምቀ,C |
|
ከይጸውዕዎ ኣማኻሪ፡ ከይሾምዎ __,በዓል ስልጣን,ግራዝማች,ፊተውራሪ,ንጉስ,C |
|
ኩቱ እንታይ ይደሊ __,ናቱ,ዘይናቱ,ኩዕንቱ,ክብረቱ,B |
|
ክስርሓ ኢለን ዝወጻ __ መጻ,ተኳሒለን,ተሰሪሐን,ተነጽየን,ተመርዒወን,C |
|
ካብ ሽሕ መደረ፡ ሓንቲ __,ወረ,ጉራምረ,ተግባረ,ዝማረ,A |
|
ክነጽፍ ዝበለ ማይ ይጨኑ፡ ክበርስ ዝደለ ዓዲ __,ይዝምን,ይዝረግ,ይሓምም,ይዓኑ,D |
|
ክድቅሱ ነገር የኾምስዑ፡ ክትንስኡ ነገር __,ይርስዑ,ይኹልሱ,ይጅምሩ,ይበልዑ,A |
|
ካብ __ ዝወጸ ክሳብ ዝምለስ እንተጸዓንዎ ኣድጊ፡ እንተለጐምዎ ፈረስ,ሰቡ,ሰበይቱ,ወንበሩ,ሃገሩ,D |
|
ካብ ምስ እትጸልኦ __ ምስ እትፈትዎ መገዲ,መንገዲ,ንግዲ,ናብራ,መኣዲ,D |
|
ካብ ምስ ዓሻ ዘረባ፡ ምስ ለባም __,ፈኸራ,ፈጠራ,ዓጸባ,ናብራ,C |
|
ስዋ ብዘይ ሓተላ ሜስ ብዘይ __ ነጀው በላ,ኣምቦላ,ሓተላ,ጌሾ,መዓር,A |
|
ሸራፍ ስኒ መንፈሲ ስዋ፣ ሸራፍ__ መምጸጺ ስዋ,ዕትሮ,በርሚል,ጀሪካን,ኩባያ,A |
|
ሹመት ንዝፈልጦ የኽብዶ፡ ንዘይፈልጦ __,የሰልጥኖ,የሕፍሮ,የዕበድብዶ,የናብሮ,C |
|
ሹም ንሹም ይኳለሱ፡ ድኻ ንድኻ __,ይላቐሱ,ይናፈሱ,ይገባበዙ,ይናኸሱ,A |
|
ሻራ ከም ባይቶኻ፡ ታሪኽ ከም __,ሰብካ,ስራሕኻ,ዓድኻ,ነጋሪኻ,C |
|
ሽሕ መኻሪ፡ ሓደ __,ወርዋሪ,ሰባሪ,ዘዋሪ,ፎጋሪ,A |
|
ሽሕ ፈልጺ፡ መጥመሪአን __,ኣጻብዕቲ,ገይጺ,ገመድ,ልሕጺ,D |
|
ቀቢሩ ዝምለስ ያኢ __ ኣይመስሎን,ዝመውት,ዝነብር,ቀባሪ,ዝበልዕ,A |
|
ቀታሊ እንተርፈደ፣ ተቀታሊ __,ይድቅስ,ይትስእ,ይስዕስዕ,ይግስግስ,D |
|
ቀውዒ __ ሰብ ከይሞተ ኣይእመንን,ከይበጽሐ,ከይሞተ,እንተሎ,ከይከተተ,D |
|
__ ሒዝካ ጸሎት፡ ቁም ነገር ሒዝካ ተረት,ጽልኢ,ቂም,ውህብቶ,ገንዘብ,B |
|
___ ክትገብሪ፡ ጾምኪ ከይትሓድሪ,ቃል ዓለም,ዘልዓለም,ዘይየለ,ዘረባ,A |
|
__ ባዕልኻ ገዚእካዮ፡ ይልብልበካ,በርበረ,ሽመል,ገንዘብ,ጉዕ,A |
|
በቕሊ መን ኣቦኻ፡ እንተበልዎ፡ ፈረስ __,ኣቦሓጎይ,በለ,ኣኮይ,ሓወቦይ,C |
|
ልቐቕ ዘይምድርኻ፡ ውረድ __,ዘይስልጣንካ,ዘይበቕልኻ,ዘይዝባንካ,ዘይፈረሰካ,B |
|
ሓሉ ዝበልዎ ኣየጥፍእ___ ዝብልዎ ኣየኽፍእ።,ሰራቒ,ኣጸብቕ,ወሃቢ,ኣስተካኽል,B |
|
ሓሞ ኣይግፋዕ፡ ጸባ ___,ኣይበላዕ,ኣይምዓር,ኣይሰተ,ኣይድፋእ,D |
|
ሓሙስ ጽግቦ፡ ኣሽንዃይ ሰብስ __እኳ ትጸግቦ።,ደርሆ,ዑፍ,ላሕሚ,ቖቛሕ,B |
|
ሓሙኻ ሰዊት ሓጋይ __,በለ,እዩ,አይኹን,ኣይኣዝዝካ,D |
|
ሓሚሙ ዝተንሰአ__ ረስዐ።,ሓካሚኡ,ሓው,ፈጣሪኡ,ሓታቲኡ,C |
|
ሓምሊ ብዘውጽኦ ጸገም፡ ኣይትኹራዕ __,ዓመት,ዱባ,ስገም,ሽዊት,C |
|
ሓምሳ ለሚን ንሓምሳ ሰብ ጣዕሚ: ንሓደ ሰብ __,ገዝሚ,ስሚ,ሸኽሚ,ዓቕሚ,C |
|
__ ምብላዕ እንከሎ: ክንድዚ ኩርንዒት ዶ ኣሎ,ሽቂልካ,ሓሪስካ,ሰሪሕኻ,ደቂስካ,B |
|
ሕሪጭ __ ዝልቃሕ፡ ከይበልዐን ይብል ጋሕ።,ሃፍታም,ድኻ,ጎረቤት,ሰይጣን,D |
|
ሓርማዝ መዓኮሩ ኣሚኑ ጉንዲ __,ይቖርጽ,ይውሕጥ,ይሽከም,ይድቅስ,B |
|
__ ደምበ ኣብ ዝለምለመሉ: ሕማቕ ኣብ ዝፈርሓሉ።,ኣድጊ,ብዕራይ,ሃመማ,ሓሰኻ,D |
|
ሓሲኻ ኣይቅያሕ፡ ኣብ እምኒ ደይብካ__,አይብከ,ኣይጽዋዕ,ኣይንዋሕ,ኣይንበር,C |
|
ሓሳዊ ከም__ ሰራቒ ከም ኢዱ።,ኣፉ,መልሓሱ,ልቡ,ሰቡ,A |
|
ሓሳውን ስንቅን እናሓደረ __,ይፈኵስ,ይነቅዝ,a and b,ይቐልል,C |
|
ሓሶት ድራር ሓደ __,ምሸት,መዓልቲ,ሰብ,ዓመት,A |
|
ሓቂ ብርእሳ እንተቐበርካያ __ ትወጽእ,ብሓሳባ,ብእግራ,ብልባ,ብውሽጣ,B |
|
ሓቂ ንሓንቲ መዓልቲ ጭንቂ፣ ንዘለኣለም __,መንገዲ,ጽድቂ,ፍቕሪ,ነባሪት,B |
|
ሓቂ እናሓደረ ይኹላዕ ከም __,ወርቂ,ፍቕሪ,ብሪ,ጽድቂ,A |
|
ሓቅን __ እናጸንሐ ይግለጽ።,ጽድቅን,ወጋሕታን,መዓልትን,ጸልማትን,B |
|
ተሓቢኤን ይጠንስኦ __ይወልደኦ,ብሓኪም,ተማኺረን,ብሰብ,ዓዲ ኣኪበን,D |
|
ሓባል መጠመቲኣ __,ትኳሓል,ትቑነን,ትወልድ,ትገብር,D |
|
__ በልያ ከይትቅድመኪ።,ወሓለ,ቖንጆ,ጓዕማም,ሓባል,D |
|
ሓባእ ቁስሉ ሓባእ __,ሓኪሙ,ሕማሙ,ገዝኡ,ፈውሱ,D |
|
ሓያል ___ ንእምኒ ሓደጋ ይወድቆ,ውሕጅ,ሓምሓም,ሞዶሻ,ዱባ,B |
|
ሓደንያ ከምዘይተወልደ፡ ክልተ __,ዓበዪ,ክንዲ ሽሕ,ክንዲ ሓደ,ቐረዩ,C |
|
ሓደ ከይጽምብሩ __ ይሓድሩ።,ከይደቀሱ,እናተበአሱ,በሊዖም,ጾሞም,D |
|
ሓደ ዝወሳዲኡ ብዙሓት __,ተሓማይኡ,ሰማዕቱ,ወለድቱ,ወሃብትኡ,A |
|
ሓደ ግዜ ካብ ምዝራብ፡ ሰለስተ ግዜ __,ምብላዕ,ምስዳር,ምሕሳብ,ምኻድ,C |
|
ሕልፈት ንዘይፈልጥ __ኣርእዮ,ከተማ,ዑና ዓዲ,ድኽነት,ጥምየት,B |
|
ሕሙም መንጸርጸሪ ኣምላኽ ዝወሰኖ __,ኣማኒ,ዘይዛሪ,ዘይቐሪ,ነባሪ,C |
|
__ ዘይብሉ ሕሙም ስጋ በሊዑ ይሓምም,ሰዓል,ሕማም,ጸገም,ገንዘብ,B |
|
ሕማቕ ምስ ዝጸልእ __ ይኸልእ,ከመዓልካ,ሕቶ,አቤት,እሺ,A |
|
ሕማቕ ነዓቒ __ ሰሓቒ,ሃፍታም,ዘኽታም,ጓዕማም,ጸማም,D |
|
ሕነ ቀራናት __ ሕነ ሃብታማት ንዘኽታማት,ንሕሙማት,ንጓዕማማት,ንጸማማት,ንጽጉማት,B |
|
ሕነኡ ዘይፈዲ ወዲ __,ወዲ ማእምን,ሰብይቲ,ኣድጊ,እዝጊ,C |
|
መለበም ኣይግበርካ መለበም __,ኢኻ,ይግበርካ,ይሃብካ,አይኽላእካ,D |
|
መላኺ ዘይብሉ __ ይመልኮ,ስልጣን,ሰይጣን,ኩሉ,ኣምላኽ,B |
|
መምህር ንኻልእ ይምህር ንርእሱ __,ይድንቁር,ይነብር,የድሕን,የቕሕር,D |
|
__ ከይሓዛ መርዓ ክቋጸራ ይወዛወዛ,ጉልበት,እግሪ,ማእገር,መርዑት,D |
|
መርዓዊ ከይሓዛ __ ሓዛ,መርዓት,ሽልማት,ዓርኪ,ሱፍ,C |
|
መርገም ከውድቕ’ምበር __ ኣይረአን,ክበልዕ,ክበጽሕ,ክጠፍእ,ክወግእ,D |
|
መስሓቕ __,ሸራፋት,ሰናናት,ጓዕማማት,ጽቡቓት,A |
|
መን ምዃንካ ክነግረካ፡ ምስ መን ከም __ ንገረኒ።,ዘለኻ,ሓደርካ,ትኸይድ,ኢኻ,C |
|
መንቀኛ ሰብ ጸላኢኡ ይተክል፡ __ ይነቅል።,ጸላኢኡ,ፈታዊኡ,ሓው,ዛፍ,B |
|
መንገዲ ጥዕና __ ኪዶ።,ዓመት,ሎሚ,ሆስፒታል,ዘልዓለም,A |
|
መኻሪ ዘይብሉ ንጉስ፡ ዘይ___ ዘይነግስ።,ሓደ ዓመት,ዘልዓለም,ሽሕ ዓመት,ሓደ ሰዓት,A |
|
መዓልቱ ዝሓለፎ ስጋ __ ዘይተርፎ።,ምህላው,ምድራቑ,ምጭናዉ,ምስታይ,C |
|
መዓልትን ከልብን __ ይመጹ።,ሰላም ከይበሉ,ከይጸዋዕካዮም,እናተጸበኻዮም,ብሓደ,B |
|
መገዲ እንተ ጠፍኣካ__ድለ።,ጓል ሰበይቲ,ጓል ማእምን,ጓል መገዲ,ጓል ሰብ,C |
|
ዕዉር ንዕዉር ምስ ዝኽተል፡ ተተሓሒዞም __,ንገደል,ንወደል,ንነገር,ንበደል,A |
|
ዕዉር እንታይ’ደሊ __ ነጋዳይ እንታይ ይደሊ ደሓን።,ብበትሪ,ጸልማት,መራሒ,ብርሃን,D |
|
ዕዉር ከቕበጥብጥ __ ደርብዩ ኣብ ምድላይ ይኣቱ።,ሰበይቱ,ምርኩሱ,መራሕኡ,ኽዳኑ,B |
|
ዘሕምቆ ኣለኒ __ ሃቡኒ።,ስረይ,ሳእነይ,በትረይ,ቖቢዐይ,C |
|
ዘይሕማመን __,የራስነን,የቕርረን,የጉርዐን,የባሳጭወን,A |
|
ዘይምስል ኣብዲ፡ ዘየኾምስዕ __,ብዕራይ,ኣድጊ,በጊዕ,ፈረስ,B |
|
ዘይበልዐ __,ዝኾምሰዐ,ዘይመንዐ,ዝመንዐ,ዘይሰሰዐ,B |
|
ዘይተማህረ __ ዘይተወቕረ ኣየጥሕን።,ኣየስርሕ,ኣየድሕን,ኣይጋግን,ኣየብልዕ,B |
|
ዘይወግሕ መሲሉዋ፡ ኣብ __ ትሓርእ።,ገጻ,ገዝአ,ኽዳና,ቦኽራ,D |
|
ዘጽግበካ ቅጫስ፡ ኣብ __ ከሎ ይፍለጥ።,ገዝኡ,ዓውዱ,መንገዱ,መቚሉኡ,D |
|
ዝረኣዩዎ ክገብራ፡ ዓይነን __,ሰፈያ,ኣንቆራ,ሰበራ,ቖነና,B |
|
ዝረገጽክምዎ ለምለም፡ ዝተዛረብክምዎ ድማ __ ይኹነልኩም።,ዓለም,ቀለም,ሓሸዋ,ወርቐት,B |
|
ዝሰሓተ ይምከርካ፣ ዝወዓለ __,ይንገርካ,ይሃብካ,የርእይካ,ይሃብካ,A |
|
ዕረ ዘይጠዓመ፡ መቐረት __ ኣይፈልጥን።,ስዋ,ማይ,መዓር,ሽኮር,C |
|
ዕርቂ ደም መድረቒ __ ደም መተርከሲ።,ማእሲ,ባእሲ,ፍቕሪ,እምኒ,B |
|
ዕብራን ከብቲ፡ ህጥራን __,ንነገድቲ,ነኽልብቲ,ነንስቲ,ንሓረስቲ,B |
|
ዕንዳይ ናብ እንኡ፡ ማይ ኣብ __,ሩባኡ,ሓሰሩ,ደንበኡ,ዕትርኡ,A |
|
___ እንተዘይከሊእካዮ ሓዊ ኣይጠፍእን።,ማይ,ሓመድ,ገዛ,ዕንጸይቲ,D |
|
ዑፍ ብዓቕማ ብብርዒ __ ትሕጐም።,መሸላ,ስገም,ስርናይ,ጣፍ,B |
|
ዓለም ዘይጸገበ መናኒ __ ይሳናበት።,ገዝኡ,ኣዋልድ,ደቁ,ኣሕዋቱ,B |
|
ዓሻ ሰራቒ፡ ኣብ እግሪ __ ይርከብ።,ቆፎ,ገዛ,ኦም,ጣፍ,A |
|
ዓሻ ንሱ ዝብሎ’ምበር፡ ንሳቶም ዝብልዎ __,ኣይፈልጥን,አይገብርን,አይሰምዕን,አይበልዕን,A |
|
ዓሻ ከም ነጋሪኡ፡ መጥሓን ከም __,ተሸካሚኡ,ገዛኢኡ,ዕዳግኡ,ወቓሪኡ,D |
|
___ ዝተኸሎ፡ ለባም ኣይነቕሎ።,ቐሺ,ዓሻ,ሰብአይ,ቖልዓ,B |
|
ዓበቕ ዘምጽአ ፈጣሪ፡ መሕከኺ ኣይከልአ __,በትሪ,ኣጻብዕቲ,ጽፍሪ,ግብሪ,C |
|
__ ብሙያ፡ ቅድድም ብጉያ።,ድሕነት,ዓወት,ናብራ,ሰብነት,B |
|
ዓዋን ኣይሙት፡ ምእንቲ __,ክዕወት,ሰብ,ክሰናበት,ከጻውት,D |
|
ዓው ኢልካ ዘይትበኽየሉ ሞት __,ሰብአይካ,ውሽማ,ሕጹይ,ወድኻ,C |
|
ዓይኒ ከዳዕ ነባዒ __ ቃልዓለመኛ በላዒ።,ከብዲ,አፍ,ሓው,ኢድ,A |
|
ማይ ካብ ሩቡኡ፡ ሕሩጭ ካብ___,ቦኹሩኡ,ሎቖትኡ,ዓውዱ,ብሒቑኡ,A |
|
ማዕጾ ኣብ ልዳቱ፣ ሃካይ ኣብ __,ክዳኑ,ልዓቱ,ሓንጉሉ,ዓራቱ,D |
|
ምምካርሞ __ ይመክር፡ ስኣን ዝሰምዖ ይበኩር።,ዓሻ,በዓለገ,ድኻ,ልባም,B |
|
ምስ ቆልዓ ኣይትምከር: ምስ ከልቢ __,ኣይትቃለስ,ኣይትጉየ,ኣይትታሓባእ,ኣይትበኣስ,C |
|
ምስ __ ዝዋዓለስ፡ ሃ ተዘይለመደ፡ ጥራጥ ለመደ።,ብዕራይ,ዝብኢ,ኣድጊ,ነብሪ,C |
|
ምስ ከደ ዘይምለስ፡ ምስ ተጠውየ __,ዘይምለስ,ዘይስበር,ዘይብስብስ,ዘይቕለስ,D |
|
ምስ ጸዉዑኻ ምጻእ __ ውጻእ።,ከይበሉኻ,ከይደንጎኻ,ከይመነውኻ,ከይጸረፉኻ,C |
|
ምስላ ካብ ሕማቕ፡ ማይ ካብ __,ሩባ,ጽሟቕ,ዓሚቕ,ጎቦ,C |
|
ምብላዕ ምብልዑ __ ዓድና ይብልዓዮ ።,ነብሪ,ብዕራይ,ኣድጊ,ዝብኢ,D |
|
ምብላዕካ ዝለመደስ፡ እናርእየካ __,ይበልዕ,ይጠሚ,የምባሁቕ,ይበኪ,C |
|
ምኽሪ እንተ ጠፍአት፡ ኣብ __ ድለያ።,ጁባኻ,ስበይትኻ,ውሻጠኻ,ገዛኻ,C |
|
ምግቢ ምስ ጠመኻ: ናፍቆት ምስ __,ሰበይትኻ,ተፈላለኻ,ልብኻ,ተማነኻ,B |
|
ምጽላእስ ንጽላእ፡ __ ግን ኣይንካላእ።,ጸሎት,ጉርሒ,ፍትሒ,ፍርሒ,C |
|
ሞትን ___ ምንም ኣይተርፍን።,ክራማትን,ጥሜትን,ውሕጅን,ፍትሕን,A |
|
ሩባ ዘለዎ ፈሳሲ __ ዘለዎ መላሲ።,ሓው,ጎቦ,ገንዘብ,ልቓሕ,B |
|
ራዛ ኣበይ ደሊኻ? ምሳኻ፧ እንታይ ስንቅኻ፧ __,ንስኻ,ሰበይትኻ,ቖሎኻ,እንጀራኻ,A |
|
ርሑቕ ከይዱ ዝምርዖ፡ ሓደው ከታልል ሓደው __,ክጠፍእ,ክመውት,ክሕባእ,ክታለል,D |
|
ሰማይ ሰማይሲ ይትረፍድክን፡ __ ይባርኸልክን።,ምድሪ,ታሕቲ,እግሪ,ጸጉሪ,A |
|
ሰሪቕካ ካብ ምሕሳብ፡ __ ምእካብ።,ሰላምካ,እግርኻ,ገንዘብካ,ኢድካ,D |
|
ሰራቒ ከም ኢዱ፡ __ ከም ኣፉ።,ሃፍታም,ዓሻ,ነገርኛ,ሓሳዊ,D |
|
ሰበይቲ ዝለኣኸቶ ሞት __,ኣይሰምዕን,ኣይሞልሶን,ኣይፈርሕን,ኣይረኽቦን,C |
|
ሰብ ብዘይፈልጦ ይውጽዕ፡ እዝጊ ብዝፈልጦ __,ይህብ,ይሰምዕ,ይቐጽዕ,ይንብዕ,C |
|
ሰብኣይ ክልተ ናብዝን ናብትን ክብል __,ሓደረ,ሞተ,ሰኸረ,ቐረየ,B |
|
ሰይጣን ንኣመሉ፡ __ ይጠቅስ ይብሉ።,መጽሓፍ ቅዱስ,ጸሎት,ሞት,ቅዱሳን,A |
|
ሳእንኻ ማዕረ ___,ልብኻ,ኢድካ,ቑመትካ,እግርኻ,D |
|
ሳዕሪ ዘይሃብካያ ላም __ ኣይትህብን።,ምራኽ,ጸባ,ስጋ,ዒባ,B |
|
ስም ተራፊ፡ __ ሓላፊ።,ዕድመ,ተግባር,ድኽነት,ብልዒ,D |
|
ስሱዕ ክበልዕ ይሕነቕ፡ __ ክዛረብ ይስርነቕ።,ለፍላፊ,ሓሳዊ,ድኻ,ዓሻ,B |
|
ስጋስ እንተወደቐት __ ሒዛ ትትስእ።,ስብሒ,ዘመድ,ሓመድ,ገመድ,C |
|
ሸቡዓተ ዓመት ከይሓርስ፡ __ ይድንቁር።,ዓመት,ዘልዓለም,ሰብዓ ዓመት,እዝኑ,C |
|
__ መኻሪ፡ ሓደ ወርዋሪ።,ሰብ,ሽሕ,ምኢቲ,እኩብ,B |
|
ሽሕ ይሙቱ፡ __ኣይሙት።,ድኻ,ኣላይ ሽሕ,ሓደ,ሃፍታም,B |
|
ቀምሽ ኣደይ __,ከዲኑኒ,ነዊሒኒ,ሓጺሩኒ,ሓንኲሉኒ,D |
|
ቀረባ ሓውካ __,ገንዘብካ,ወገንካ,ሃፍትኻ,ልብኻ,A |
|
ቀሺ ዝበለካ ግበር፡ ቀሺ __ ኣይትግበር።,ዝገበሮ,ዝብሎ,ዝዝረቦ,ዝብልዖ,A |
|
ቀቅድሚ ሃገራ ዝወለደት __ ወይ ንወንጭፍ ወይ ንገበላ።,መሸላ,ስርናይ,ሽዊት,ስገም,A |
|
ቀታሊ ሰብኣይኪ፡ ተቐታሊ __ ዘይሩ ሓዘኑስ ናትኪ።,ዘመድኪ,ንሱ,ወድኺ,ሓውኪ,D |
|
ቁሓሚዮ ተበልኩዋስ __,ትተፍኦ,ትመልሶ,ትቑሕሞ,ትጎስሞ,D |
|
ቁሪ ናበይ ደሊኻ ናብ ክዱናት እቶም ዕሩቓት'ከ ንሶም ደኣ __,ትሑታት,ቑሩራት,ጸማማት,ትሑዛት,D |
|
__ ሒዝካ ጸሎት፡ ቁም ነገር ሒዝካ ተረት።,ጽልኢ,ቂም,መጽሓፍ,ገንዘብ,B |
|
ቃል __ ቃል እዝጊ።,ህዝቢ,ነባሪ,ሓላፊ,ቐሺ,A |
|
ቃል ዓለም ክትገብሪ፡ __ ከይትሓድሪ።,ዘይደቂስኪ,ደቂስኪ,ጾምኪ,ዘይከድኪ,C |
|
ቊልዓ ብንኡሱ፡ __ ብርሑሱ።,ሳዕሪ,ዕንጸይቲ,ቊርበት,ጨርቂ,C |
|
በትሪ ሓቂ ትቀጥን'ምበር __,ኣይትዕጸፍን,ኣይትስበርን,ኣይትጠፍእን,ኣይትቕበርን,B |
|
በዓለገ ብመልሓሱ፡ ከልቢ __ ይልለ።,ብአፉ,ብድምጹ,ብጭራኡ,ብጸጉሩ,C |
|
በይኑ ዝጐዪ ዝቕድሞ’ብሉ፡ በይኑ ዝምጉት___የብሉ።,ዝሰምዖ,ዝረትዖ,ዝዛረቦ,ዝካተዖ,B |
|
ባዕሉ ዝኣመነ መስክር ኣየድሊ፡ __ ዝመንመነ ምሳር ኣየድሊ።,ብላዕሉ,ብሱሩ,ብቖጽሉ,ብታሕቱ,B |
|
ባዕላ መቲራቶ __ ባዕላ ሰትያቶ ተሰርነቐት።,ትሓንገጠት,በልዐቶ,ተሓንቀት,ተሽከመት,C |
|
ባዕላ ወሊዳቶ ኣይመሰለን፡ ባዕላ __ ኣይበሰለን።,ለዊሳቶ,ጀሚራቶ,ጢሒናቶ,ሰንኪታቶ,D |
|
ብላዕ ንኸርስኻ፡ __ ንነብስኻ።,ፍረድ,ስተ,ስራሕ,ጸሎት,A |
|
ብልዒ ሓላፊ፡ __ ተራፊ።,ገንዘብ,ጉልበት,ሽም,ተግባር,C |
|
ብዕራይ ናብ ዘበለ ተበለ ___ ኣጽንዕ።,ሓረስታይ,ዕርፊ,ነዊት,መስመር,B |
|
ብዘሎካ ተወከፍ ብዘይብልካ __,ኣይትፍራሕ,ኣይትተሃወኽ,ኣይትጎረር,ኣይትሰከፍ,D |
|
ብዘመነይ ይጥዓሞ __,ወገነይ,ስመይ,ዘመደይ,ሰብነተይ,A |
|
__ ይኽዕወኦ፡ ተደቢረን ይሓፍሰኦ።,ተሎ,ተሃዊኸን,ተጻልአን,ተሳኒየን,B |
|
ተሓጓሚ ከሎስ፣ ትሓዝ ልቢ __,ይኾርዕ,ይጠርጥ,ይሞት,ይበልዕ,B |
|
ነዲኣ ገዲፋስ፡ __ ትናፍቕ።,ሓትናኣ,ባኦላ,ጓላ,ሰብአያ,A |
|
ነገርያ ዘይጸገበስ __ይሕጸ።,ጓል ሰበይቲ,ጓል ቖናኒት,ጓል ምዕመን,ጓል ዋጣ,D |
|
ንለባም __ ንዓሻ ዶርጉሓሉ።,ኣምተሉ,ስምዐሉ,ስርሐሉ,ብልዐሉ,A |
|
ንዓሻ መዓልቲ ኣንዋሕካሉ፣ ዕብዳን __,ወሰኽካሉ,ኣጥፋአካሉ,ኣብዛሕካሉ,የብሉን,A |
|
ንዝጸገበ ብላዕ ኣይትበሎ፡ ንዝፈረሀ __ ኣይትበሎ።,ስራሕ,ስማዕ,ኩራዕ,ትባዕ,D |
|
ኣባ ጨጎራ፡ __ እናበልዎ ሞተ።,ስማዕ,ኣሎ,ንዓ,ከደ,B |
|
ኣብ ከብዲ ጽጉብሲ __ የሎን,ጥዑይ,ድኻ,ጥሙይ,ቖሎ,C |
|
ኣብ ኲናት ዘይወዓለ __,በሊሕ,ተባዕ,ወታደር,ፈራሕ,A |
|
ኣብ ክንደይ ርእሳ፡ __ ይፈርሳ።,መጥሓን,ገዝአ,መዲድ,ጸጉራ,C |
|
ኣቦይ ቀሽ ዝበልዕዎ ሕምቶስ ኣደይ ኢታይ __ የጒስዔን።,ደም,ሜስ,ስጋ,ፈርሲ,D |
|
ኣንስቲ ኣይለምና፡ እንተ ለመና ኸኣ፡ __,ኣይስኣና,ኣይጽገባ,ኣይህባ,ኣይከደና,A |
|
ኣይትብከ እንዲዩ ___ ዘሎ።,ዝስመዐኒ,ዝንበዐኒ,ዝብለኒ,ዘብክየኒ,D |
|
እምኒ ዝረገጸ ኣሰር የብሉ፡ ማይ ዝሰተ __ የብሉ።,ጣዕሚ,ሽታ,ሕብሪ,ትርጉም,B |
|
__ ዕሾኽ'ያ ተውጽኣ።,ዕሾኽ,መርፍእ,መንገዲ,ዕንጸይቲ,A |
|
እናኸኣሎ ከሎ ዘይገብር፡ __ ይነብር።,እናሓሰበ,ክጥዓስ,እናበኸየ,ክበልዕ,B |
|
እንተዘይተበትኸስ ጽቡቕ ___,ክሪ,እምነት,ቅጥኒ,ገመድ,C |
|
እንካ ዘይፈልጥ፡ ሃባ መን __,ኣልመዶ,ከልኦ,ክብሎ,በሎ,A |
|
__ መሰታ ቀዳሞት።,እዝኒ,እግሪ,ስዋ,ኢድ,A |
|
ከልቢ ዝበልዖ ስጋ'ምበር፡ ዝተኣልሞ ___ ዘይርኢ።,ስራሕ,ነገር,በትሪ,ሽግር,C |
|
ከመ’ሎኻ ‘ይትበሎ፡ ኣብ ገጹ __,ጽፍዓዮ,ኣስተብህሎ,ሰላም በሎ,ራአዮ,B |
|
ከይመኸርካ ዝግበር፡ ከየብኳዕካ ዝጋገር፡ እቲ ይገፍሕ፡ እቲ __,ይጎድል,ይሓጽር,ይነውሕ,ይነፍሕ,D |
|
ከይተሓርደ ኣይርከብ ስብሑ፡ ከይመርመርካ ኣይፍለጥ __,ፍርሑ,ጉርሑ,ሽርሑ,ልቡ,B |
|
ከይተቐብኡ ኣይነግሱ፡ ከይመንኮሱ __,ኣይጵጵሱ,ኣይከሓሱ,ኣይኽሰሱ,ኣይኾሉሱ,A |
|
ከይተዓደመ __ ከይጸገበ ወጸ።,ዝአተወ,ዝሳዕሰዐ,ዝመጸ,ዝበልዐ,C |
|
ከይኮነ __ ከይተሰብረ ጸግን።,ስማዕ,ወግን,ወስን,ግበር,B |
|
__ ይወዓዓሉ፡ ከይተኣማመኑ ይማሓሓሉ።,ከይሓደሩ,ከይሰምዑ,ከይወዓሉ,ከይበልዑ,C |
|
ከይጠዓምኩ ካብ ሙዙ፡ ረኸብኩዎ __,ስርሑ,መርዙ,መዘዙ,ጣዕሙ,C |
|
ከይጸልኡና ሕራይ ንበሎም፡ ኣየነጸብቖ __,ከየርስዑና,ከይቕየሙና,ከየልምዱና,ከይሰምዑና,C |
|
ከይጸውዑኻ መጻእካ፡ ከይጸገብካ ወጻእካ፡ __,ብኽልተ ገጽካ,ገዛካ,ብሓሳብካ,ክልተ ሳዕ ከፋእካ,D |
|
ከይጸውዕዎ ዝመጸ፡ ከይጸገበ __,ስተየ,ወጸ,ሳዕሰዐ,ኸደ,B |
|
ከይጸገቡ ኣይዘሉ፡ __ ኣይስንክሉ።,ከይተባእሱ,ከይጎየዩ,ከይዘለሉ,ከይደየቡ,C |
|
ከይፈልሐ ኣይግንፍልን፡ ከይበጽሐ __,እአይሽለምን,ኣይበስልን,ኣይገፍሕን,አይዕወትን,B |
|
ኩሉ መዓልቲ ደሓን፡ ሓደ መዓልቲ ግን __,ጽቡቕ,ኣይደሓን,ኣሜን,ሕማቕ,B |
|
ኩቱ እንታይ ይደሊ __,ዘይናቱ,ኩዕንቱ,ዘይግዱ,ጉቱ,A |
|
ካብ ሓሚምካ ሕክምና፡ ተኸናኺንካ __,ጨና,ጥዕና,ናብራ,ዜና,B |
|
ካብ ምስ ዓሻ __ ምስ ለባም ዓጸባ።,ልዝብ,ጸባ,ዘረባ,ዓለባ,C |
|
ካብ ሳዕሳዕካስ __,ዝለል,ተሸለም,ጉየ,ተቆጻጸ,D |
|
ካብ ክልተ'ያ ዝወለደስ፣ __ ቆቢዑ።,ሓደ,ቄናን,ነዊሕ,ገፊሕ,B |
|
ካብ ጉይይ ምዓል፡ __ ምሓዝ።,ገንዘብ,ክሳድ,ኢድ,ልቢ,B |
|
ካብ ጸባ ዘይተረኽበስ፡ ካብ __,ቢራ,እንቋቑሖ,ስዋ,ማይ ጸባ,D |
|
ክመኽርዎ ልቢ ዘይገብር፡ ከብልዕዎ ዝዓብር፡ ነቲ ምኽሪ ክላእ፡ ነቲ __ ክላእ።,እንጀራ,ገንዘብ,ቕጫ,ስጋ,A |
|
ክምብል በለ እምበር፡ __,ኣይፈሰሰን,አይተኻዕወን,ኣይትተሰብረን,ኣይከደን,B |
|
ክሰርቀኒ ዝረኣኹዎ፡ ክህበኒ __,ኣይበልክዎን,ኣይራኽዎን,ኣይኣመንኩዎ,ኣይሰማዕክዎን,C |
|
ክስርሓ ኢለን __ ተነጽየን መጻ።,ተሰሪሐን,ዝወጻ,ዝኸዳ,ከይደን,B |
|
ክትሕሱ ንጽባሕ፡ ዝድገም __,ቀኒሰሉ,ግበሮ,ሓሱ,ተጻወት,C |
|
ክነጽፍ ዝበለ ማይ ይጨኑ፡ ክበርስ ዝደለ ዓዲ__,ይዓኑ,ይጽብቕ,ይረስሕ,ይኸውን,A |
|
ክዳን ዘለዎ ልዑል፡ ክዳን ዘይብሉ __,ልባም,ድዑል,ድኻ,ጽጉም,B |
|
ክድቅሱ ነገር የኾምስዑ፡ ክትንስኡ ነገር __,ይኹልሱ,ይርስዑ,ይበልዑ,ይስስዑ,B |
|
ኮራዪ ጓሳስ ምስሑ እተሓስበ __ ይኸውን።,ኩሉ ግዜ,ጣዕሞቱ,ድራሩ,ቁርሱ,C |
|
ወዲ ሰራሒ ማዕጾ’ሲ፡ __ ይወስዶ።,ዝብኢ,ነብሪ,ድሙ,ኣድጊ,A |
|
ወዲ ኣማኒኻ ሓንግሮ፡ __ ኣታትዮ።,ወዲ ሓውካ,ወዲ ሰብይትኻ,ወድኻ,ወዲ ጓና,C |
|
ዋሕስካ ንቕድሜኻ፡ __ ንድሕሬኻ።,ሰብይትኻ,ልብኻ,ወላዲኻ,ናብራኻ,C |
|
ዋንኣ ዝኣመነት በጊዕ፡ __ ደገ ይሓድር።,እግራ,ኮልኮላ,ክሳዳ,ጸጉራ,B |
|
ሕንቁቅ ቆልዓስ ብኣቅሓ ኣብኡ __,ይበልዕ,ይኸብር,ይስዕስዕ,ይጻወት,D |
|
ክንዳና ዘይኣኽላ__ ይወዓላ,በገንዘብና,ብኣና,ምሳና,ገዛና,B |
|
ክንብርኵት ከይንብርኵት ኣብ __ ንብጻሕ,ዓውዲ,ሽዊት,ፍረ,ማይ,D |
|
ክዳን’ምበር ሕማቕ ዘረባ __ እዩ,ኣይበልን,ኣይረስሕን,ኣይኽደንን,ኣይደርቕን,A |
|
ወዮ ናታ ንሓማታ፡ ወዮ ንኡሶም ኮነ __,ምዕባዮም,ንጉሶም,ሰቦም,ሓላፊኦም,B |
|
ካብ ምስ ተወቕዑ ምንጽርጻር፡ ከሎ ገና __,ኽዳን ምኽዳን,ገጹ ምኽዋል,ካብ ዓዲ ምጥፋእ,ሓጹር ምሕጻር,D |
|
ካብ ምድብዳብ፡ ይሓይሽ __,ምእዳብ,ምጽራፍ,ምኽዳን,ምልባም,A |
|
ካብ ሽሕ ሰራራይ፡ ሓደ ዘይብሎም መኻራይ፡ ንኹሎም ኣኻኺብካ ናብ __,ገዛይ,ቃላይ,ማይ,ሰማይ,B |
|
ካብ ሽሕ ሃተፍ፡ ሓደ __,ተግባር,ከተፍ,ልቢ,ደገፍ,B |
|
ካብ ክፉእ __ ክፉእ ዘልምዱኻ,ዝብሉኻ,ዝመኹሩኻ,ዝዛረቡኻ,ዝገብሩኻ,D |
|
ካብ ክልተ ደቅኖ ኣይተዳሉ፡ __ ኣይትሓሉ,ዓውዲ,ህጓጕ መሸላ,ዝወለደ ስገም,ዝባጽሐ ስርናይ,B |
|
ካብ ክልተ ጥነሲ፡ ምእታን __,ክትመላለሲ,ክትሓርሲ,ክትወልዲ,ከይትሕጐሲ,D |
|
ካብ ወደይ __ ካብ ካልእ ሃገር ዓደይ,ከብደይ,ወገነይ,ዘመደይ,ገንዘበይ,A |
|
ካብ __ ዘገልገለ፡ ቀውዒ ሰፍኢ ዘቐበለ,ክረምቲ,ኩሉ ግዜ,ቀውዒ,ሓጋይ,A |
|
ካብ ዝወርወረ ዝመኸረ፡ ካብ __ ዝሰደረ,ዝኣመተ,ዝጎየየ,ዝሓሰበ,ዝዘለለ,A |
|
ካብ ዝደፈረ ዝተጠራጠረ፡ ካብ ዝተጠራጠረ __,ዝተብዐ,ዝተመራመረ,ዝወሰነ,ዝደፈረ,B |
|
ካብ ዝጸድፉ፡ ቈንጠጠፈ __,ይብልዑ,ይሓቝፉ,ይሓዙ,ይቕረጹ,B |
|
ክልተ ሳዕ ዝበልዑ ይተፍኡ፡ ክልተ ሳዕ ዝዛረቡ __,ይኸብሩ,ይሕስው,ይነብሩ,ይኸፍኡ,D |
|
ክርክር ካብ ስራሕካ __,የብኩር,የዛናግዕ,ይጥፍእ,ይጥፍእ,A |
|
ክሳብ ዝወጸለይ __ ጽግዕ ኢለ’ጸንሕ ኣብ ከረነይ,ክዳነይ,ወገነይ,ዘመነይ,ገዛይ,C |
|
ክቡር የኽብረካ መጠን __ ሕሱር የሕስረካ መጠን ርእሱ,ኽብሩ,ተግባሩ,ስሙ,ነብሱ,D |
|
ክብራ ንኽብራ፡ __ ንዓለም ትነብራ,ክትብል,ብጽፍራ,ተኸባቢራ,ናብራ,C |
|
ክናብ ኣብ ማሕረሱ፡ ኣባይ ኣብ __,ክሱ,መንከሱ,ዳሱ,መልሓሱ,D |
|
ክንዲ ዘኾለስኩ __ ተነኸስኩ,ኢደይ,እግረይ,ባዕለይ,ልበይ,B |
|
ክንድ ትገድፍ ትነድፍ፡ ክንድ ትለምጽ __,ትሕርፍፍ,ትህፍትፍ,ትቑንድፍ,ትኸትፍ,C |
|
ክዉን ኣይምለስ፡ ጓህሪ __,ኣይረስን,ኣይሰምዕ,ኣይኵለስ,ኣይጠፍእ,C |