File size: 524 Bytes
c560791 |
1 2 3 4 5 6 |
Proverb,A,B,C,D,Answer
ክፉእ ዘተ፡ ይኸፍእ ካብ __,መዓት,ዘመተ,መከራ,ሞት,B
ኰራዪ ተዀርማዪ፡ ጐያዪ __,ተሰባሪ,ተቐዳሚ,ተሰማዒ,ተገማዪ,D
ኳኽ ኣይጽዕዱ፡ ዕዉር __,ኣይሰምዕ,ኣይጸድፍ,ኣየማዕዱ,ኣይርኢ,C
ኲናት ንዝወርወረ፡ መሬት __,ንዝሃበ,ንዝገበረ,ንዝወረረ,ንዝኸበረ,B
በዓለገ ካብ ዝመኽሮ፡ ወድ ጭዋ __ ይበልጽ,ዝኾኖ,ዝሓስቦ,ዝገበሮ,ዝበሎ,B |